Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ብሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ዝጠፍኡ ብኣማኢቲ ዝቑፀሩ ሰባት ንምድሓን ፃዕሪ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዶብ ማሌዢያን ታይላንድን ብሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ዝጠፍኡ ብኣማኢቲ ዝቑፀሩ ሰባት ንምድሓን ፃዕሪ ይግበር ኣሎ።
መበገሲኦም ካብ ማይናማር ከተማ ቡቲዳንግ ዝገበሩ ኣስታት 300 ሰባት ኣብቲ ዶብ እንትበፅሑ ናብ ካልኦት ሰለስተ ማእኸለዎት …
ሰሜን ኮሪያ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ፕሬዚዳንት ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ንምርኻብ ደልዊ ከምዝኾኑ ድሕሪ ምግላፆም ኣብ ውሽጢ ሰዓታት ሰሜን ኮሪያ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ።
ሰሜን ኮሪያ ነቲ ባላስቲክ ሚሳኤል ናብ ምብራቕ ወሰን ባሕሪ…
ኣብ ኣሜሪካ ብሓደጋ ምሕምሻሽ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ኬንታኪ ትማሊ ምሸት ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን ዩፒኤስ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ፡፡
የእታ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን ካብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሉዊስቪል ሙሓመድ ዓሊ ምብራር ምስጀመረት ድሕሪ ሒደት…
ሰሜን ኮሪያ ሚኒስትር ምክልኻል ኣሜሪካ ዑደት እናገበሩሉ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ሮኬታት ተኲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ክልቲአን ኮርያታት ኣብ ዘዋስን ከባቢ ዑደት እናገበሩ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ሮኬታት ተኲሳ።
ሰሜን ኮሪያ ኣብዚ ሰሙን ብዙሕ መወንጨፊ ሮኬት ስርዓታ ናብ 10 ዝፅግዑ ሮኬታት ምትኳ ጦር ደቡብ…
241 ተሳፈርቲ ካብ ዝሞቱሉ ሓደጋ ኣውሮፕላን ይትረፍ እምበር ካብ ስቓይ ዘይደሓነ ራሜሽ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ መገደኛታትን ሰራሕተኛታት በረራን ሓዊሱ 242 ሰባት ዝሓዘት ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ 241 ዝኾነ ሰባት ህይወቶም ምሕላፉ ይዝከር፡፡
ካብቲ ዘስካሕኽሕ ሓደጋ ብህይወት ዝተረፈ ወዲ 39 ዓመት ቪስዋሽኩመር ራሜሽ፥ ተኣምር ከምዝኾነ…
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሸቐጣት ቻይና ኣንቢራቶ ዝነበረት ቀረፅ ካብ 57 ናብ 47 ሚኢታዊ ክትንኪ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕን ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግን ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣሳሊጦም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእልዎም ኩነታትን ሓበራዊ ተረባሕነትን…
ኣብ ኣሜሪካ ቪዛ ዝተሰረዞም ተዓዋቲ ኖቤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ንናይጄሪያዊ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቬል ዎሌ ሾይንካ ቪዛ ምስራዛ ተሓቢሩ።
ወዲ 91 ዓመት ናይጄሪያዊ ደራሲ ዎሌ ሾይንካ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል እንትኸውን÷ ካብ ኣሜሪካ ዝተውሃቦም ስደተኛ ዘይኮኑ ቪዛ ከምዝሰረዘን ከም እንደገና ኣሜሪካን…
ክልተ ኣውሮፕላናት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ባሕሪ ደቡባዊ ቻይና ተሓምሺሸን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልተ ኣውሮፕላናት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ባሕሪ ደቡባዊ ቻይና ተሓምሺሸን።
እቲ በረራ ዝገብሩ ዝነበሩ ሓሙሽተ ሰራሕተኛታት ካብቲ ሓደጋ ምድሓኖምን እተን ዝተሓምሸሻ ኣውሮፕላናት ንምርመራ ናብ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ መልኣኸንን ተገሊፁ።…
ካብ ሙዚዬም ሎቭር ፈረንሳይ ክባር ዝኾኑ ገይፃመይፂ ብምስራቕ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ….
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ሙዚዬም ሎቭር ፈረንሳይ ክባር ዝኾኑ ገይፃመይፂ ብምስራቕ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ትማሊ ምሸት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።
ቤት ፅሕፈት ዓቃቤ ሕጊ ፓሪስ ከምዝበሎ፥ እቶም ውልቀ ሰባት ዝሰረቕዎም ክባራት ገይፃ መይፂ ብምሓዝ ካብ ሃገር ክወፅኡ ክብሉ…
ኣብ ኡጋንዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ተሽከርከርቲ 63 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ኣውራ ጎደና ጉሉ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግጫው ተሽከርከርቲ ህይወት 63 ሰባት ሓሊፉ።
ፖሊስ እታ ሃገር ከምዝሓበሮ÷ እቲ ሓደጋ ብተፃራሪ ኣንፈት ይጓዓዛ ዝነበራ ክልተ ኣውቶቡሳት መኪና ደሪበን ንምሕላፍ እንትፍትና ዘጋጠመ ኢዩ።…