Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ታንዛንያ ዘይተፈልጠ ሕማም ከምዝተራእየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ታንዛንያ ዘይተፈልጠ ሕማም ከምዝተራእየ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ፀብፂበን። እቶም ዝሓመሙ ሰባት ደም የምልሱ ከምዘለው'ውን ተገሊፁ። ሰብመዚ ጥዕና ናይቲ ከባቢ ከምዝሓበሮዎ፥ ገለ ካብቶም ሕሙማት ኣብ ውሽጢ ሰዓታት ከምዝሞቱ…

ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብቫይረስ ኢቦላ ዝተትሓዘ ሰብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብቫይረስ ኢቦላ ዝተትሓዘ ሰብ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። ኣብ ምብራቓዊ ክፋል እታ ሃገር ሓደ ብቫይረስ ኢቮላ ዝተትሓዘ ሰብ ምርካቡ ሚኒስት ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ጥቓ ቡቴምቦ ዝተብሃለት ከተማ እውን ሓንቲ…

ሩስያ ዲፕሎማሰኛታት ሰለስተ ሃገራት ኣውሮፓ ኣባሪራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩስያ ዲፕሎማሰኛታት ሰለስተ ሃገራት ኣውሮፓ ኣባሪራ። እታ ሃገር ኣብ ፈለማ ናይዚ ሰሙን ንኣሌክሲ ናቫልኒ ብምድጋፍ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ከም እተሳተፉ ዝገለፀቶም ዲፕሎማሰኛታት ጀርመን፣ ስዊድንን ፖላንድን ኢያ ኣባሪራ። ሚኒስቴር ጉዳያት…

ኣንቶኒዮ ጉተሬስ ኣብ ማያንማር ዝተኻየደ ዕልዋ ክፈሽል ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጉተሬስ ኣብ ማያንማር ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ክፈሽል ንማሕበረሰብ ዓለም ፀዊዖም። ውፅኢት መረፃ ምቕያር ቅቡልነት የብሉን ዝበሉ እቶም ዋና ፀሓፊ፥ እቶም ዕልዋ ዘካየዱ መራሕቲ’ውን ሃገር በዚ መገዲ ክትምራሕ ከም…

ኣብ ሃገረ ማይናማር ዕልዋ መንግስቲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ማይናማር ዕልዋ መንግስቲ ብምክያድ ንመራሒት እታ ሃገር ኡንግ ሱ ኪን ኣብ ቀይዲ ኣውዒሉ፡፡ ካብ ኡንግ ሱ ኪን ብተወሳኺ ላዕለዎት ስብ መዚ መንግስቲ ከምዝተትሓዙ እውን ተሓቢሩ፡፡ ነቲ ስልጣን ዝተቖፃፀረ ጦር ሰራዊት፥ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ክታበት ሰደድ ንከይግበር ንዝኸልከለ ሕብረት ኣውሮፓ ነቒፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ነቲ ብሕብረት ኣውሮፓ ዝወፅአ ኣብ ኣባላት ሃገራት ዝፈርይ ክታበት ቫይረስኮሮና ናብ ወፃኢ ሰደድ ከይግበር ዝብል ሕጊ ተቓዊምዎ። ሕብረት ኣውሮፓ ክታበት ቫይረስኮሮና ንምብፃሕ ሕፅረት ኣብ ዘጋጠመሉ ግዘ እዩ፡ ኣብ ኣባል ሃገራት…

ሕብረት ኣፍሪካ ተወሰኽቲ 400 መጠን ዘለዎም ክታበት ቫይረስኮሮና ከምዘቕርብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ተወሰኽቲ 400 መጠን ዘለዎም ክታበት ቫይረስኮሮና ንኣባል ሃገራት ከምዘቕርብ ማእኸል ምክልኻን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ /ሲዲሲ/ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር እቲ ማእኸል ጆን ንከንጋሶንግ፥ እቲ ክታበት ዝርከብ ስልሒት ኣስትራዜንካ ኦክስፎርድ…

ባይደንን ፑቲንን ኣብ ጉዳይ ኒኩሌር ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ጉዳይ ኒኩሌር ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ንፈለማ እዋን ብስልኪ ተዛቲዮም። ባይደን ኣብ ዘተኦም ጉዳይ ተቓዋሚ ኣመራርሓ እታ ሃገር ዝኾኑ ኣሌክሲ ናቫልኒ እውን…

ቀ/ሚ ጣሊያን ጁሴፔ ኮንቴ ስልጣኖም ለቒቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጁሴፔ ኮንቴ ስልጣኖም ለቒቖም። ለበዳ ቫይረስኮሮና ዝሓዙሉ መገዲ ብዝምልከት ወቐሳ እናቐረበሎም ዝፀንሑ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ መልቀቒ ደብዳበኦም ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣቕሪቦም ተቐባልነት ረኺቡ። ኣብ ጣሊያን ብምኽንያት…

ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ሓሊፉ። ክሳብ ሕዚ ብርኪ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝተተሓዙ ሰባት ቁፅሮም 100 ሚሊየን 286 ሺሕን 700 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት…