Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ቀዳማይ ሚኒስትር ዓብደላ ሃምዶክ ናይ ገዛ እሱር ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዓብደላ ሃምዶክ መንነቶም ብዘይተፈለጡ ወታደራዊ ሓይሊታት ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ገዝኦም ብምኽባብ ናይ ገዛ እሱር ከምዝገበሩዎም ኣል ሃዳድ ዝተብሃለ ጣቢያ ቴሌቪዥን ፀብፂቡ። እቲ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ ሃምዶክ ቅድሚ ምውሳዱ ኣማኻሪ ሚዲያ…

ጉባኤ ሚኒስራት ኢጋድ ኣብ ጁብቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 11፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስራት ኢጋድ ኣብ ጁብቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ስራሕ ንምእላሽ ኣብ ዝስደዱ ሰባት ብምኳር ኢዪ ዝዛተ ዘሎ። ሚኒስትራት ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት፣ ኣባል ሃገራትን ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካለትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ድማ ተገሊፁ። ቀጣናዊ…

ኣብ ቻይና ቁፅሪ ተረባሕቲ 5 ጂ ኢንተርኔት 450 ሚሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቁፅሪ ተረባሕቲ 5 ጂ ኢንተርኔት 450 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ቴክኖሎጂን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዓማዊል ብግቡእ ኩነታት ዘሳልጥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 16 ሚሊየን ማእኸላት 5 ጂ ኢንተርኔት ከምዘለዉ ሓቢሩ። ነዚ…

ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 496 ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ዝኽበር ዘሎ እንትኸው፥ ናይ ነብዩ ሙሃመድ(ሰ.ዐ.ወ) ውልደት ብምሕሳብ  ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ። ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ሓዊሱ  ኣብ…

እንነብረሉ ይኹን መስዋእቲ ንኸፍሎ ንሃገርን ህዝብን ኢዩ-ኣባላት ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ወታደር ዝነብር ይኹን መስዋእቲ ዝኸፍል ንሃገርን ህዝብን ኢዩ ክብሉ ኣባላት ሰራዊት መሰረታዊ ስልጠና ብርሸለቆ ተዛሪቦም። እቲ ሰራዊት ካብ ቤተሰቡን ናብርኡን ቀዳምነት ንሃገሩን ህዝቡን ብምባል ደኺሙንን ሰልቺዩንን እንተይበለ ዝተውሃቦ ሕገ…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ንኣፍጋኒስታን ሓገዝ ንምግባር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ሰብኣዊ ቅልውላው ኣፍጋኒስታን ንምፍታሕ ሓገዝ ንምግባር ከምዝተስማዕማዓ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ማሪዮ ድራጊ ኣበቲ እዋን ከምዝገለፁዎ፥ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምውጋድ ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ። ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ…

ኣብ ብራዚል ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 600 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚል ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 600 ሺሕ ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ብምኽንያት እዚ ድማ ብራዚል ካብ ኣሜሪካ ቀፂላ ልዑል ቁፅ ዘለዎም ሰባት ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ዘተኣናገደት ካልአይቲ ሃገር ኮይና፡፡ እናወሰኸ…

ፊሊፒንሳዊት ማሪያ ሬሳን ሩሲያዊ ድሚትሪ ሙራቶቭን ተዓወትቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2021 ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊሊፒንሳዊት ማሪያ ሬሳን ሩሲያዊ ድሚትሪ ሙራቶቭን ተዓወትቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2021 ኮይኖም። ክልቲኦም ሰባት ተዓወትቲ ክኾኑ ዝኸኣሉ፥ ዴሞክራሲን ሰላምን ንኸዓስል ሓሳብ ብናፅት ናይ ምግላፅ መሰል ንኽኽበር ብዘበርከቱዎ ኣስተዋጽኦ ከምዝኾነ…

ኣብ ደቡብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምዕልቕላቕ ውሕጅ ልዕሊ 600 ሺሕ ዜጋታት ንጉድኣት ተቓሊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ካብ ወርሒ ጉምበት ጀሚሩ እናተስፋሕፈሐ ብዝመፅአ ሓደጋ ምዕልቕላቕ ውሕጅ ብውሑዱ 623 ሺሕ ዜጋታት ንጉድኣት ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ። በቲ ሓደጋ ብዙሓት ሰባት መረበቶም ሓዲጎም እናሃደሙ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡ ኣብታ ሃገር ዝወቕ…

ታንዛኒያዊ ፕሮፌሰር ኣብዱልራዛቅ ጉርናህ ተዓዋቲ ሽለማት ኖቤል 2021 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ታንዛኒያዊ ደራሲ ፕሮፌሰር ኣብዱልራዛቅ ጉርናህ ተዓዋቲ ሽለማት ኖቤል 2021 ዓውዲ ስነፅፍ ኮይኑ። ተሸላሚ ከምዝኾነ ዝሓበረ ኣካዳሚ ስዊድን እንትኸውን፥ ሓበሬታታት ከምዘመላኽቱዎ ተዓዋቲ ዝገበሮ ስነ-ፅሑፍ ድማ ኣብ ክፋእ ባዕዳዊ መግዛእቲን ኣብ…