Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ውሕመ ኣብ ጋዛ ህፁፅ ደው ምባል ተዂሲ ንክግበር ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ ጋዛ ህፁፅ ደው ምባል ተዂሲ ንክግበርን ዝተዓገቱ ዜጋታ|ት ብዘይ ቅድመ ኩነት ንክፍትሑን  ውሳነ ሓሳብ ኣመሓላሊፉ። እቲ ውሳነ ሓሳብ ብ158 ድጋፍን 13 ድምፀ ተኣቅቦን ዝተወሰነ እንትኸውን፥ ኣብ ጋዛ ዝነብሩ…

ዳይሬክተር ኤፍቢኣይ ካብ መዚነቶም ክለቁ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳይሬክተር ቢሮ ምርመራ ፌዴራል(ኤፍቢኣይ) ክርስቶፎር ሬይ ሓዱሽ ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ስርሖም ቅድሚ ምጅማሮም ካብ መዚነቶም ክለቁ ኢዮም ተባሂሉ። እቶም ዳይሬክተር፥ ኣብ 2017 ዓ.ም.ፈ ዶናልድ ትራምፕ ፕሬዚዳንት ኣብ…

ቻይና ካብ መሸጣ ናብ ኣሜሪካ ዝለኣኸተን መኻይን 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዶላር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብመሸጣ ናብ ኣሜሪካ ካብ ዝለኣኸተን መኻይን 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዶላር ከምዝረኸበት ተገሊፁ፡፡ ቻይና ናብ ኣሜሪካ ካብ ዝለኣኸተን መኻይን ልዑል ኣታዊ ንግዲ ወፃኢ እንትትረክብ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1992…

ኣብ ዘርኢ ምጥፋእ ጠመተ ዝገበረ ናይ ፅልኣት ዘረባ ንምግታእ ሓበራዊ ፃዕሪ ንክግበር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘርኢ ምጥፋእ ጠመተ ዝገበረ ናይ ፅልኣት ዘረባ ንምግታእ ሓበራዊ ፃዕሪ ንክግበር ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣዳማ ዴንግ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ኪጋሊ ኣብ ዝተሳለጠ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምክልኻል ምጥፋእ ዘርኢ ዝተሳተፉ ኣዳማ ዴንግ፥ ኣብ 1994…

ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ቡምባ 28 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሱዳን ዋና ከተማ ካርቱም ኣብ መዐደሊ ነዳዲ ተወርዊሩ ብሰንኪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ቡምባ 28 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ካልኦት 37 ሰባት እወን ቆሲሎም። ክፍሊ ሃንደበታዊ ሓደጋ ደቡብ ካርቱም ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ብዙሕ ንብረት እውን ዓኒዩ ኢዩ…

ዶናልድ ትራምፕ፥ ኣሜሪካ ንዩክሬን እትሀብሮ ደገፍ ክቕንሱ ከምዝኽእሉ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓዱሽ ተመራፂ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ፥ ኣሜሪካ ንዩክሬን እትሀብሮ ደገፍ ክቕንሱ ከምዝኽእሉ አፍሊጦም። ትማሊ ምሸት ምስ ጣቢያ ቴሌቪዥን ኤንቢሲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ናብቲ ቤተ መንግስቲ ምስተመለሱ ኣብ መንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ህፁፅ…

ሩሲያ ንቤላሩስ ኦርሺኒክ ሚሳኤል ከምተዕጥቓ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ዝገበረቶ ማእኸላይ ርሕቐት ተሓምባቢ ኦርሺኒክ ሚሳኤል ንጎረቤታ ቤላሩስ ክተዕቓ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ቤላሩስ መዘነኦም ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ኣብ ሜነስክ ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት…

ሶማሊላንድን ኣሜሪካ ክልተኣዊ ዘተ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሶማሊላንድን ኣሜሪካን ክልተኣዊ ምትሕበባረን ንምጥንኻርን ኣብቲ ዞባ ሰላም ምዕሳል ዝዓለመ ዘተ ኣካይዶም፡፡ ብኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሶማሊያ ሪቻርድ ሪሌይን ኮማንደር ግብረ ሓይሊ ፀፅታ ምብራቕ ኣፍሪካ ሜጀር ጄኔራል ብሪያን ቲ ካሽ ማን ዝተመርሐ…

በጊኒ ውሳነ ዳኛ ኩዕሾ እግሪ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት 56 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጊኒ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ዳይነት ስዒቡ ብዝተፈጠረ ጎንፂን ፅቕቅጥን ህይወት 56 ሰባት ምሕላፉ ተሓቢሩ፡፡ ኣብታ ሃገር ከተማ ንዜርኮሬ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ፤ ላቤ ኣብ ልዕሊ ዝተብሃለት ጋንታ ዝተመሓላለፈ ዳይነት ስዒቡ…

ፕሬዚደንት ባይደን ገበነኛ ንዝተብሃለ ወዶም ምሕረት ገይረሙሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብኽልተ ገበናት ንዝተኸሰሰ ውላዶም ሃንተር ወግዓዊ ምሕረት ገይረሙሉ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዘውፀእዎ መግለፂ፥ “ወደይ ንበይኑ ተነፂሉ መጥቃዕቲ በፂሕዎ፤ እዚ ድማ ምጥምዛዝ ፍትሒ እዩ” ኢሎም። ሃንተር ባይደን ኣብ…