Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ዩክሬን ነበርቲ ከተማ ፖክሮቭስክ ነታ ከተማ ለቒቖም ንኽወፅኡ ኣዚዛ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ዓፀፋዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ናብ ፖክሮቭስክ ምግስጋሳ ስዒቡ ዩክሬን ነበርቲ እታ ከተማ መንበሪኦም ለቒቖም ንኽወፅኡ ምእዛዛ ተሓቢሩ፡፡
ዩክሬን ቅድሚ ሰሙናት ናብ ግዝኣት ሩሲያ ጥሒሳ ምእታዋ ዝዝከር እንትኸውን፥ እዚ ድማ ናይ ክልቲአን ሃገራት…
ማእኸላይ እዚ ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ዘካይዶ መጥዕቲታት ኣጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀይሕ ባሕሪን ወሽመጥ ዓደንን ዝተዋፈረ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ዒላማታት የመናውያን ዕጡቓት ሑቲ ከካይዶ ዝፀንሐ መጥዕቲ ይቕፅሎ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ማእኸላይ እዚ ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ…
ዩክሬን ንስትራቴጂካዊ ድልድል ሩሲያ አዕንያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ሩሲያ ግዝኣት ኩርስክ ትገብሮ ገስጋስ ብምሕያል ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ካልኣይ ስትራቴጂካዊ ድልድል ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ፡፡
ወታደራት ዩክሬን ኣብ ዝቫኖ ሩባ ሴይም ኣብ ዝርከብ ድልድል መጥቃዕቲ አንትፍፅሙ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዕላዊ…
ዩክሬን ኣብ ግዝኣት ኩርስክ ከምዝተዓወተት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራት ዩክሬን ኣብ ግዝኣት ኩርስክ ዝረኸብዎ ዓወት የጠናኽሩ ከምዘለዉ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊት እታ ሃገር ኦሌክሳንድር ሲርስኪ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዩክሬን ብግድኡ፥ ኪየቭ ካብ 6 ነሓሰ 2024 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብቲ ከባቢ 1 ሺሕን 150…
ዩክሬን ናብ ዶብ ሩሲያ ዝገበረቶ ገስጋስ ዋሺንግተን ትፅቢት ዘይገበረትሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ዶብ ሩሲያ ዝገበረቶ ገስጋስን ኣብቲ ከባቢ ዝፈጠረቶ ፅዕንቶን ብዋሺንግተን ትፅቢት ዘይገበረትሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ።
ዩክሬን ዶብ ሩሲያ ብምስጋር ሓያሎ ኪሎ ሜትራት ናብ ውሽጢ ምእታዋ ተገሊፁ።
እቲ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ፖለቲካዊን…
ውድብ ጥዕና ዓለም በዲዶ-ህበይ ህፁፅ ዓለማዊ ስግኣት ምዃኑ ኣዊጁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ገለ ክፋል ኣፍሪካ ዝረአ ዘሎ ለበዳ በዲዶ-ህበይ (ኤምፖክስ - ‘mpox’) ዓለማዊ ቆላሕታ ዝጠልብ ህፁፅ ስግኣት ጥዕና ክብል ኣዊጁ።
እቲ ቅድም ክብል ብ ‘ማንኪ ፖክስ’ ዝፍለጥ ዝነበረ ኣዝዩ ተላባዒ ሕማም፥ ኣብ ዲሞክራስያዊት…
ዩክሬን 30 ድሮናት ሩሲያ ወቒዓ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ዩክሬን 30 ድሮናት ሩሲያ ተወቒዐን ከምዝተሓምሸሻ ኣፍሊጡ።
እተን ድሮናት፥ ኣብ ደቡባዊ፣ ሰሜናዊን ማእከላዊን ዩክሬን ኣብ ዝርከቡ ከባቢታት ተወቒዐን ከምዝተሓምሸሻ ኢዩ ተገሊፁ።
ሓይሊታት ሩሲያ፥ ካብ ቀጣና ቮሮኔዝ ክልተ…
ኣብ ኡጋንዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 21 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ኡጋንዳ ካምፓላ ብዝዘነበ ከቢድ ዝናብ ዘስዐቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ክሳብ ሕዚ ህይወት 21 ሰባት ከምዝሓለፈ ተሓቢሩ።
ኣብታ ከተማ ኪቲዚ ብዝተብሃለ መጠራቐሚ ረሳሕ ነበርቲ ኣብ ዝደቀሱሉ ሰዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት፥ ኣብ ልዕሊ…
ወታደራት ዩክሬን ኣብ ግዝኣት ሩሲያ እናተዋግኡ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራት ዩክሬን ናብ ግዝኣት ሩሲያ ብምእታው እናተዋግኡ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ቮሎድሚር ዜለንስኪ ገሊፆም።
ዘሌንስኪ ንፈለማ እዋን ወታደሮም ኣብ ምዕራባዊ ሩሲያ ጠረፍ ግዝኣት ኩርስክ እናተዋግኡ ከምዝኾኑ ዘረጋገፁ እንትኾኑ፥ መጥቃዕቲ…
ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ ትሕዝቶታት ዓማፂ ሁቲ መጥቃዕቲ ፈፂመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ ትሕዝቶታት ዓማፂ ሁቲ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ፈፂመን።
ፈልፍል ሓበሬታ እቲ ዓማፂ ጉጅለ ዝኾነ ፈልፍል ዜና ኣል ማሲራህ ብምርቋሕ ዓረብ ኒውስ ከምዝፀብፀቦ፥ እቲ ጉጅለ ዒላማ ዝገበረ ከልተ ተኸታታሊ መጥቃዕቲ ኣብ ደቡብ ምዕራብ…