Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኢራን ነዳዲ ኣብ እተመላልስ መርከብ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት እስራኤል ከሲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ነዳዲ ኣብ እተመላልስ መርከብ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት እስራኤል ከሲሳ።
ብሰንኪ እቲ ዝተወሰደ መጥቃዕቲ ድማ ክልተ ኢንግሊዝያውያንን ሓደ ሮማንያውን ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ።
ኣብ ለንደን ብዝመደበሩ ዞድያክ ማሪታይም እትምራሕ እታ መርከብ ኣብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ቱኒዝያ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ኣብ መላእ እታ ሃገር ብዘጋጠመ ብርቱዕ ተቓውሞ ካብ ሓላፍነቶም ተሰጕጎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ቱኒዝያ ከይስ ሰይድ፥ ኣብ መላእ እታ ሃገር ብርቱዕ ተቓውሞ ምስ ተላዓለ ንቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ስራሕ ብምስጓግ ንባይቶ እታ ሃገር ከመዝኣገዱ ተገሊፁ።
ብኣተሓሕዛ ኮቪድ-19 መንግስቶም ዝተቆጥዑ ኣሽሓት ቱኒዝያውያን ትማሊ ናብ ፅርግያታት…
እስራኤል ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ብተዓዛብነት እትሳተፈሉ ቦታ ምርካባ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ብተዓዛቢነት እትሳተፈሉ ቦታ ከም ዝረኸበት ሚንስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ያይር ላፒድ፥ እዚ ዕለት ርክባት እስራኤል-ኣፍሪካ እንፅምብለሉ እዩ ክብል ተዛሪቡ።…
ውድብ ጥዕና ዓለም ንምንጪ ቫይረስኮሮና ኣመልኪቱ ኣብ ቻይና ካልኣይ መድረኽ ምርመራ ንምክያድ ዘቕረቦ ትልሚ እታ ሃገር ነፂጋቶ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ናይቲ ንምንጪ ቫይረስኮሮና ኣመልኪቱ ክገብሮ ዝፀንሐ መርመራታት ከም መቐፀልታ ኣብ ቻይና ካልኣይ መድረኽ መርመራ ንምክያድ ዘቕረቦ ትልሚ እታ ሃገር ከምዝነፀገቶ ተገሊፁ።
ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥…
ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ብውሕዱ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ኣዝዩ ብርቱዕ ዝናብ ዘስዓቦ ሓደገኛ ውሕጅ ኣብ ከተማ ሼንግዙ ብውሕዱ 12 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሰበ ስልጣን እቲ ከባቢ ኣረጋጊፆም።
ካልኦት ሄናን ኣብ ዝተባህለት ግዝኣት ጥራይ ዝነብሩ ልዕሊ 10 ሺሕ ነበርቲ ድማ ካብ መረበቶም…
ሰብ መዚ ሰሜን ምዕራብ ናይጄሪያ ብሸፋቱ ተጨውዮም ዝፀንሑ 100 ኣዴታትን ህጻናትን ከም ዘፍትሑ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ መዚ ሰሜን ምዕራብ ናይጄሪያ ብሸፋቱ ተጨውዮም ዝጸንሑ 100 ኣዴታትን ህጻናትን ከም ዘፍትሑ ኣፍሊጦም።
እተን ኣዴታት መብዛሕትአን ቖልዑት ዘዕብያ ዝነበራ ምዃነን ክግለጽ እንከሎ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 8 ሰነ 2021 ካብ ግዝኣት ዛምፋራ…
መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 442 መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ብድምቀት ካብ መንጎ ዝኽበረሎም ሃገራት ስዑዲ ዓረብ ተረቋሒት እንትትኮን፥ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ካብ ዝተፈላለዩ…
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ናዕቢ ኣቐዲሙ ዝተሃቀነ ኢዩ-ሲሪል ራማፎሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ናዕቢ ኣቐዲሙ ዝተሃቀነን ኣንፃር ዲሞክራሲ ዝተገበረ መጥቃዕቲን ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ገሊፆም።
ማእሰርቲ ነበር ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ጃኮብ ዙማ፥ ጠንቂ እቲ ኣብታ ሃገር ተወሊዑ ዘሎ ናዕቢ እዩ።…
ኣብ ምዕራብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ዘጋጠመ ዕልቕልቕ ውሑጅ ብውሕዱ 120 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ዘጋጠመ ዕልቕልቕ ውሑጅ ብውሕዱ 120 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ።
ብኣማኢት ዝቑፀሩ ካልኦት ሰባት እውን ሃለዋቶም ከምዘይተፈለጠ ተሓቢሩ።
እቲ ዕልቕልቕ ብሰንኪ'ቲ ኣብቲ ዞባ ክዘንብ ዝቐነየ ዝናብ ዘስዓቦ ምዃኑ…
ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ቁፅሮም ከምዝወሰኸ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ቁፅሮም ከምዝወሰኸ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
ከም ገለፃ እቲ ትካል ኣብ ኣፍሪካ በቲ ቫይረስ ንሕልፈት ዝተቓልዑ ሰባት ቁፅሮም ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ብ43 ሚኢታዊ ክብ ክብል ክኢሉ፡፡
ናሚቢያ፣…