Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ሽልማት ኖቤል ኬሚስትሪ 2021 ክልተ ሳይንቲስቶት ብሓባር ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊድን ስቶኮልም “ሳይንስ ኣካዳሚ ሮያል” ዝተሳለጠ ጉባኤ ሽልማት ኖቤል 2021 ዘፈር ኬሚስትሪ ጀርመናዊ ሳይንቲስት ቤንጃሚን ሊስትን ኣሜሪካዊ ዴቪድ ማክሚላን ብሓባር ከምዝተዓወቱ ተገሊፁ። ኮሚቴ ኖቤል ከምዝገለፆ፥ እቶም ሳይንቲስታት ኣብ…

ኣብ ሽልማት ኖቤል ዓውዲ ሕክምና 2021 ክልተ ተመራመርቲ ተዓወትቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሽልማት ኖቤል ዓውዲ ሕክምና ወይ ድማ ፊዚዮሎጂ 2021 ዴቪድ ጁሊየስን ኣርደም ፓታፑቲያን ዝተብሃሉ ክልተ ተመራመርቲ ብሓባር ተዓወትቲ ኮይኖም። እቲ ውሳነ ተመሓላሊፉ ዘሎ ኣብ ናይ ትማሊ ዕለት ኢንሰትቲትዩት ካሮሊንስካ ስዊድን ብዝተሰየመ…

ፉሚዮ ኪሺዳ ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ንምዃን ዘኽእሎም ውፅኢት ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ ውድድር ኣመራርሓ ኤልዲፒ ብምስዓር ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ንምዃን ተሰናዲኦም። እቶም ነበር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፥ ውድድር መረፃ ኣመራርሓ ገዛኢ ፓርቲ ብምስዓሮም ቀዳማይ ሚኒስትር እታ…

ቻይናን ሩሲያን ዝርከበኦም 13 ሃገራት ሰብኣዊ መሰል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ሃገራት ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ክህሉ ከምዘይግባእ ፀዊዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ተዋሳእቲ ሰብኣዊ መሰል ንኸኽብሩ ዓለም ለኸ መምርሒታት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣድልዎ ተግባራዊ ክገብራ ይግባእ ክብላ ቻይናን ሩሲያን ሓዊሱ 13 ሃገራት ፃውዒት ኣቕሪበን። ካብዚ ብተወሳኺ ሰብኣዊ መሰል ከም ምኽንያት ብምምጥቃም ኣብ ውሽጣዊ…

ኣብ ሱዳን ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ሱዳን ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝተኻየደን ዝፈሸለ ፈተነ ከምዝኆነን መራኸቢ ሓፋሽ መንግስቲ እታ ሃገር ፀብፂቡ። ብዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ከምዝተፀብፀበ፥ መንነቶም ዘይተፈለጡ ኣካላት ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ብምግባር ሬድዮ…

50 ስደተኛ ዜጋታት ደቡብ ሱዳን ኣብ ባሕሪ ደቡብ ሱዳን ጥሒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)50 ስደተኛ ዜጋታት ደቡብ ሱዳን ኣብ ባሕሪ ደቡብ ሱዳን ጥሒሎም ህይወቶም ከምዝሓለፈ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሰብ መዚ ሱዳን ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ስደተኛታት ብኣዘዋወርቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዙ ካብ ሞንጎ ዝነበሩ 4 ሺሕን 850…

ፕሬዚዳንት ኣልጀርያ ነበር ዓብደልኣዚዝ ቡተፍሊቃ ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣልጀርያ ነበር ዓብደልኣዚዝ ቡተፍሊቃ ድሕሪ ብዙሕ ሕማም ኣብ መበል 84 ዓመቱ ከምዝሞቱ ተገሊፁ።   መራሒ ኣልጀርያ ብምዃን ንኣስታት 20 ዓመታት ዝመርሑ ቡተፍሊቃ፥ ኣብ 2019 ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ሓምሻይ እብረ ስልጣን…

ባንግላድሽ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ን18 ኣዋርሕ ዝዓፀወቶም ኣቢያተ ትምህርቲ ዳግም ከፊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ባንግላድሽ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ን18 ኣዋርሕ ዝዓፀወቶም ኣቢያተ ትምህርቲ ዳግም ከምዝኸፈተት ተገሊፁ። እተን ን1 ዓመትን 6 ወርሒን ተዓፂየን ዝነበራ ኣቢያተ ትምህርቲ ዳገም ተኸፊተን ዘለዋ፥ ዝርገሐ እቲ ለበዳ ቫይረስ እናነከየ ስለዝመፅአ…

ሰሜን ኮርያ ፈተነ ነዊሕ ርሕቐት ባላስቲክ ሚሳኤል ኣካይዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮርያ ንመብዛትትኡ ከባቢታት ጃፓን ክወቅዕ ዝኽእል ፈተነ ነዊሕ ርሕቐት ክሩዝ ሚሳይል ከምዘካየደት ተገሊፁ። ኣብቲ ቀዳመ ሰንበት ዝተኻየደ ፈተነ፥ ኣስታት 1 ሺሕን 500 ኪሎ ሜትር ዝጎዓዙ ሚሳይላት ተራእዮም እዮም ተባሂሉ። እቲ ፈተነ…

ሕብረት ኣፍሪካን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ወታደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ጊኒ ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ዝተኻየደ ወታደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ጊኒ ኮኒኖም። ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ እዋን ፌሊክስ ሺሴኬዲ፥ ኣብ ጊኒ ነቶም ፕሬዚዳንት ብምዕጋት መንግስታዊ…