Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣብ ኒው ኦርሊያንስ ህዝቢ ናብ ዝተኣከበሉ ቦታ መኪና ዝገንሐ ውልቀሰብ ህይወት 10 ሰባት ቀጢፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኒው ኦርሊያንስ ኣብ ኒው ኦርሊያንስ ህዝቢ ናብ ዝተኣከበሉ ቦታ መኪና ዝገንሐ ውልቀሰብ ህይወት 10 ሰባት ቀጢፉ። በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሰኣኑ ሰባት ብተወሳኺ 30 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሖም ተገሊፁ። ኣብ ኒው…

11 ደቂ ደቆም 14 ደቂ ደቂ ደቆም ብምርኣይ ኣብ መበል 100 ዓመቶም ዝዓረፉ መራሒ ሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጂሚ ካርተር ትማሊ ኣብ መበል 100 ዓመቶም ከም ዝዓረፉ ተገሊፁ ። ሓረስታይ ፉል ዝነበሩ ካርተር፥ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ 100 ዓመቶም ኣኽቢሮም ነይሮም። ኣብ ታሪኽ ኣሜሪካ ካብ ካልኦት መራሕቲ እታ ሃገር…

ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ 176 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ክሳብ ሕዚ 176 ሰባት ህይወቲም ሓሊፉ። 175 መገደኛታትን 6 ሰራሕተኛታት በረራን ካብ ታይላንድ ባንኮክ ተበጊሳ ደቡብ ኮሪያ ዝበፅሐት እታው ኣውሮፕላን÷ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሙኣን…

ኣብ ሞሮኮ ስደተኛታት ዘሳፈረት ጀልባ ብምጥሓላ ብውሑዱ 69 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ ስደተኛታት ዘሳፈረት ጀልባ ብምጥሓላ 25 ዜጋታት ማሊ ሓዊሱ ብውሑዱ 69 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ናብ ስፔን ንምኻድ በታ ጀልባ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ስደተኛታት ቁፅሮም 80 ከምዝኾነ ሰብ መዚ ማሊ ተዛሪቦም። 9 ዜጋታት ማሊ ሓዊሱ 11…

ኣዘርባጃን ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዘርባጃን ትማሊ ኣብ ካዛኪስታን ብሰንኪ ዝተፈጠረ ምሕምሻሽ ነፋሪት ብዘጋጠመ ሓደጋ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ። በቲ ሓደጋ 62 ተሳፈርቲን 5 ሰራሕተኛታትን ዝፀዓነት ነፋሪት ኣብ ካዛኪስታን ጥቓ ከተማ ኣክታው ምሕምሻሻ ይዝከር። ኢምብሬር 190…

መገደኛታት ዘሳፈረት ኣውሮፕላን ኣብ ካዛኪስታን ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)105 መገደኛታትን ሓሙሽተ ሰራሕተኛታትን ዝፀዓነት ኣውሮፕላን ኣብ ካዛኪስታን ጥቓ ከተማ ኣክታው ክዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ፡፡ ካብቲ ሓደጋ ብህይወት ዝተረፉ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ሃንደበታዊ ሓደጋ ማእኸላዊ እስያ እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ዝሓበረ…

ብሪክስ 9 ሃገራት ብኣባልነት ከምዝቕበል ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ መእተዊ 2025 ብሪክስ ትሽዓተ ሃገራት ብኣልነት ከምዝቕበል ተገሊፁ፡፡ ኣብ ሰለስተ ኣህጉራት ዝርከባ ሓደሽቲ ኣባል ሃገራት÷ ቤላሩስ፣ ቦልቪያ፣ ኢንዶኖዥያ፣ ካዛኪስታን፣ ኩባ፣ ማሌዥያ፣ ታይላንድ፣ ኡጋንዳን…

ኣብ ቱርክ ብዘጋጠመ ፍንጀራ ፈንጂ ህይወት 12 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ቱርክ ከተማ ባልኬሲር ኣብ ፋብሪካ ኣፅዋራት ኲናትን ፈንጂን ብዘጋጠመ ፍንጀራ ህይወት 12 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ካልኦት ኣርባዕተ ሰባት እውን ጉድኣት ከምዘጋጠሞም ተሓቢሩ። መበገሲ እቲ ሓደጋ ከምዘይተፈለጠን ተወሳኺ…

ኣይ ኤም ኤፍ ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን መዓዝ ክዛዘም ከምዝኽእል ተንቢሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን መዓዝ ከምዝዛዘምን ዕርቀ ሰነያ ከምዝወርድን ተንቢሁ። ብመሰረት እቲ ዝሃቦ ትንበያ፥ ከልቲአን ሃገራት ኣብ 2025 ዓ.ም.ፈ መወዳእታን 2026 መፋርቕን ሰላም ክፈጥራ ኢየን ኢሉ።…

ትራምፕ ንመትረብ ፓናማ መሊስና ክንቆፃፀር ንኽእል ኢና ክብሉ ተሓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ዝተመረፁ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ መተሓላለፊ መስመር መራኽብ ንግዲ ዝኾነ መትረብ ፓናማ መሊስና ክንቆፃፀር ንኽእል ኢና ክብሉ ተሓኒዮም። ትራምፕ እዚ ዝበሉ “መንግስቲ ፓናማ በቲ መትረብ ኣብ ልዕሊ ዝሓልፋ መራኽብ ልዑል ክፍሊት…