Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

እስራኤል ኣብ 9 ከተማታት ሊባኖስ ልዑል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ 9 ከተማታት ደቡባዊ ሊባኖስ ልዑል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። አስራኤል፥ ኣብ ከተማታት ሁዎላ፣ ማርካቢ፣ ኣይታ ኣል ሻብ፣ ኪሃም፣ ሻኸን፣ ያሩን፣ ማይስ ኣል ጀበል፣ ኬፈርኬላን ቦር ኣል ሻማሊን ኢያ እቲ መጥቃዕቲ ፈፂማ። እቲ…

እስራኤል ኣብ ጎቦ ጎላን ሂዝቦላ ዘብፀሐላ መጥቃዕቲ ስዒቡ ኣብ ሊባኖስ ደብዳብ ቦንብ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ጎቦ ጎላን ሂዝቦላ ኣብፂሑለይ ዝበለቶ መጥቃዕቲ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ደብዳብ ቦንብ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። ጦር እስራኤል ኣብ ማእኸላይ ዴር ኤል ባላ ኣብ ሆስፒታልን ንመዕቖቢን ኣብ ዘገልግል ቤት ትምህርቲ መጥቃዕቲ ብምፍናው 15…

ኦሊምፒክ 2024 ኣብ ዝካየደላ ከተማ ፓሪስ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር መጥቃዕቲ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ ስርዓት ኦሊምፒክ ፓሪስ ሰዓታት ኣብ ዝተረፉሉ እዋን ኣብ ፈረንሳይ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር ፓሪስ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ልዑል ቅልውላው ትራንስፖርት ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ። ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሓደጋ ባርዕ…

ኣብ ካናዳ ብሰንኪ ዘጋጠመ ልዑል ሰደድ ሓዊ ፍርቂ ክፋል ከተማ ጃስፐር ዓኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ብሰንኪ ዘጋጠመ ልዑል ሰደድ ሓዊ ፍርቂ ክፋል ከተማ ጃስፐር ዓኒዩ። ከተማ ጃስፐር ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ካናዳ ግዝኣት ኣልበርታ ኣብ ማእኸል ኮረብታዊ ብሄራዊ ፓርክ ጃስፐር እትርከብ ከተማ ኢያ። እቲ ፓርክን ከተማ ጃስፐርን ኣብ ዓመት…

ፕሬዚዳንት ሩቶ ካብ ኣባላት ተቓዋሚ ፓርቲ ንካቢኔ ሓፂዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ብራይላ ኦዲንጋ ካብ ዝምራሕ ዋና ተናሓናሒ ፓርቲ ኣርባዕተ ሰባት ንካቢኔ ከምዝሓፀዩ ተገሊፁ። ብምዃኑ ሓሰን ጆሆ ፀሓፊ ካቢኔ ጉዳያት መዓድን፣ ብሉ ኢኮኖሚን ባሕሪን ብምዃን እንትምረፁ፣ ዊክሊፍ ኦፓራኒያ ፀሓፊ ካቢኔ…

ኣብራሪ፥ ህይወት 18 ሰባት ካብ መንጎ ዘስኣነ ሓደጋ ምሕምሻሽ ነፋሪት ብህይወት ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና ከተማ ኔፓል፣ ካትማንዱ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ነፋሪት 18 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ካብ መንጎ እቶም ህይወቶም ዝሰኣኑ እቲ ኣብራሪ ብህይወት ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። እቲ ኣብራሪ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሕክምናዊ ክትትል ይገብር ከምዘሎ ቢቢሲ…

ካማላ ሃሪስ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ንጎስጓስ መረፃ ዝኸውን 81 ሚሊየን ዶላር ኣተኣኻኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንምክትሎም ብምትካእ ንባዕሎም ካብ ውድድር ምስኣልዐሉ ካማላ ሃሪስ ኣብ ዝገበረኦ ወፍሪ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት 81 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣተኣኻኺበን፡፡ ኣብቲ ምትእኽኻብ ሓገዝ ልዕሊ 8 ሚሊየን 88 ሺሕ ስሩዓት ለገስቲ…

ሩሲያ 75 ድሮናት ዩክሬን ከምዘዕነወት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልሓት ምክልኻል ነፈርቲ ሩሲያ 75 ድሮናት ዩክሬን ከምዘዕነወ ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣስታት ፍርቂ እተን ዝዓነዋ ድሮናት ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሩሲያ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ሮስቶቭ ከምዝተወቕዓ ተገሊፁ። ካብ ዩክሬን መጥቃዕቲ…

ኣህጉራዊ ውህደት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ንኽቀላጠፍ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ኣህጉራዊ ውህደት ኢኮኖሚ ንኽቀላጠፍን ጠለብ ዜጋታት እታ ኣህጉር ክዕወትን ተሓቲቱ፡፡ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ጉጅለ 20ን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን (ውሕመ) ቅድሚ ምርኻቡ፤ ኣብ ውህደት ኣፍሪካ ንምዝታይን ሓደ ውፁእ ቅዋም ንመሓዝን ኣብ…

ብብርኪ ዓለም ብሰንኪ ዘጋጠመ ፀገም ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ዝተፈላለያ ትካላት ስረሐን ከምዝተዓናቐፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብሰንኪ ዘጋጠመ ፀገም ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ዝተፈላለያ ትካላት ስረሐን ከምዝተዓናቐፈ ተገሊፁ። በቲ ዘጋጠመ ፀገም፥ መገዲ ኣየራት፣ ባንክታትን መራኸብቲ ሓፋሽን ስረሐን ከምዝተዓናቐፈ ቢቢሲ ፀብፂቡ።