Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ኢኮኖሚ ዓለም ካብ 100 ትሪሊዮን ዶላር ከምዝሓልፍ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ኢኮኖሚ ዓለም ካብ 100 ትሪሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝሓልፍ ማእኸል መፅናዕቲ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን ብሪታኒያ ኣመልኪቱ። ኣብ ውፅኢት መፅናዕቲ እቲ ማእኸል ዝተቐመጠ ትምበያ ሊግ ሰደቓ ኢኮኖሚ ዓለም 2022 ምስ…

ምዕራባዉያን፤ ቻይናን ሩስያን ዝገብርኦ ፅዕንቶ ደዉ ከብላ ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሜር ፑቲን ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሜር ፑቲን ዕብየት ቻይናን ሩስያን ብናይ ምዕራባዉያን ፅዕንቶ ፖለቲካ ከምዘይታዓናቐፍ ኣፍሊጦም፡፡ ፕሬዚዳንት ቭላድሜር ፑቲን÷ ቻይናን ሩስን ኣብ ምርምር ህዋ፤  ሕክምና ሳይንስን ዓዉዲ ምክልኻልን ዝላዓለ ምትሕብባር ንግዲ…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምልባዕ ቫይረስ ኦሚክሮን ከምዝነከየ ተመራመርቲ እታ ሃገር ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ቫይረስ ኦሚክሮን መጠን ምልባዕ እናነከየ ምዃኑ ተመራመርቲ እታ ሃገር ኣፍሊጦም፡፡ በዓል ሞያ ጥዕና እታ ሃገር ማርታ ኑኔስ፤ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ራብዓይ ዓሌት ቫይረስ ኮቪድ ኦሚክሮን ሕማም ብሉዑል ብርኪ ተላቢዑ ከምዝነበረን እቲ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሆንክ ኮንግ ኢዱ የእቱ ኣሎ ክትብል ቻይና ከሲሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ቢሮ ቻይና ኣብቲ ሕብረት ከምዝሓበሮ ራስ ገዝ ቻይና ዝኾት ሆንግ ኮንግ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ፍሉይ ክልላዊ ምምሕዳር ብዝምልከት ሕብረት ኣውሮፓ ኢዱ ኣእቲዩ ኢዩ ክብል ከሲሱ። ቻይና ተቓውሞኣ ኣቕሪባ ዘላ፥ ላዕለዋይ ተወካሊ ፖሊሲ ጉዳያት…

ቻይና ሓዱሽ ዝተወለዐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ሰሙን ክትቆፃፀሮ ከምትኽእል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ሓዱሽ ዝተወለዐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ሰሙን ክትቆፃፀሮ ከምትኽእል ሰብ ሞያ ጥዕና እታ ሃገር ገሊፆም። ኣብ ሻንጋይ በዓል ሞያ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝኾኑ ዣንግ ዌንሆንግ፥ ቻይና ኣብታ ሃገር “ዜሮ ኮቪድ ፖሊሲ” መሰረት…

ሩሲያ ምስ ምስፍሕፋሕ ኔቶ ተተሓሒዙ ካብ ምዕራብ ዓለም ህፁፅ ልዝብ ከምትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ምስፍሕፋሕ ትካል ቃል ኪዳን ኖርዝ ኣትላንቲክ /ኔቶ/ ተተሓሒዙ ምስ ምዕራባውያን ህፁፅ ልዝብ ክትገብር ከምትደሊ ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሃገሮም ምስ ዩክሬን ኣብ ትዋሰነሉ ዶብ ዝተፈጠረጥሪ ኣመልኪቱ ድሕንነት ሞስኮ ናብ…

ደቡብ ኣፍሪካ ልዑል ቁፅሪ ሕሙማት ቫይረስ ኮሮና ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ልዑል ቁፅሪ ሕሙማት ቫይረስ ኮሮና ከምዘመዝገበት ተሓቢሩ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ፥ 13 ሺሕን 992 ሓደሽቲ ሕሙማት ኮቪድ-19 ከምዘመዝገበት ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ብሓፈሻ…

ሓቀኛ ዴሞክራሲ ክዓስል ዝኽእል ኣብ ሃገራት ኢድ ምእታው ጠጠው እንትብልን ህዝቢ ባዕሉ ወናኒ ዴሞክራሲ እንትኸውንን ኢዩ – ዋንግ ዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ “ሓደ ዓይነት ዴሞክራሲ የለን፤ እኳኣስ ሓቀኛ መንፈስ ዴሞክራሲ ንምዕሳል ንስራሕ” ክብሉ ኣብ መበል 14 መድረኽ ዴሞክራሲ ማሊ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተኻየደ…

ፓኪስታን፤ ኣሜሪካ ኣብ ተዳልዎ ኣኼባ ዴሞክራሲ ንዘይምስታፍ ወሲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓኪስታን፤ ኣሜሪካ ኣብ ተካይዶ ብመርበብ ሓበሬታ ዝተሓገዛ ኣኼባ ዴሞክራሲ ሃገሮም ንዘይምስታፍ ምውሳና ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን፤ ሃገሮም ኣብቲ ኣኼባ ንክትሳተፍ ዝቐረበላ ዕድመ ኣመስጊኖም። “ፓኪስታን ናፃ ስነ-ስርዓት ዳኝነት፣…

ፕሬዚዳንት ሩስያን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲን ኣብ ኒው ደልሂ ብምርኻብ ምይይጥ ገይሮም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩስያ  ቭላድሚር ፑቲንን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኒው ደልሂ ብምርኻብ ምይይጥ ገይሮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ዙርያ ጉዳይ ክልቲኣዊ ምይይጥ ዘርገበሩ እንትኾኑ÷ ነዚ ስዒቡ ድማ እተን ሃገራት 28 ስምምዓት ተፈራሪመን።…