Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሰሜን ኮሪያ ምስ ደቡብ ኮሪያ ዝነበራ ዝኾነ ይኹን ርክባት ጠጠው ክብል ወሲና
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰሜን ኮሪያ ኣብ መንጎ ክልቲአን ኮሪያ ተጀሚሩ ዝነበረ ዝኾነ ይኹን ርክባት ጠጠው ክብል ከምዝወሰነት ኣፍሊጣ።
እቲ ውሳነ፥ ኣብ መንጎ ክልቲኦም መራሕቲ ዝፀንሐ ናይ ቴሌፎን ርክባት'ውን ዝሓውስ እዩ።
ሰሜን ኮርያ እቲ ውሳነ ኣብ ልዕሊ “ፀላኢት…
ህዝቢ ኣብ ዝእከበሎም ከባቢታት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምጥቃም ይግባእ-ውድብ ጥዕና ዓለም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ቅድሚ ሕዚ ኣብ ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ) ደንጊጉዎ ዝነበረ መምርሒ ከምዝቐየረ ኣፍሊጡ።
እቲ ውድብ ቅድም ክብል ናይ ሕክምና መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ሰራሕተኛታት ጥዕና፣ ንሕሙማት ቫይረስኮሮና ዝሕብሕቡ ሰባት…
መንግስቲ ኬኒያ ዘዳለዎም መወሸቢ ማእኸላትን ሆስፒታላትን ብሕሙማት ቫይረስኮሮና ከምዝመልኡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትሪ ጥዕና ኬንያ መንግስቲ ዘዳለዎም መወሸቢ ማእኸላትን ሆስፒታላትን ብሕሙማት ቫይረስኮሮና ስለ ዝመልኡ ኣብ ቀረባ ኣብ ገዛ ገዛ ዝወሃብ ኣገልግሎት ሕክምና ኮቪድ-19 ክጅምር እየ ኢሉ።
እቲ ሚኒስቴር፥ ሆስፒታላት ኣጋጢሙወን ዘሎ ፀገም ንምቅላል…
ኣብ ቻይና ቫይረስ ኮሮና ኣብ ማሕበረሰብ እናተዘርገሐ ከምዘይኮነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ማሕበረሰብ ዝነበሮ ዝርገሐ ምቁፅፃር ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ትማሊ ድማ ኣብታ ሃገር በቲ ቫይረስ ዝተትሓዘ ዝኾነ ይኹን ሰብ ኣይተመዝገበን ተባሂሉ።
ዝሓለፈ ረቡዕ 26 ጉንበት…
ኣብ ኢራን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝሓሙ ሰባት ዳግም ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢራን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝሓሙ ሰባት ዳግም ይውስኽ ኣሎ ተባሂሉ።
ብመሰረት እዚ ኣብዘን ክልተ መዓልታት ጥራሕ ልዕሊ 3 ሽሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ተታሒዞም።
እዚ ድማ በዝሒ ኣብታ ሃገር ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ናብ 160 ሽሕ ክብ…
ጣሊያን ዳግም ዶባታ ምኽፋት ጀሚራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ዓፂያቶም ዝነበረት ዶባታ ዳግም ምኽፋታ ኣፍሊጣ።
ነዙይ ስዒቡ ድማ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ጣሊያን ምእታው ዝደልዩ መገደኛታት ብዘይ ፈሊኻ መፅንሒ (ኳራንቲን) ብቐጥታ ንኸኣትዉ ከምዝተፈቐዱሎም ተገሊፁ።
እቲ ናይ ሕዚ…
127 ጋዜጠኛታት ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዓለምለኸ ጉጅለ ሓለዋ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ 31 ሃገራት ዓለም ዝርከቡ 127 ጋዜጠኛታት ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዓለምለኸ ጉጅለ ሓለዋ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ።
ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ብሌይስ ሎፖን ኣብ ዘሃቡዎ መግለፂ፥ ሰራሕተኛታት…
ኣውስትራሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምክያድ ዘኽእል ምርምር ንምግባር ዝዓለመ 66 ሚሊየን ዶላር በጂታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣውስትራሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምክያድ ዘኽእል ምርምር ንምግባር ዝዓለመ 66 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝመደበት ኣፍሊጣ።
እቲ ባጀት፥ ክታበት ንምርካብ፣ መድሓኒት ፀረ ቫይረስ ንምርካብ፣ ኣብ ሕክምና መተንፈሲ ኣካላት ንዝግበር ምርምራት ከምኡ ድማ…
ኣብ ደቡብ ኣሜሪካ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት 50 ሺሕ ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣሜሪካ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት 50 ሺሕ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ኣብታ ኣህጉር በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ናብ ሓደ ሚሊየን ከምዝተፀገዐ እውን ይግለፅ ኣሎ።
ብራዚል፣ ቺሊን ፔሩን እቲ ቫይረስ ብልዑል ብርኪ…
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ሃገሮም ምስ ውድብ ጥዕና ዓለም ዘለዋ ርክብ ኣቋሪፀምዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሃገሮም ምስ ውድብ ጥዕና ዓለም ዘለዋ ርክብ ከም ዘቋረፅዎ ኣፍሊጦም።
እቶም ፕሬዚዳንት ዝሃብዎ ውሳነ፥ ውድብ ጥዕና ዓለም ንቻይና ተሓታቲት ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣይገበራን ካብ ዝብል ዝብገስ ኢዩ ተባሂሉ።
ቻይና…