Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

እስራኤል ኣብ ወተሃደራዊ ትሕዝቶታት ኢራን መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ወተሃደራዊ ትሕዝቶታት ኢራን መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ኣፍሊጣ። ሰራዊት ምክልኻል እስራኤል እቲ መጥቃዕቲ ኢራንን መሻርኽታን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንዝፈፀምዎ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ሕነ ንምፍዳይ ከምዝኾነ ሓቢሮም። ካብ ለይቲ ጀሚሩ…

ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዩ። ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዝሳተፍ ዘሎ እቲ ልኡኽ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ቀጣና ደቡብን ምብራቕን ኣፍሪካ…

ቱርኪ ኣብ ልዕሊ ትሕዝቶታት ዕጡቕ ጉጅለ ኩርዲ መጥቃዕቲ ከምዘውረደት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ከተማ ኣንካራ “ኣዋዲዶም ኢዮም” ኣብ ልዕሊ ዝበለቶም ትሕዝቶታት ዕጡቕ ጉጅለ ኩርዲ(ፒኬኬ)  መጥቃዕቲ ከምዘውረደት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ከምዝበሎ፥ ኣብ ልዕሊ ፒኬኬ ዝተወሰደ መጥቃዕቲ…

ሂዝቦላህ ኣብ ባሕሪ ሓይሊን ድሕንነት ቢሮን እስራኤል ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ሮኬት ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ኣብ ሰሜን እስራኤልን ቴል ኣቪቭን መጥቃዕቲ ሮኬት ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብተን ከባብታት ዝርከብ ማእኸል ባሕሪ ሓይሊን ቢሮ ድሕንነትን እስራኤል ዒላማ ዝገበረ ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡ ነቲ…

እስራኤል ኣብ ጨንፈር ባንኪ ሊባኖስ ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ንሂዝቦላህ ኣገልግሎት ይህባ ኢየን ኣብ ልዕሊ ዝበለተን  ጨንፈር ባንኪ ሊባኖስ ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ፈፂማ። እስራኤል ኣብ ባንክ ኣዲስ ዕላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ትሕቲ ሓደ ሰዓት ኣብ ዝኾነ ጊዘ ብነፈርቲ ልዕሊ 24 መጥቃዕቲታት…

ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ናብ ሩሲያ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼኽ ሞሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሩሲያ ሞስኮ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ሞስኮ መዕርፎ ነፈርቲ ቨኑኮቮ እንትበፅሑ ብላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ሩሲያ ድሙቕ ኣባብላ…

እስራኤል ኣብ ሶማሌላንድ ጦር ሰፈር ክትሃንፅ ከምትደሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሶማሌላንድ ጦር ሰፈር ንምህናፅ ድሌት ከምዘለዋ ዝተፈላለያ ማዕኸናት ዝና እናፀብፀባ ይርከባ፡፡ ህንፀት እቲ ጦር ሰፈር ዓመፅቲ ሃውቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ንምክልኻል፣ ድሕንነት ባብ ኢል-ማንዳብ ስትሬት ንምሕላውን ኣብቲ…

ምቕታል ያህያ ሲንዋር መዛዘመ እቲ ኲናተወ ኣይኮነን – ቀ/ሚ ኔታንያሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል መራሒ ሓማስ ዝነበሩ ያህያ ሲንዋርን ኣብ ጋዛ ከምዝቐተለቶ ኣረጋጊፃ ኣላ፡፡ ነዚ ስዒቡ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ምቕታል ያህያ ሲንዋር ልዑል ዓወት ይኹን እምበር መዛዘሚ እቲ ኲናት ከምዘይኮነ…

ኣሜሪካ ንዩክሬን 425 ሚሊየን ዶላር ወተሃደራዊ ደገፍ ከምእትገብር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን 425 ሚሊየን ዶላር ወተሃደራዊ ደገፍ ከምእትገብር ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት  ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘነልስኪ ብቴሌፎን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዩ እቲ ደገፍ ዕላዊ ኮይኑ። ፕሬዚዳንት ባይደን፥ ሃገሮም ሰራዊ…

ኣብ ናይጀሪያ ናይ ነዳዲ ታንከር ፈንጂሩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 94 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ናይጀሪያ ናይ ነዳዲ ታንከር ፈንጂሩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 94 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብ ናይጀሪያ ክልል ጂጋዋ ዘጋጠመ እቲ ሓደጋ÷ ብተሸከርካሪት እናተጓዓዓዘ ዝነበረ ነዳዲ ታንከር ሃንደበት ተፈንጂሩ ብዘልዐሎ ባርዕ…