Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

መራሒ መንግስቲ ጀርመን ኢራን ናብ ድርድር ክትምለስ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መራሒ መንግስቲ ጀርመን ፍሬድሪክ ሜርዝ ኢራን ብቕልጡፍ ናብ ድርድር ዘተ ክትምለስ ኣለዋ ኢሎም፡፡ ፍሬድሪክ ሜርዝ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብስልኪ ከምዝተዛተዩ ብምሕባር፤ ኣብ ዘትኦም ኢራን ናብ ድርድር ክትምለስ ከምዘለዋ…

ቻይና ካብ ኣሜሪካ ነዳዲ ክትገዝእ ተሰማሚዓ – ዶናልድ ትራምፕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ቻይና ካብ ኣሜሪካ ነዳዲ ክትገዝእን መሻርኽቲ ንግዲ ክትከውንን ተስማዕሚዓ ኢሎም። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ታሪኻዊ ዑደት ኣብ ቤጂንግን ምስ ቻይናዊ መዘንኦም ሺ ጂንፒንግ ዕዉት ርክብ ክብሉ ዝገለፅዎ ዘተ…

ቻይና ኣብ ጉዳይ ታይዋን ምስ ኣሜሪካ ናብ ጎነፅ ክትኣቲ ትኽእል ኢያ – ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ጉዳይ ታይዋን ብኣግባቡ ተዘይተራእዩ ምስ ኣሜሪካ ናብ ጎነፅ ንኣቲ ንኽእል ኢና ኢሎም። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቻይና ኣብ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምስ ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ ንክልተ ሰዓታት ዝፀንሐ…

ሩሲያ ዘካየደቶ ፈተነ ኣህጉር ኣቋራፂ ባላስቲክ ሚሳኤል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ "ሳርማት" ዝተብሃለ ዓረር ኒውክሌር ዝሽከም ኣህጉር ዘቋርፅ ፈተነ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣካይዳ። ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፤ ሩሲያ ኣብ ዓለምና ኣዚዩ ሓያል ተብሃለ ኣህጉር ዘቋርፅ ፈተነ ባላስቲክ ሚሳኤል ብዓወት ኣካይዳ።…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብዚ ሰሙን ዕላዉ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ከምዘምርሑ ተሓቢሩ፡፡ ድሕሪ ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ኣብ ቻይና ዑደት እንትገብር እዚ ፈላማይ ምዃኑ ዝተገለፀ እንትኸውን፤…

ክሌማዊ ለውጢ ንፅዋዕ ዓለም 2026 …

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፀጋሚ ኩነታት ኣየር ንኽካየድ ሒደት እዋናት ንዝተረፎ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2026 ፈተና ክኸውን ከምዝኽእል ተሓቢሩ። እቲ ውድድር ኣብ ዘተኣተናግዳ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዘሎ ክሌማዊ ለውጢ ብልዑል ሙቐት፣ ነጎድጓዳማ ዝናብን ሃልሃልታ ሓዊን…

ሩስያ መበል 81 ዓመት ዓወት በዓላ ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ ሞስኮ ተኽብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩስያ ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ኣብ ልዕሊ ናዚ ጀርመን ዓወት ዘመዝገበትሉ መበል 81 ዓመት ዓወት በዓላ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓት ተኽብር ኣላ። እቲ በዓል ኣብ ዋና ከተማ ሞስኮ ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ ብዝተፈላለዩ ወታደራዊ ምርኢታት…

ሰላምን ዕቤትን ሱዳን ከም ቀጥተኛ ስግኣት ትምልከት ግብፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግብፂ ሰላምን ምዕባለን ሱዳን ከም ቀጥተኛ ስግኣት ኢያ ትመለከቶ ኢሎም ሱዳናዊ ፀሓፊን ተንታኒን ናስር ሳቲ (ዶ/ር)። ኣብዚ ሰሙን ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘልዐለቶ ክሲ ስዒቡ ሱዳናዊ ፀሓፊ ናስር ሳቲ (ዶ/ር) ኣብ ሞንጎ ሱዳንን ግብፂን ዘሎ…

ኣብ ሩስያ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ 13 መዓርፎ ነፈርቲ ኣገልግሎት ተቋሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡባዊ ሩስያ ከተማ ሮስቶቭ ኦን ዶን ኣብ ዝርከብ ህንፃ ምምሕዳር በረራታት ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ዝኾነ ይኹን መጉዳእቲ ከምዘይበፅሐ ሚኒስቴር ትራንስፖርት እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ ብምክንያት መጥቃዕቲ ዝተቋረፀ ኣገልግሎት…

ኣብ ወሽመጥ ሆርሙዝ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈፀመላ መርከብ ቻይና ዝተጎድአ ሰብ የለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ኣብ ወሽመጥ ሆርሙዝ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈፀመላ መርከብ ዝተጎድአ ሰብ የለን ኢላ፡፡ ኣሜሪካን እስራኤልን ምስ ኢራን ኲናት ካብ ዝጅምራ ንደሓር ኣብ ልዕሊ መርከብ ቻይና መጥቃዕቲ እንትፍፀም እዚ ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣቐባሊ…