Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ባይደንን ፑቲንን ኣብ ጉዳይ ኒኩሌር ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ጉዳይ ኒኩሌር ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ንፈለማ እዋን ብስልኪ ተዛቲዮም።
ባይደን ኣብ ዘተኦም ጉዳይ ተቓዋሚ ኣመራርሓ እታ ሃገር ዝኾኑ ኣሌክሲ ናቫልኒ እውን…
ቀ/ሚ ጣሊያን ጁሴፔ ኮንቴ ስልጣኖም ለቒቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጁሴፔ ኮንቴ ስልጣኖም ለቒቖም።
ለበዳ ቫይረስኮሮና ዝሓዙሉ መገዲ ብዝምልከት ወቐሳ እናቐረበሎም ዝፀንሑ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ መልቀቒ ደብዳበኦም ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣቕሪቦም ተቐባልነት ረኺቡ።
ኣብ ጣሊያን ብምኽንያት…
ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ሓሊፉ።
ክሳብ ሕዚ ብርኪ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝተተሓዙ ሰባት ቁፅሮም 100 ሚሊየን 286 ሺሕን 700 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡
ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት…
እንግሊዝ ካብ ታንዛኒያን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣብ ዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ማዕቐብ ኣንቢራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ካብ ታንዛኒያን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣብ ዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ናብታ ሃገር ከየኣትዉ እገዳ ኣንቢራ።
እቲ እገዳ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝተርኣየ ሓዱሽ ለበዳ ኮቪድ-19 ከይስፋሕፈሕ ብምሕሳብ ዝተነበረ ኢዩ ተባሂሉ፡፡
በዚ ድማ ካብ ሎሚ…
ቻይና ኣብ ልዕሊ ነበር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 28 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ልዕሊ ነበር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 28 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ።
እቲ ማዕቐብ እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ቻይና ኣቲዮም ኢዮም ብዝብል ዝተነበረ ምዃኑ ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ቻይና…
ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን መበል 46 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ቃለማሕላ ፈፂሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን መብል 46 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ቃለማሕላ ፈፂሞም።
ፀላም ኣሜሪካዊት ካማላ ሃሪስ ድማ ፈላሚት ጓልኣንስተይቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ቃለማሕላ ፈፂመን ኣለዋ።
ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ቃለማሕላ ድሕሪ ምፍፃሞም…
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ሲቡሲሶ ሞዮ ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ሲቡሲሶ ሞዮ ህይወቶም ምሕላፉ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኤመርሰን ማናንጋግዋ ኣፍሊጦም።
እቶም ፕሬዚዳንት፥ “ዚምባብዌ እሙን ኣገልጋሊ ህዝቢን ሓቀኛን ጅግናኣ ስኢና” ኢሎም።
ሲቡሲሶ ሞዮ ሙሉእ ህይወቶም ንናፅት ዚምባብዌ…
ተመራፂ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ሎሚ መዓልቲ ቃለ-መሓላ ክፍፅሙ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ዝተወቱ ጆ ባይደን ሎሚ መዓልቲ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ንምግልጋል ቃለ-መሓላ ክፍፅሙ ኢዮም።
ደገፍቲ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ኣብ ካፒቶል ሂል ዝፈጠሩዎ ናዕቢ ስዒቡ፥ ኣብቲ…
ብዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብድምቀት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ።
ትማሊ ታቦታት ካብ ኣድባራት ብምውፃእ ብካህናት፣ ዲያቆናትን ምእመናንን ተዓጂቡ ስርዓተ ጥምቀት ናብ ዝካየደሉ ጥምቀተ ባሕሪ ምፍናዉ ይዝከር።
ሎሚ መዓልቲ ድማ…
ኣብ 50 ግዝኣታት ኣመሪካ ብኣፅዋር ዝተዓጀበ ተቓውሞ ከይካየድ ተሰጊኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥር፣ 2013 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 50 ግዝኣታት ኣመሪካ ብኣፅዋር ዝተዓጀበ ተቓውሞ ከይካየድ ተሰጊኡ።
ምሩፅ ፕሬዚደንት ጆ ባይደን ኣብ መፃኢ ረቡዕ ስልጣኖም ዝርከቡሉ በዓለ ሲመት ክካየድ ኢዩ።
ይኹን እንበር ቅድሚኡ ካብዚ ቀዳመ ሰንበት ጀሚሩ ኣብታ ሃገር ብኣፅዋር ውግእ…