Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣብ ኣሜሪካ ዴሞክራሲ እናንቆልቆለ ከምዝኾነ ሓደ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዴሞክራሲ እናንቆልቆለ ከምዝኾነ ቻይናዊ ዩኒቨርስቲ ሬሚንግ ኢኒስቲትዩት መፅናዕቲ ቁጠባዊ ሃፍቲ ቾንግ ያንግ “ንዲሞክራሲ ኣሜሪካ 10 ሕቶታት” ብዝብል ርእሲ ብዘካየዶ መፅናዕቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ኢንስቲትዩት ከምዝሓበሮ÷ ኣሜሪካ…

ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ምክልኻል ለውጢ ንብረት ኣየር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ለውጢ ከባቢ ኣየር ብተፈጥሮኣዊ ስነ-ምህዳር ከምኡ እውን ኣብ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዕቤት ልዑል ፅዕንቶ እናብፀሐ ከምዝኾነ ይዝረብ። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ዳካር…

ምሕዝነትን ምትሕብባርን ቻይና ኣፍሪካ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ሺ ጂንፒንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ምትሕብባርን ቻይና ኣፍሪካ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣፍሊጡ። 8የ ጉባኤ ሚኒሰስትራት ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ሴኔጋል ዳካር ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ምሕዝነት ቻይና - ኣፍሪካ ብንግዲ፣ ተሓዳሲ ሓይሊን ቀረብ…

ውድብ ጥዕና ዓለም “ኦሚክሮን” ዝተብሃለ ዓሌት ኮቪድ19 ሓደገኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም “ኦሚክሮን” ዝተብሃለ ዓሌት ኮቪድ 19 ብብርኪ ዓለም ብዘርአዮ ባህሪ ዝርገሐ ሓደገኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እቲ ቫይረስ ቅድሚ ሕዚ ተራኢዩ ብዘይፈልጥ ብርኪ ባህሪኡ ዝቐያይርን ብዙሓት ሰባት እናጥቀዐ ዝርከብ ለበዳ ቫይረስ ኢዩ…

ምዕራባውያን ሚዲያታት ንኣፍሪካ ዘለዎ ኣረኣእያ ግጉይ እዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚዲያታትን ትካላትን ምዕራባውያን ንኣፍሪካ ብምዝምልከት ዝፍንውዎም ፀብፃባት ዝተዛብዑ ብምዃኖም ንፍልፍል ሓበሬታ ከምዘይመርፁዎም ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ‘ዘ ቢግ ፎር ኣጀንዳ’ ኣብ ዝተሰመየ መድረኽ ኣብ ዘስምዕዎ…

ንግዲ ቻይና ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ ሓዱሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልውውጥ ንግዲ ቻይና ኣፍሪካ ካብ ጥሪ ክሳብ መስከረም 2021 ኣብ ዘለዉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 185 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ብምብፃሕ ሓዱሽ ክብረወሰን ኮይኑ ተመዝጊቡ፡፡ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ ወቕቲ እንትነፃፀር 38 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ሓለፋ ከምዘርአየ…

ኣብ ኣውሮፓ ለበዳ ኮቪድ19 ይስፋሕፋሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ብምኽንያት ቫይረስ ኮቪድ19 ሕይወቶም ዝስእኑ ቁፅሪ ዜጋታት ብ10 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ኣህጉር ኣውሮፓ፥ ካብ ካልኦት ክፍለዓለማት ብዝተፈለየ መልክዑ ዝርገሐን እቲ ቫይረስን በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝስእኑ…

ናይጄሪያ ዲጂታል ዕድጊት ብምጥቃም ፈላመይቲ ኣፍሪካዊት ሃገር ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ናይጄሪያ ዲጂታል ዕድጊት ብምጥቃም ፈላመይቲ ኣፍሪካዊት ሃገር ከምዝኾነት ተገሊፁ። ማእኸላይ ባንኪ ናይጄሪያ፥ ዕድጊት ወፃኢ ንምንካይን ስርዓት ፋይናንስ ንምዝማንን ከምኡ እውን ንምድንፋዕ ናብ ዕድጊት ዲጂታል ገንዘብ ከምዝተፀምበረ ኣፍሊጡ።…

እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ-ኢጋድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ ክብል ኢጋድ ኣፍሊጡ። ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት እታ ሃገር ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ። ኣቦ መንበር ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየው፥ እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ…

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ከምዘተሓሳሰቦ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣዝዩ ከምዘተሓሳሰቦ ኣፍሊጡ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ሙሳ ፋቂ ማሀመት፥ ኣብ ሱዳን ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ዘርእዮ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃማዶክን…