Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሰሜን ኮርያ ፈተነ ነዊሕ ርሕቐት ባላስቲክ ሚሳኤል ኣካይዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮርያ ንመብዛትትኡ ከባቢታት ጃፓን ክወቅዕ ዝኽእል ፈተነ ነዊሕ ርሕቐት ክሩዝ ሚሳይል ከምዘካየደት ተገሊፁ።
ኣብቲ ቀዳመ ሰንበት ዝተኻየደ ፈተነ፥ ኣስታት 1 ሺሕን 500 ኪሎ ሜትር ዝጎዓዙ ሚሳይላት ተራእዮም እዮም ተባሂሉ።
እቲ ፈተነ…
ሕብረት ኣፍሪካን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ወታደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ጊኒ ኮኒኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ዝተኻየደ ወታደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ጊኒ ኮኒኖም።
ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ እዋን ፌሊክስ ሺሴኬዲ፥ ኣብ ጊኒ ነቶም ፕሬዚዳንት ብምዕጋት መንግስታዊ…
ሕብረት ኣውሮፓ ካብ ኣሜሪካ ናብ ኣውሮፓ ዝግበር ጉዕዞ ንኽእገድ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ እናተጋደደ ብዝመፅአ ለበዳ ኮቪድ-19 ምኽንያት ካብ ኣሜሪካ ናብ ኣባል ሃገራት ዝግበር ዝኾነ ሕኹን ጉዕዞ ንኅእገድ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ።
እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓላለፎ ውሳነ ንዝቕፅል ሰነ ናይ ሓጋይ በዓላት…
ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ 7 ሚሊየን ሓሊፉ።
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻልን ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ኣፍሊጡ።
ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወተቶም ዝሰኣኑ ሰባት ድማ ልዕሊ 194 ሺሕ ከምዝኾነ ገሊፁ።
ብኻሊእ…
ናብ ኣፍሪካ ዝተለኣኸ ካታበት ኮቪድ19 እኹል ኣይኮነን – ውድብ ጥዕና ዓለም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኣፍሪካ ዝተለኣኸ ካታበት ኮቪድ19 እኹል ከምዘይኮነ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
ክታበት ኮቪድ ዝወሰዱ ትሕቲ 3 ሚኢታዊ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ እታ ኣህጉር ከምዝኾኑ ማእኸል ምክልኻል ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ ኣመልኪቱ፡፡
እቲ ማእኸል…
ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ምስ ሙስና ብዝተዛመደ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ቡቤዬ ማይጋ ቅድሚ ሸውዓተ ዓመት መስ ዝተፈፀመ ሙስና ዕድጊት ኣውሮፕላን ብዝተዛመደ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዕድጊት ኣውሮፕላን ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኢብራሂም ኬታ ካብ ዝግባእ ንላዕሊ…
ሊግ ዓረብ ኣብ ኣልጄሪያን ሞሮኮን ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ብዘተ ክፈትሓ ፀዊዑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እስላማዊ ምትሕብባር ሊግ ዓረብን ስዑድ ዓረብ፤ ኣብ ኣልጄሪያን ሞሮኮን ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ብዘተ ክፈትሓ ፀዊዖም።
ኣልጄሪያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ብሞሮኮ ኣቢሉ ምትንዃይ ከምዘሎ ብምፅራሕ ምስ ሞሮኮ ዘለዋ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ምቁራፃ ኣፍሊጣ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ሰብአዊ ድጋፍ ዝገብሩ ዘለዉ ዓለም ለኻዊ ትካላት ናይ ኢትዮጵያን ሉዓላዊነት ብዘኽበረ መልክዑ ንክንቀሳቐሱ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሰብአዊ ድጋፍ ዝገብሩ ዘለዉ ዓለም ለኻዊ ትካላት ናይ ኢትዮጵያን ሉዓላዊነት ብዘኽበረ መልክዑ ንክንቀሳቐሱ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኣይተ ደመቀ፥ መንግስቲ ኣብ ሰሜላዊ ክፋል እዛ…
ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ህፃናት ብዴልታ ኮቪድ-19 ይጥቅዑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ህፃናት ብዴልታ ኮቪድ-19 ይጥቅዑ ኣለዉ ተባሂሉ።
ኣካዳሚ ፔዲያትሪክስ ኣሜሪካን ማሕበር ሆስፒታል ህፃናትን ብዘውፅኡዎ ፀብፃብ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራሕ ኣብታ ሃገር ናብ 94 ሺሕ ዝፅግዑ ህፃናት በቲ ቫይረስ ተጠቒዖም፡፡…
ሩስያ ንመስመር ጋዝ ከም ፖሎቲካዊ ረብሓ እንተተጠቒማትሉ እግዳ ክስዕባ ከምዝኽእል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርከል ሩስያ ነቲ ብዩክረይን ዝሓልፍ መስመር ጋዝ ክትዓፅዎ እንተፈቲና ኣብ ልዕሊኣ ተወሳኺ እገዳ ክግበር ከምዝኽእል ኣጠንቂቐን።
ኣንገላ መርከል ናብ ርእሰ ከተማ ዩክረይን ከተማ ከይቭ ምብፃሕ ገይረን።
ንፕረዚዳንት…