Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ሃይቲ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት ኣስታት 2 ሺሕ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዛጊት ኣስታት 2 ሺሕ ሰባት ከምዝሞቱ ሰብ መዚ'ታ ሃገር ገሊፆም።
ብሰንኪ እቲ 7 ነጥቢ 2 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፥ ክሳብ ሕጂ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ከቢድን ፎኵስን ኣካላዊ…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዛምቢያ መራሒ ተቓዋሚ ፓለቲካዊ ፓርቲ ሃካይንደ ሂቺለማ…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዛምቢያ መራሒ ተቓዋሚ ፓለቲካዊ ፓርቲ ሃካይንደ ሂቺለማ ምዕዋቱ ኮምሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊፁ።
ሂቺለማ ነቲ ቀንዲ መቀናቕንቱ ዝኾነ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕሬዚዳንት ኤድጋር ሉንጉ ብልዕሊ 1…
ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ብውሑዱ ህይወት 304 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ብውሑዱ ህይወት 304 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 2 ዝተመዝገበ ራዕዲ መሬት ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ሰባት ቆሲሎም ተባሂሉ።
ትማሊ ቀዳም…
ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ንኹሎም ሚኒስትራት ኣሰናቢቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ኣንድሪ ራጆሊና ንኹሎም ናይታ ሃገር ሚኒስትራት ኣሰናቢቶም ተባሂሉ።
እቶም ፕሬዚዳንት ንኹሎም ሚኒስትራት ዘባረርሉ ምኽኒያት ኣይተፈለጠን።
ይኹን እንበር ንሕድሕድ ሚኒስትር ብኣካል ብምርካብ ኣፈፃፅማ ስርሖም ትሑት ምዃኑ…
ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ፈተነ ዝነበሩ ሰለስተ ኣፋውስ ኮቪድ-19 ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ብምኽንያት ቫይረስ ኮቪድ 19 ሕይወቶም ክስእኑ ዝኽእሉ ሰባት ቁፅሪ ይንክዩ ኢዮም ተባሂሉሎም ኣብ ፈተነ ዝነበሩ ሰለስተ ኣፋውስ ዕላዊ ገይሩ፡፡
እቶም ኣብ ፈተነ ዝርከቡ ኣፋውስ፥ ኣርቴሱኔት፣ ኢሜቲኒብን ኢንፊሊክሲማብ ዝበሃሉ…
ኣብ ዛምቢያ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ይካየድ ሎሚ መዓልቲ ኣሎ።
ኮሚሽን ቦርድ መረፃ ዛምቢያ ግልፂን ተኣማኒን ዝኾነ መረፃ ንምክያድ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ፡፡
ከይዲ መረፃ ዓለም ለኸ ተዓዘብቲ ከምዝከታተሉዎ ተሓቢሩ፡፡
ፕሬዚዳንት ኤድጋር ሉንጉ ዳግም…
ቻይናን ሩሲያን ሰፊሕ ሓበራዊ መታደራዊ ልምምድ ይገብራ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ሩሲያን ኣብ ከባቢ ማእኸላይ ሰሜን ቻይና ሰፊሕ ሓበራዊ መታደራዊ ልምምድ ይገብራ ኣለዋ።
“ምትሕብባር - 2021” ተባሂሉ ኣብ ዝተፀውዐ ሓበራዊ ልምምድ፥ 10 ሺሕ ዝኾኑ ኣባላት ሓይሊ ምድሪን ኣየርን ተሳቲፎም፡፡
ሩሲያ ንልምምድ ዝኾና…
ኬንያን ሶማሊያን ርክበን ንምምሕያሽ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያን ሶማሊያን ንዓማውቲ ተዘሓሒሉ ዝነበረ ዲፕሎማሲያዊ፣ ንግዲን ጀክልተኣዊን ርክበን ንምምሕያሽ ተስማዕሚዐን።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ኣብ መቃዲሾ ዘካየዱዎ ሓበራዊ ልዝብ ስዒቡ ኢዩ ኣብ…
ሕብረት ኣፍሪካ 220 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ንኣባል ሃገራት ምክፍፋል ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ 220 ሚሊየን ዶዝ ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ክታበት ኮቪድ 19 ንኣባል ሃገራት ምክፍፋል ጀሚሩ።
ኣብ ቀፃሊ እውን እቲ ሕብረት ተወሳኺ 180 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ናይ ምክፍፋል ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ።
እቲ ምክፍፋል ዕላዊ…
ፕሬዚዳንት ባይደን ብፆታዊ መጥቃዕቲ ዝተኸሰሰ ኣመሓዳሪ ኒውዮርክ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደንብፆታዊ መጥቃዕቲ ዝተኸሰሰ ኣመሓዳሪ ኒውዮርክ ካብ ስልጣኑ ንክወርድ ሓቲቶም።
እቲ ኣመሓዳሪ ሕጊ እቲ ግዝኣትን ፌደራልን ከም ዝጠሓሰ ዓቃቢት ሕጊ ለቲትያ ጄምስ ምስ ገለፃ ድሕሪ ሰዓታት እዮም ፕሬዚዳንት ባይደን ንተግባር…