Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ፊሊፒንስ ምስ ኣሜሪካን ካልኦት ምዕራባውያን መሻርኽታን ዝጀመረቶ ልምምድ ኲናት ንቻይና ኣቕሒሩዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ፣ ኣውስትራሊያ፣ ካናዳን ፊሊፒንስን ኣብ ባሕሪ ደቡብ ቻይና ወተሃደራዊ ልምምዳት ሓይሊ ባሕሪን ሓይሊ ኣየርን ምግባር ምጅማረን ንቻይና ኣቕሒሩዋ። ነዚ ስዒቡ ሰራዊት ቻይና፥ እታ ሃገር ምስ ፊሊፒንስ ናይ ይግበአኒ ውጥጥ ኣብ ዘበግሳሉ ባሕሪ ደቡብ…

ሩሲያን ኢራንን ኣብ ክልተኣዊን ዓለም ለኻኻ ጉዳያት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ናብ ኢራን ቴህራን ዝኣተዉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሩሲያ ሰርጌይ ሾይጉ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊን ዓለም ለኻኻ ጉዳያት ምስ ሰብ መዚ ቴህራን ተዛቲዮም። ሾይጉ ምስ ላዕለዋይ ኣዛዚ እስላማዊ ኣብዮታዊ ዘብዒ ጓድን ላዕለዋይ ፀሓፊ ቤት…

ብሊንከን ኢራንን ሂዝቦላህን ኣብ ልዕሊ እስራኤል መጥቃዕቲ ክፍንዋ ከምዝኽእላ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሃምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኢራንን ሂዝቦላህን ኣብ ውሽጢ ዝቕፅሉ 24ን 48ን ሰዓታት ኣብ ልዕሊ እስራኤል መጥቃዕቲ ክፍንዉ ይኽእሉ ኢዮም ክብሉ ኣጠንቂቖም። ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዞባዊ ኲናት ክቕስቀስ ይኽእል ኢዩ ብዝብል ልዑል…

ጦር እስራኤል ብኢራን ክፍፀም ንዝኽእል መጥቃዕቲ ንምምካት ኣብ ተዳሎ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር እስራኤል ኢራን ክፍፅሞ ኢየ ንዝበለቶ መጥቃዕቲ ኣድላዪ ምላሽ ንመሃብ ኣብ ተዳሎ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ላዕለዋይ ሓላፊ ፖለቲካ ሃማስ ኢስማኤል ሃኒዬህን ላዕለዋይ ኣዛዚ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ሊባኖስ ኣብ ኢራን ከምዝተቐተሉ…

ኣሜሪካ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ዜጋታተን ብህፁፅ ካብ ሊባኖስ ንኽወፅኡ ኣተሓሳሲበን

ኣዲስ አበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሓዊሱ ብሪታንያ፣ ፈረንሳይ ፣ ስዊድን፣ ካናዳን ጆርዳንን ዜጋታተን ብህፁፅ ካብ ሊባኖስ ንኽወፅኡ ኣተሓሳሲበን፡፡ እቲ መተሓሳሰቢ ዝተመሓላለፈ÷ ቅትለት ሓላፊ ፖለቲካ ሃማስ እስማኤል ሃኒያህን ስዒቡ ኢራን ግብረ መልሲ ከምትህብ ምሕናያ ስዒቡ…

ኣሜሪካ ነፈርትን መራኽብ ውግእን ናብ ማእኸላይ ምብራቕ ኣዋፊራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ክፍፀም ዝኽእል መጥቃዕቲ ኢራን ንምክልኻል ዓሊማ ተወሰኽቲ መራኽብን ነፈርት ውግእን ናብ ማእኸላይ ምብራቕ ከምዘዋፈረት ምክልኻል እታ ሃገር ፔንታጎን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዞባ ቅትለት መራሒ ሓማስ እስማዒል ሃኒየን ቁልፊ ኣዛዚ ዕጡቕ ጉጅለ ሊባኖስ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪዬ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪዬሃካን ፊዳን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትሩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ጓሓት ነቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምቕባል ከምዝተዛተዮ…

ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ኣንፈት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ሓፈሻዊ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ቀፃሊ ኣንፈት ኣቐሚጡ። ኣብቲ እዋን ዘተ ኮሚሽነር ፖሊስ ጀነራል ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል÷ እቲ ሓራዊ ግብረ-ሓይሊ ኣብ ኢትዮጵያ እናተመሓየሸ ዝመፅአ…

ላዕለዋይ መራሒ ሃማስ ኣብ ቴህራን ተቐቲሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መራሒ ፖለቲካ ሃማስ ኢስማኢል ሃኒዬህ ርእሰ ከተማ ኢራን ኣብ ዝኾነት ቴህራን ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ሃኒዬህን ሓደ ሓላዊኦምን ድሕሪ በዓለ ሲመት ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ኢራን መስኡድ ፔዜሽኪያን፤ ዓሪፎምሉ ኣብ ዝነበሩ ገዛ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ…

ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 24 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ደቡባዊ ግዝኣት ኬራላ ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ብዘስዐቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 24 ሰባት እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 66 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተሓቢሩ፡፡ እናተሰርሐ ንዘሎ ስራሕ መድሕን ህይወት ብምኽንያት ምድርማስ ድልድል እያናተኣጓጎሎ…