Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ዶናልድ ትራምፕ ናብ እስራኤል ቴል ኣቪቭ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ድሕሪ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሃማስን ዝተገበረ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ናብ እስራኤል ቴል ኣቪቭ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቴል ኣቪቭ ቤን ጎሪዮን እንትበፅሑ ብወተሃደራዊ ምርኢት…

ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል 2025 ኮይነን፡፡ ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ሰባኺት ዴሞክራሲ ብምዃን ኣብ ሃገረን ዴሞክራሲ ክዓስል ንምግባር ብርቱ ቃልሲ ብምግባር ይፍለጣ። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ…

እስራኤል ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ድሕንነት እስራኤል ቀዳማይ ዙር ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቤኒያሚን ኒታንያሁ ከምዝበሎ፥ ብፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ዝተረፉ ተዓገትትቲ…

እስራኤልን ሃማስን ኣብ ፈላማይ ዙር ውጥን ሰላም ጋዛ ተሰማሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እስራኤልን ሃማስን ንምቁራፅ ተኹሲ መንገዲ ዝፀርግ እዩ ዝተብሃለሉ ፈላማይ ዙር ውጥን ሰላም ጋዛ ተሰማሚዖም፡፡ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓለላለፍዎ መልእኽቲ፤ እስራኤልን ሃማስን ኣብ…

ሽልማት ኖቤል ፊዚክስ ንሰለስተ ሳይንትስታት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሽልማት ኖቤል ፊዚክስ 2025 ንሰለስተ ሳይንትስታት ተዋሂቡ። ጆን ክላርክ፣ ሚኬል ኤች ዲቮሬትን ጆን ኤም ማርቲንስን እቲ ሽልማት ዝተዓወቱ ሞያተኛታት ኮምፒውተር ምህድስና ኢዮም። እቲ ሽልማት ንቐፃሊ ትውልዲ ዝምጥን ጠንካራ ኮምፒውተራት ኣብ…

ኣብ ኮፕ30 ቅዋም ኣፍሪካ ንምግዋሕ ሩሲያ ሓገዝ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብርት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያን ተወካሊ ሕብረት ኣፍሪካን ኢቭጌኒ ተርክሂን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ምትሕብባር ሩሲያን ሕብረት ኣፍሪካን፣ ምድላው ካልኣይ…

ኣብ ማላዊ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ወዲ 85 ዕድመ ፒተር ሙታሪካ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማላዊ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ወዲ 85 ዕድመ ነበር ፕሬዚዳንት ፒተር ሙታሪካ ተዓዊቶም። ካብ 2014 ክሳብ 2020 ዓ.ም.ፈ ነታ ሃገር ዝመርሑ ፒተር ሙታሪካ ሎሚ ዘበን ኣብ ዝተኻየደ መረፃ አወን 56 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ከምዝተዓወቱ ኮሚሽን…

ኣብ 2 ወርሒ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ሊትሮ ነዳዲ ናብ ዕዳጋ ዘቕረበ ፋብሪካ መፃረዪ ነዳዲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ግዙፍ ፋብሪካ መፃረዪ ነዳዲ ናይጄሪያዊ በዓል ሃፍቲ ኣሊኮ ዳንጎቴ ኣብ ውሽጢ 60 መዓልታት 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ሊትሮ ነዳዲ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ። እቲ ፋብሪካ ስራሕ ዝጀመረሉ ፈላማይ ዓመት ሎሚ ኣብ ወርሒ መስከረም ኣኽቢሩ። በዓል…

ጆ ባይደን ብሕማም መንሽሮ ቆርበት ሕክምና መጥባሕቲ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብሕማም መንሽሮ ቆርበት ሕክምና መጥባሕቲ ኣካይዶም። ውሃቢት ቃል ወዲ 82 ዓመት በዓል ፀጋ ዕድመ ጆ ባይደን ከምዝበልኦ÷ ባይደን ካብ ዘጋጠሞም ሕማም መንሽሮ ቆርበት ብዝተትሓሓዘ ዘካየድዎ ሕክምና መጥባሕቲ…

ኣብ ናይጄሪያ ብሓደጋ ምስማጥ ጃልባ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ናይጄሪያ ግዝኣት ኒጀር ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስማጥ ጃልባ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ እታ ጃልባ ህጻናት ሓዊሱ ልዕሊ 100 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ዘጋጠመ ሓደጋ ከምዝኾነ ሰብ እቲ ከባቢ ተዛሪቦም፡፡ በቲ…