Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ጣሊያን ለበዳ ኮቪድ 19 ንምዕጋት ዝዓለመ ገደብ ምንቅስቓስ ኣዊጃ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ንሳልሳይ ግዘ ዝጋፋሕ ዘሎ ለበዳ ኮቪድ 19 ንምዕጋት ዝዓለመ ፅኑዕ ገደብ ምንቅስቓስ ኣዊጃ።
ኣብታ ሃገር በቢመዓልቱ ብማእኸላይ 20 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝልከፉ ተገሊፁ።
ስለዝኾነ ኣብ ኩለን ግዝኣታት ጣሊያን ብሰንኪ እቲ ለበዳ…
ኣብ ብራዚል ኣብ ወርሒ መጋቢት ጥራሕ ልዕሊ 60 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ19 ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ብራዚል ኣብ ወርሒ መጋቢት ጥራሕ ልዕሊ 60 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እዚ ምስ ዝሓለፈ ወርሒ እንትነፃፀር ብዕፅፊ ወሲኹ ተባሂሉ፡፡
ፕሬዚዳንት ብራዚል ጆይር ቦልሶናሮ፥ እቲ ለበዳ ኣብ ምክልኻል ብምኽንያት…
ኣብ ከባቢ መንበሪ ገዛ ፕሬዚዳንት ኒጀር ተዅሲ ከምዝተሰምዐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኒጀር ከባቢ መንበሪ ገዛ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ተዅሲ ከምዝተሰምዐ ተገሊፁ።
እቲ ተዂሲ ን30 ደቓይቕ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ እቲ ተዅሲ ዕልዋ መንግስቲ ክኸወን ከምዝኽእል ማዕኸናት ዓለም ይፅብፅባ ኣለዋ።
እታ ሃገር ኣብ ቀረባ እዋን ምርጫ…
ሃገራት ለበዳ ንምክልኻል ዝሕግዝ ምትሕብባር ንኽጣየሽ ፃውዒት ኣቕሪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሃገራት ድሕሪ ሕዚ ክለዓል ንዝኽእል ለበዳ ሕማም ንምክልኻል ዝሕግዝ ስምምዕነት ምትሕብባር ንኽጣየሽ ፃውዒት ኣቕሪበን።
መራሂተ መንግስቲ ጀርመን ኣንጌላ ሜርክል፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰንን ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን ሓዊሱ…
400 ሜትሮ ዝንውሓታ መትረብ ስዊዝ ን1 ሰሙን ዓፂያ ዝነበረት መርከብ ምንቅስቓስ ጀሚራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መትረብ ስዊዝ ንሓደ ሰሙን ዓፂያ ዝነበረት ዘ ኤቨር ጊቨን ዝተብሃለት ዓባይ መርከብ ምንቅስቓስ ምጅማራ ተሓቢሩ።
400 ሜትሮ ዝንውሓታ ከምዘለዋ ዝተገለፀት ፀዓኒት ኣቑሑት ዓባይ መርከበብ፥ ካብ ዝነበረትሉ ኩነታት 80 ሚኢታዊ ተመዓራሪያ ምንቅስቓስ…
ኣብ ግብፂ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባቡር ብውሕዱ 32 ሰባት ሞይቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግብፂ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ባቡር ብውሕዱ 32 ሰባት ከምዝሞቱን ልዕሊ 165 ከምዝተሃሰዩን ሰብ መዚ እታ ሃገር ሓቢሮም።
ኣብ ዞባ ሶሃግ ኣብ ጥቓ ከተማ ታህታ ቅድምን ድሕሪትን ኮይነን ዝጉዓዛ ዝነበራ ሰብ ዝፀዓና ክልተ ባቡራት ብምግጫወን…
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ምንካዩ ፋኦ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ምንካዩ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያን ኬንያን ሓዊሱ ኣብቲ ዞባ ዝናብ ዘይምሕላዉ እቲ ዕስለ ንኽንኪ ምኽንያት ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡
ኣብቲ ከባቢ…
ሰሜን ኮሪያ ክልተ ባላስቲክ ሚሳኤል ናብ ባሕሪ ጃፖን ተኲሳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮርያ ክልተ ባላስቲክ ሚሳኤል ናብ ባሕሪ ጃፓን ቶኵሳ ክብላ ኣመሪካን ጃፓንን ሓቢረን ከሲሰንኣ።
እታ ሃገር ኣቐዲማ ዝኾነ ፈተነ ባላስቲክ ሚሳኤል ከይትገብር ብሕቡራት ሃገራት ምእጋዳ ይዝከር።
ስለዝኾነ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ነቲ ብሰሜን…
ሕፁይ ተወዳዳሪ ፕሬዚዳንት ኮንጎ ብምኽንያት ኮቮድ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁይ ተወዳዳሪ ፕሬዚዳንት ኮንጎ ጋይ ብሪስ መረፃ ምስተኻየደ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ብምኽንያት ኮቮድ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
እቶም ሕፁይ ተወደዳሪ ናብ ሆስፒታል ዝኣተዉ ኣብ ድሮ እቲ መረፃ ዝተኻየደሉ እዋን ከምዝነበረ እውን ተሓቢሩ፡፡
ነዚ…
26 ለጥቢ 8 ሚሊየን ዝኾኑ ብሪታኒያውያን በፃሓት ክታበት ኮቪድ ምርካቦም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)26 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዝኾኑ ብሪታንያውያን በፃሓት ቀዳማይ ዙር ክታበት ቫይረስኮሮና ከምዝወሰዱ ተገሊፁ፡፡
ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ማት ሃንኮክ፥ ከይዲ እቲ ክታበት “ዓቢዪ ዓወት” ክብሉ ገሊፆምዎ፡፡
እታ ሃገር ዓርቢ መዓልቲ ጥራሕ 711 ሺሕን…