Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ናብ ሩሲያ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼኽ ሞሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሩሲያ ሞስኮ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ሞስኮ መዕርፎ ነፈርቲ ቨኑኮቮ እንትበፅሑ ብላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ሩሲያ ድሙቕ ኣባብላ…
እስራኤል ኣብ ሶማሌላንድ ጦር ሰፈር ክትሃንፅ ከምትደሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሶማሌላንድ ጦር ሰፈር ንምህናፅ ድሌት ከምዘለዋ ዝተፈላለያ ማዕኸናት ዝና እናፀብፀባ ይርከባ፡፡
ህንፀት እቲ ጦር ሰፈር ዓመፅቲ ሃውቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ንምክልኻል፣ ድሕንነት ባብ ኢል-ማንዳብ ስትሬት ንምሕላውን ኣብቲ…
ምቕታል ያህያ ሲንዋር መዛዘመ እቲ ኲናተወ ኣይኮነን – ቀ/ሚ ኔታንያሁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል መራሒ ሓማስ ዝነበሩ ያህያ ሲንዋርን ኣብ ጋዛ ከምዝቐተለቶ ኣረጋጊፃ ኣላ፡፡
ነዚ ስዒቡ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ምቕታል ያህያ ሲንዋር ልዑል ዓወት ይኹን እምበር መዛዘሚ እቲ ኲናት ከምዘይኮነ…
ኣሜሪካ ንዩክሬን 425 ሚሊየን ዶላር ወተሃደራዊ ደገፍ ከምእትገብር ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን 425 ሚሊየን ዶላር ወተሃደራዊ ደገፍ ከምእትገብር ኣፍሊጣ።
ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘነልስኪ ብቴሌፎን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዩ እቲ ደገፍ ዕላዊ ኮይኑ።
ፕሬዚዳንት ባይደን፥ ሃገሮም ሰራዊ…
ኣብ ናይጀሪያ ናይ ነዳዲ ታንከር ፈንጂሩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 94 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ናይጀሪያ ናይ ነዳዲ ታንከር ፈንጂሩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 94 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ኣብ ናይጀሪያ ክልል ጂጋዋ ዘጋጠመ እቲ ሓደጋ÷ ብተሸከርካሪት እናተጓዓዓዘ ዝነበረ ነዳዲ ታንከር ሃንደበት ተፈንጂሩ ብዘልዐሎ ባርዕ…
መገዲ ኣየር ኢራን ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ዝገብሮ በረራ ኣቋሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢራን ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ዝገብሮ በረራ ከምዘቋረፀ ኣፍሊጡ።
እቲ ውሳነ÷ ሕብረት ኣውሮፓ ኢራን ኤር፣ ሳሃ ኤርላይንን ማሃን ኤርን ኣብ ልዕሊ ዝተብሃላ መገዲ ኣየራት ኢራን ዘንበሮ ማዕቐብ ስዒቡ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ናብ ኣውሮፓ…
ህዝቡላህ ኣብ እስራኤል ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ድሮን ወተሃደራት ተቐቲሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ እስራኤል ንዝርከብ ወተሃደራዊ መዓስከር ዒላማ ብዝገበረ መጥቃዕቲ ድሮን ኣርባዕተ ወተሃደራት ከም ዝተቐተሉን 58 ከም ዝቖሰሉን ሓይልታት ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ።
ካብ ደቡባዊ ሃይፋ 33 ኪሎሜትር ርሒቑ ኣብ ዝርከብ መደብር ሰራዊት…
ኒሆን ሂዳንክዮ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መጥቃዕቲ ኒውክለር ቦምብ ሂሮሺማን ናጋሳኪን ዝተረፉ ጃፓናውያን ዘጣየሹዎ ‘ኒሆን ሂዳንክዮ’ ዝተብሃለ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ።
ኒሆን ወይ ድማ ሂባኩሻ እናተብሃለ ዝፍለጥ እቲ ማሕበር÷ ኒውክለር ቦምብ ዳግም ኣብ ረብሓ ከይውዕል…
እስራኤል ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት 185 ዒላማታት ሂዝቦላህ ከምዝወቕዐት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ሂዝቦላህ መጥቃዕቲ እናፈፀመት ትርከብ እስራኤል ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት 185 ዝኾኑ ዒላማታት ሂዝቦላህ ከምዝወቕዐት ገሊፃ።
ሓይሊ ምክልኻል እስራኤል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ብእግረኛ…
ብ‘ሃሪኬን ሚልተን’ እናተወቕዐት ትርከብ ፍሎሪዳ ነበርታ ካብ መረበቶም ይወፅኡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ፍሎሪዳ ዘጋጠመ ዝናብ ዝተሓወሶ ኣውሎ ንፋስ (ሃሪኬን ሚልተን) ብሚሊየን ዝቑፀሩ ነበርቲ ከባቢኦም ሓዲጎም ክወፅኡ ከምዘገደዶም ተሓቢሩ፡፡
ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን÷ ፍሎሪዳ ሕዚ ካብ ዘጋጠመ ንላዕሊ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ዝናብ…