Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ጥሜት ንምጥፋእ ኣብ ዘኽእል መገዲ ኣይኮነትን – ፋኦ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ጥሜት ንምጥፋእ ኣብ ዘኽእል መገዲ ከምዘይኮነት ዓለም ለኸ ትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ) ተወካሊ ኣፍሪካ ኣበበ ሃይለገብሪኤል ገሊፆም። እታ ኣህጉር ጥሜት ንምጥፋእ ዝተተሓዘ ሽቶ ብዙሓት ስዳሮታት…

ደቡብ ሱዳን ኣገልግሎት በረራ ውሽጢ ዓዲ ዝህብ መገዲ ኣየር ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ሓንቲ ንኡሽተይ ኣውሮፕላን ምሕምሻሻ ስዒቡ ኣገልግሎት በረራ ውሽጢ ዓዲ ምእጋዳ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር፥ እታ ኣውሮፕላን ሰሉስ ምምሕምሻሻ ስዒቡ እቲ መገዲ ኣየር ብግዚያዊነት በረራ ከይገብር ኣጊዶም፡፡ እታ…

ብራዚል ብለበዳ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ልዑል ቁፅሪ እናመዝገበት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚል ብለበዳ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ልዑል ቁፅሪ እናመዝገበት ምዃና ተገሊፁ። እታ ሃገር ለበዳ ኮሮናቫይረስ ካብ ዝጅምር ብረቡዕ ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝልዓለ መጠነ ሞት ኣመዝጊባ ኣላ። ሚኒቴር ጥዕና እታ ሃገር ትማሊ ኣብ ዝሃቦ…

ኣብ ደቡብ ሱዳን ብዘጋጠመ ምሕምሻሽ ነፋሪት ኣስታት 10 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ምብራቃዊ ዞባ ጂንጎለ ትበርር ዝነበረት ነፋሪት ትማሊ ምሸት ወዲቓ ብምሕምሻሻ ኣብታ ካብ ነፋሪት ዝነበሩ እቶም 10 ከምዝሞቱ ሰብ መዚ እታ ሃገር ገሊፆም። እታ ነፋሪት ካብ ንኡስ መዓርፊ ነፈርቲ ፒረ ተበጊሳ ናብ ከተማ ጁባ…

ሱዳንን ግብፂን ወታደራዊ ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳንን ግብፂን ወታደራዊ ምትሕብባር ንምግባር ትማሊ ስምምዕነት ተፈራሪመን። ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሱዳን ሙሓመድ ኣልሑሴንን ናይ ግብፂ መዘነኦም ሞሓመድ ፋሪድን ኢዮም ኣብ ካርቱም ተራኺቦም ኣብ ስምምዕነት በፂሖም ዘለዉ፡፡ እቲ ስምምዕነት ኣብ…

ደቡብ ኣፍሪካ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና እንተነኪዩ ዝተቐመጡ ገደባት ከምተልሕልሕ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና እንተነኪዩ ዝተቐመጡ ገደባት ከምተልሕልሕ ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሲሪል ራማፎሳ፥ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምቁፅፃር ዝተቐመጡ እገዳታት ካብ ደረጃ ሰለስተ ጀሚሩ ክሳብ ደረጃ ሓደ ክዝወርድ ኣፍሊጦም፡፡…

ቻይና 100 ሺሕ ክታበት ኮሮና ንቱኒዝያ ክትልግስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና 100 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮሮና ንሰሜን ኣፍሪካዊት ሃገር ቱኒዝያ ንምልጋስ ከምዝወሰነት ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ኣብ ሞንጎ ቻይናን ቱኒዝዚያን ዘሎ ዝፀንሐ ምሕዝነት ብምምልካትን ቱኒዚያ እቲ ለበዳ ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ተሓሲቡ ዝተውሃበ…

ብኮቫክስ ሓገዝ ዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ክታበት ኮቪድ19 ናብ ጋና ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብኮቫክስ ሓገዝ ዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ክታበት ኮቪድ19 ናብ ጋና ኣቲዩ። ኮቫክስ ንጋና 600 ሺሕ መጠን ዘለዎ ክታበት ቫይረስኮሮና ምሃቡ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ክታበት ኣብ ብሪታኒያ ዝማዕበለ ክታበት ኦክስፎርድ ኣስራዜኒካ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ጋና እቲ…

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሶማሊያ ዝተናወሐ መረፃ ብቕልጡፍ ንኽተካይድ ፀዊዑ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 16 ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሶማሊያ ጀምስ ስዋን መራሕቲ ሶማሊያ ካብ ምግጫው ንደሓር ክምለሱን ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣብ ስምምዕነት ንኽበፅሑን ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ሓላፊ ፃውዒት ኣቕሪቦም ዘለዉ፥ ኣብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር…

ልኡኻት ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ኳርን ድሕሪ ሰለስተ ዓማውቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኻት ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ኳርን ድሕሪ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ኩዌት ተራኺቦም ምዝታዮም ተገሊፁ። ኣባል ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ወሽመጥ ባሕሪ ዝነበረት ኳር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2017 ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ኩለመዳይ ማዕቐብ ተነቢሩዋ ፀኒሑ…