Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ቻይና ኣብ መርሃ ግብሪ ቤልት ኤንድ ሮድ ዝትግበሩ ፕሮግራማት ኣፋሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ መርሃ ግብሪ ቤልት ኤንድ ሮድ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዝትግበሩ ፕሮግራማት ዕላዊ ገይራ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ዝጅመር ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ ዲጂታል ኢኮኖሚ፣ ሓምለዋይ…

ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ሓበራዊ ልምዓት ሃገራት ደቡብ ከምዘጠናኽር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ሓበራዊ ልምዓት ሃገራት ደቡብ ከምዘጠናኽር መንግስቲ ቻይና ገሊፁ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 4 ክሳብ 6 መስከረም 2024 ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቤጂንግ ዝካየድ እንትኸውን÷ ኣብቲ ጉባኤ ቻይናን…

ውሕመ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምፅዋር ዘኽእል ደገፍ 100 ሚሊየን ዶላር ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ሰብኣዊ ቅልውላው ንምፅዋር ዘኽእል ደገፍ 100 ሚሊየን ዶላር ከምዝለገሰ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ትካል፥ ብፈንድ ደገፍ ህፁፅ እዋን(ዩኤን ሲ ኢአር ኤፍ) ኣቢሉ ዝተሰደደ እቲ ባጀት ሰብኣዊ ቅልውላዋት ንምፍታሕ ሕፅረት ገንዘብ…

ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበታ ኤፍ-16 ተዋጋኢት ጄት ንመጥቃዕቲ ሩሲያ ምላሽ እናሃት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ኣሚና

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበተን ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ሓንቲ ንመጥቃዕቲ ሩሲያ ምላሽ እናሃት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ኣፍሊጣ። ዩክሬን ኣብ ቀረባ እዋን ቀዳሞት ስራሕ ኣሜሪካ ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ካብ ምዕራባውያን ብሓገዝ…

ጆሃን ሩፐርት ቁጽሪ ሓደ በዓል ሃፍቲ ኣፍሪካ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፈሪካዊ ጆሃን ሩፐርት መጠን ሃፍቶም ናብ 14 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብምዕባይ ቀዳማይ ሃፍታም ኣፍሪካ ክኾኑ ከምዝኸኣሉ ተሓቢሩ። ወናኒ ትካል መፍረዪ ክባራት ሰዓታት ሲ ፋይናንሺየር ሪችሞንት ዝኾኑ ወዲ 74 ዓመት ሩፐርት÷ መጠን…

ኣብ ኣሜሪካ ጎማ ቦይንግ ኣውሮፕላን ፈንዲኡ ህይወት 2 ክልተ ናይ ፅገና ሰራሕተኛታት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኣትላንታ ጎማ ቦይንግ ኣውሮፕላን ፈንዲኡ ህይወት 2 ክልተ ናይ ፅገና ሰራሕተኛታት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ቦይንግ 757-232 ዝብል መፍለዪ ፍርያት ዘለዋ እታ ኣውሮፕላን ንብረት መገዲ ኣየር ዴልታ ኣሜሪካ እንትትከውን÷ ኣብ ዓለም ለኸ…

ኣምባሳደር ዮሃንስ ኣብርሃም ሓላፊ ጉጅለ ፕሬዚዳንታዊ ስግግር ካማላ ሃሪስ ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓሌት ትውልዶም ካብ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣሜሪካዊ ኣምባሳደር ዮሃንስ ኣብርሃም ሓላፊ ጉጅለ ፕሬዚዳንታዊ ስግግር ካማላ ሃሪስ ብምዃን ከምዝተመረፁ ተሓቢሩ። ኣብ ዝቕፅል ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ንዴሞክራት ብምውካል ዝነሓነሓን ካማላ ሃሪስ ዕለታዊ…

ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ 19 ሚኒስትራት ካብ ሓላፍነቶም ከምዘልዓሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሰዒድ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ቅድሚ ዝካየድ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ 19 ሚኒስትራት ካብ ሓላፍነቶም ከምዘልዓሉ ተገሊፁ። ካብ ሞንጎ ካብ ሓላፍነት ዝተልዓሉ፤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፣ ምክልኻልን ጥዕናን ከምዝርከቡዎም ተገሊፁ።…

ኣብ ፓኪስታን ኣብ ልዕሊ መመላለሲ ህዝቢ ኣውቶብስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወት 37 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓኪስታን ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ቦታታት ኣብ ልዕሊ መመላለሲ ህዝቢ ኣውቶብስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወት 37 ሰባት እንትሓልፍ ብዙሓት ከምዝተጎድኡ ተገሊፁ። ሓንቲ ኣውቶብስ 70 ሰባት ኣሳፊራ ካብ ኢራን ተበጊሳ ፑንጃብ ናብ ዝተብሃለ ግዝኣት ፓኪስታን…

ሲዲሲ ክታበት በዲዶ ህበይ ንመሃብ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ኣብ ውሽጢ ሒደት መዓልቲታት ክታበት በዲዶ ህበይ ንመሃብ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል፥ ኣብታ ኣህጉር ሕማም በዲዶ ህበይ ዝተስፋሕፈሐለን ሃገራት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክን ኮንጎን ሓዊሱ ኣብ…