Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ኣብ ኣጠቓቕማ ክታበት ቫይረስኮሮና ዝረአ ዘይፍትሓዊ ኣካይዳ ኮኒኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ 10 ሃገራት ዓለም 75 ሚኢታዊ ዝኸውን ክታበት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተጠቐማ ገሊፆም።
እዚ ኣካይ ድማ ፍትሓዊነት ኣይረአየሉን ክብሉ ኮኒኖምዎ።
ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ እቲ ክታበት አብ ኩለን…
ኣሜሪካ ንግብፂ ዝኸውን ናይ 197 ሚሊየን ዶላር መሳርሒታት ኲናት ኣፅዲቓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ምምሕዳር ኣሜሪካ ኣሜሪካ ንግብፂ ዝኸውን ናይ 197 ሚሊየን ዶላር መሳርሒታት ኲናት ከምዘፅደቐ ኣፍሊጡ።
እቲ ምምሕዳር 168 ሓፂር ርሕቐት ተወንጫፊ ሚሳኤላት ንግብፂ ንምሻጥ ኢዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ ዘሎ፡፡
ምፅዳቕ እቲ መሸጣ ኣፅዋር፥…
ክታበት ቫይረስኮሮና ብመደብ ኮቫክስ ኣቢሉ ናብ ኣፍሪካ ከምዝኣቱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ክልተ ዓይነታት ከታበት ቫይረስ ኮሮና ፍርያት ኣክስፎርድ-ኣስትራዘኒካ ንሓደጋ ኣብ ልዕሊ ዝተቓልዑ ኣብ ረብሓ ክውዕሉ ኣፅዲቑ።
እዚ ውሳነ እቲ ክታበት ብመደብ ኮቫክስ ኣቢሉ ናብ ኣፍሪካ ዝግዕዘሉ ኩነታት ዘመቻቹ እዩ ተባሂሉ።…
ናይጄሪያዊት ኢውያላ ፈላሚት ጓል ኣፍሪካዊት ኣንስተይቲ ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ንግዲ ዓለም ኮይነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይጄሪያዊት ዶክተር ንጎዚ ኦኮንጆ ኢውያላ ፈላሚት ጓል ኣንስተይቲን ኣፍሪካዊትን ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ንግዲ ዓለም ኮይነን ተሸይመን።
ሽምት እተን ሓዳሽ ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ንግዲ ዓለም ክፀድቕ ዝኸኣለ፥ ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ እቲ ትካል ፍሉይ…
ጊኒ ለበዳ ቫይረስ ኢቦላ ከምዝተረኣየ ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጊኒ ብለበዳ ቫይረስ ኢቦላ ህይወት ሰለስተ ሰባት ምሕላፉ ስኢቡ ብብርኪ ለባ ከምዝተረኣየ ዕላዊ ገይራ።
ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ጊኒ ካብ ዝተረኣየ ለበዳ ኢቦላ ንሕልፈት ካብ ዝተቃልዑ ሰባት ብተወሳኺ ኣርባዕተ ሰባት ድማ እቲ ቫይረስ ከምዝተረኸቦም…
ትራምፕ ንምኽሳስ ዘብቅዕ ድጋፍ ኣባላት ሰኔት ከምዘይተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013ዓም(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ወርሒ ጥሪ ሓደ ኣብ ካፒቶል ዝተኸስተ ናዕቢ ብምልዓል ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ዶናልድ ትራማፕ ንምኽሳስ ዘድሊ ብዝሒ ክልተ ኢድ ናይ ሰለስተ ናይቲ ሰኔት ድጋፍ ኣይተረኽበን ተባሂሉ።
ኣባላት እቲ ሰኔት ሸውዓተ ኣባላት ርፐብሊካን ሓዊሱ 57 ድጋፍ…
ሩስያ ምስ ኣውሮፓ ሕብረት ዘለዋ ዝምድና ክትበትኽ ከም እትኽእል ኣጠንቂቓ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩስያ ምስ ኣውሮፓ ሕብረት ዘለዋ ዝምድና ክትበትኽ ከም እትኽእል ኣጠንቂቓ።
ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ፥ ኣውሮፓ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ እገዳ እንተኣንቢሩ ሃገሮም ምስቲ ሕብረት ዘለዋ ዝምድና ክትበትኮ ከም እትኽእል ኢዮም…
ፈነወ ቢቢሲ ኣብ ቻይና ከይመሓላለፍ ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ፈነወ ቴሌቪዥንን ሬድዮን ቢቢሲ ዎርልድ ኒውስ ኣብታ ሃገር ንከይመሓላለፍ ከምዝኣገደት ተገሊፁ።
ቢቢሲ ኣብ ለበዳ ቫይረስኮሮናን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዊገር ዝበፅሕ ግፍዕን ኣመልኪቱ ንዘቕርቦም ፀብፃባት ክትከስስ ዝፀንሐት ቻይና፥ ካብ ትማሊ ጀሚሩ…
ሴኔት ኣሜሪካ ከይዲ ክሲ ዶናልድ ትራምፕ ሕገ-መንግስታዊ ኢዩ ኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴኔት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዝተጀመረ ከይዲ ክሲ ሕገ-መንግስታዊ ኢዩ ክብል ወሲኑ።
ጠበቓታት ትራምፕ ብግደኦም፥ ዘበን ስልጣኖም ምስተዛዘመ ክሕተቱ ኣይግባእን ብምባል ተኻቲዖም፡፡
ሴኔት ኣሜሪካ 56 44…
ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን 25 ኣባላት ዘለዉዎ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ 25 ኣባላት ዘለዉዎ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ሓድሽ ካቢኔኦም፥ ኣብ ዝሓለፈ ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ስምምዕ ሰላም ካብ ዝኸተሙ ሸውዓተ መራሕቲ ዕጡቓት ነበር ኣካቲቶም ኣለዉ ተባሂሉ።…