Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ትራምፕ ንምኽሳስ ዘብቅዕ ድጋፍ ኣባላት ሰኔት ከምዘይተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013ዓም(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ወርሒ ጥሪ ሓደ ኣብ ካፒቶል ዝተኸስተ ናዕቢ ብምልዓል ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ዶናልድ ትራማፕ ንምኽሳስ ዘድሊ ብዝሒ ክልተ ኢድ ናይ ሰለስተ ናይቲ ሰኔት ድጋፍ ኣይተረኽበን ተባሂሉ።
ኣባላት እቲ ሰኔት ሸውዓተ ኣባላት ርፐብሊካን ሓዊሱ 57 ድጋፍ…
ሩስያ ምስ ኣውሮፓ ሕብረት ዘለዋ ዝምድና ክትበትኽ ከም እትኽእል ኣጠንቂቓ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩስያ ምስ ኣውሮፓ ሕብረት ዘለዋ ዝምድና ክትበትኽ ከም እትኽእል ኣጠንቂቓ።
ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ፥ ኣውሮፓ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ እገዳ እንተኣንቢሩ ሃገሮም ምስቲ ሕብረት ዘለዋ ዝምድና ክትበትኮ ከም እትኽእል ኢዮም…
ፈነወ ቢቢሲ ኣብ ቻይና ከይመሓላለፍ ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ፈነወ ቴሌቪዥንን ሬድዮን ቢቢሲ ዎርልድ ኒውስ ኣብታ ሃገር ንከይመሓላለፍ ከምዝኣገደት ተገሊፁ።
ቢቢሲ ኣብ ለበዳ ቫይረስኮሮናን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዊገር ዝበፅሕ ግፍዕን ኣመልኪቱ ንዘቕርቦም ፀብፃባት ክትከስስ ዝፀንሐት ቻይና፥ ካብ ትማሊ ጀሚሩ…
ሴኔት ኣሜሪካ ከይዲ ክሲ ዶናልድ ትራምፕ ሕገ-መንግስታዊ ኢዩ ኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴኔት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዝተጀመረ ከይዲ ክሲ ሕገ-መንግስታዊ ኢዩ ክብል ወሲኑ።
ጠበቓታት ትራምፕ ብግደኦም፥ ዘበን ስልጣኖም ምስተዛዘመ ክሕተቱ ኣይግባእን ብምባል ተኻቲዖም፡፡
ሴኔት ኣሜሪካ 56 44…
ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን 25 ኣባላት ዘለዉዎ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ 25 ኣባላት ዘለዉዎ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ሓድሽ ካቢኔኦም፥ ኣብ ዝሓለፈ ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ስምምዕ ሰላም ካብ ዝኸተሙ ሸውዓተ መራሕቲ ዕጡቓት ነበር ኣካቲቶም ኣለዉ ተባሂሉ።…
ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ታንዛንያ ዘይተፈልጠ ሕማም ከምዝተራእየ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ታንዛንያ ዘይተፈልጠ ሕማም ከምዝተራእየ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ፀብፂበን።
እቶም ዝሓመሙ ሰባት ደም የምልሱ ከምዘለው'ውን ተገሊፁ።
ሰብመዚ ጥዕና ናይቲ ከባቢ ከምዝሓበሮዎ፥ ገለ ካብቶም ሕሙማት ኣብ ውሽጢ ሰዓታት ከምዝሞቱ…
ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብቫይረስ ኢቦላ ዝተትሓዘ ሰብ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብቫይረስ ኢቦላ ዝተትሓዘ ሰብ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።
ኣብ ምብራቓዊ ክፋል እታ ሃገር ሓደ ብቫይረስ ኢቮላ ዝተትሓዘ ሰብ ምርካቡ ሚኒስት ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ጥቓ ቡቴምቦ ዝተብሃለት ከተማ እውን ሓንቲ…
ሩስያ ዲፕሎማሰኛታት ሰለስተ ሃገራት ኣውሮፓ ኣባሪራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩስያ ዲፕሎማሰኛታት ሰለስተ ሃገራት ኣውሮፓ ኣባሪራ።
እታ ሃገር ኣብ ፈለማ ናይዚ ሰሙን ንኣሌክሲ ናቫልኒ ብምድጋፍ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ከም እተሳተፉ ዝገለፀቶም ዲፕሎማሰኛታት ጀርመን፣ ስዊድንን ፖላንድን ኢያ ኣባሪራ።
ሚኒስቴር ጉዳያት…
ኣንቶኒዮ ጉተሬስ ኣብ ማያንማር ዝተኻየደ ዕልዋ ክፈሽል ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጉተሬስ ኣብ ማያንማር ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ክፈሽል ንማሕበረሰብ ዓለም ፀዊዖም።
ውፅኢት መረፃ ምቕያር ቅቡልነት የብሉን ዝበሉ እቶም ዋና ፀሓፊ፥ እቶም ዕልዋ ዘካየዱ መራሕቲ’ውን ሃገር በዚ መገዲ ክትምራሕ ከም…
ኣብ ሃገረ ማይናማር ዕልዋ መንግስቲ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ማይናማር ዕልዋ መንግስቲ ብምክያድ ንመራሒት እታ ሃገር ኡንግ ሱ ኪን ኣብ ቀይዲ ኣውዒሉ፡፡
ካብ ኡንግ ሱ ኪን ብተወሳኺ ላዕለዎት ስብ መዚ መንግስቲ ከምዝተትሓዙ እውን ተሓቢሩ፡፡
ነቲ ስልጣን ዝተቖፃፀረ ጦር ሰራዊት፥ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ…