Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ዝካየድ መጥቃዕቲ ከምዝቕፅ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ዝካየድ መጥቃዕቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅ ኣፍሊጦም።
ፍልስጤማውያን ኣብ መስጊድ ኣል ኣቅሳ ኣቲዮም ወሲዶምዎ ዝበሉዎ ስጉምቲ ስዒቡ ዝተጀመረ ጎንፂ፥ ህይት ብዙሓት ሰባት እናሓለፈን ጉድኣት ኣካል…
ዝማዕበላ ሃገራት ንህፃናት ምኽታብ ኣቋሪፀን ንድኻታት ሃገራት ከማቕላ ውድብ ጥዕና ዓለም ፀዊዑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም፥ ሃብታማት ሃገራት ንህፃናት ንምኽታብ ዘውፅአኦ መደባት ኣናዊሓን ዘለወን ቢልቃጥ ክታበታት ቫይረስኮሮና ንድኻ ሃገራት ከካፍላ ተማሕፂኑ።
ዳይሬክተር ጄኔራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ሓሙሻይ መዓልቱ ኣቑፂሩ ኣብ ዘሎ ጎንፂ እስራኤል ኣብ ጋዛ ትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ኣጠናኺራ ትቕፅል ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እየሩሳሌም ዝካየድ ዘሎ ጎንፂ ሓሙሻይ መዓልቲ ኣብ ዘቁፀረሉ እዋን እስራኤል ኣብ ጋዛ ትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ኣጠናኺራ ትቕፅል ኣላ።
መንግስቲ እስራኤል ብኣየር ተሓጊዙ ጋዛ ንምሓዝ ኵናት ይጀምር እምበር ክሳብ ሕዚ ንጋዛ ክቆፃፀር ከምዘይከኣለ…
ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ።
ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ድማ ልዕሊ 40 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ተረኺቡዎም፡፡
እቲ ለበዳ ቫይረስ፥ ኣብ ገፀር ከባቢታት…
ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።
ብመሰረት እዚ እቶም ፕሬዚዳነት ንዝቕፅሉ 6 ዓማውቲ ሃገሮም ብፕሬዚዳንትነት ክመርሑ ኢዮም።
ሙሴቬኒ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ መርጫ ምዕዋቶም ይዝከር።
ፕሬዚዳነት ሳህለ…
ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ጆፍሪ ፈልትማንን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ላፔን ተዛቲዮም።
እቶም ኮሚሽነርን ኣምባሳደርን፥ ኣብ ሞንጎ ሕብረት…
ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስኮሮና ዓለም ለኸ ስግኣት ኢዩ – ውድብ ጥዕና ዓለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም የዓለም ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስኮሮና ዓለም ለኸ ስግኣት ኢዩ ክብል ወሲኑ።
እቲ ትካል ቢ.1.617 ዝተብሃለ ዓሌት ኮሮና ቫይረስ ካብ ካልኦት ዓሌታት ንላዕሊ ብቐሊሉ ዝመሓላለፍ ከምዝኾነ ብዝገበሮ መፅናዕቲ ዘረጋገፀ…
እስራኤል ኣብ መንበሪ ኮማንደራትን ክልተ ድፋዓትን ሃማስ መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈነወት ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ መንበሪ ኮማንደራትን ክልተ ድፋዓትን ሃማስ መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈነወት ተሓቢሩ።
እስራኤል መጥቃዕቲ ኣየር ምፍናዋ ስዒቡ ወታደራት ሃማስን ካልኦት ዕጡቓትን ብደርዘን ዝቑፀሩ ሚሳኤላት ናብ እስራኤል ዝተኮሱ እንትኾኑ፥ እዚ ድማ ኣብ…
ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ፓርላማኦም በቲኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ፓርላማኦም ካብ ቀዳም ምሸት ጀሚሮም በቲኖምዎ።
ስጉምቲ እቶም ፕሬዚዳንት ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ኣብታ ሃገር ብዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ዝተኣተዉ ቃላት ተፈፀምቲ ንምግባር በሪ ዝኸፍት ኢዩ ተባሂሉሉ፡፡…
ካብ ቁፅፅር ወፃእ ዝኾነት ናይ ቻይና ሮኬት ኣብ ቀዳመ ሰንበት ኣብ መሬት ከምተዓልብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎንግ ማርች ቢ5 ዝተብሃለት ዓባይ ሮኬት ካብ ህዋ ናብ መሬት እናተሓምበበት ከምዝኾነት ተሓቢሩ።
ኣብ መሬት እንትት ዓልብ ኣበይ ከባቢ ክትዓርፍ ከምትኽእል ንብዙሓት እናተሓሳሰበ እንትኸውን፥ ኣብ ዝቕፅል ቀዳመ ሰንበት ኣብ መሬት ክትዓርፍ ኢያ ዝብል…