Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ንኽዛዘም ቻይና ትገብሮ ሓገዝ ብ26 ሃገራት ሓገዝ ረኺነቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ንኽዛዘም ቻይና ትገብሮ ፃዕሪ 26 ሃገራት ሓገዘን ከምዝገለፃ ተገሊፁ፡፡
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይ ከምዝገለፁዎ÷ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ፖለቲካዊ መፍትሒ ንኽረክብ ብቻይናን…
ሜክሲኮ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት መሪፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክላውዲያ ሺንባም ኣብ ታሪኽ ሃገረ ሜክሲኮ ብልዑል ድምፂ ብምስዓር ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ብምዃን ተመሪፀን።
ክላውዲያ ሺንባም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1 ጥቅምቲ ንኣንድሬስ ማኑኤል ሎፔዝ ኦብራዶርን ብምትካእ ፕሬዚዳንት ክኾና…
ሓማስ እስራኤል ዘቕረበቶ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ሓሳብ ብእወንታ ከምዝርእዮ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓማስ እስራኤል ዘቕረበቶ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ሓሳብ ብእወንታ ከምዝርእዮ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ፈለማ እቲ ትልሚ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባዊ ምግባር፣ ወተሃደር እስራኤል ህዝቢ ካብ ዝበዝሓሎም ከባቢታት…
ዩክሬን ዒላማታት ሩሲያ ብኣፅዋር ኲናት ኣሜሪካ ንክትወቅዕ ፕሬዚዳንት ባይደን ፍቓድ ምሃቦም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ዒላማታት ሩሲያ ኣሜሪካ ብዘቕረበቶ ኣፅዋር ኲናት ንክትወቅዕ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ፍቓድ ምሃቦም ተገሊፁ።
ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ከባቢ ዶብ ኣብ ዝርከብ ቦታ ብዝገበሮ ሃንደበታዊ ወፍሪ መጥቃዕቲ ኣብ ግዝኣት ካርኪቭ…
ኣብ ቴል ኣቪቭ ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቴል ኣቪቭ ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እቲ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ተቓወምቲን ደገፍቲን መንግስቲ ኤርትራ ብዝብል ኣብ ክልተ ጉጅለ ብዝተኸፈሉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተፈጠረ እንትኸውን÷…
ዩክሬን ካብ ኣውሮፓ ተወሳኺ ሓገዝ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፑቲን ንሩሲያን ምንካእ ከምዘይከኣል እናጠንቀቑ ኣብ ዝርከቡሉ እዋን ዩክሬን ካብ ኣውሮፓ ተወሳኺ ሓገዝ ከምዝረኸበት ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ዝገበሩዎ ዑደት ኣብ ፖርቹጋል ንምዝዛም ናብ…
ቻይና ብቐይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝሓልፋ መርከባት ንግዲ ዝግበር መጥቃዕቲ ደው ንክብል ሓቲታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ብቐይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝሓልፋ መርከባት ንግዲ ዝግበር መጥቃዕቲ ደው ንክብል ሓቲቶም።
እቶም ሚኒስትር፥ ሎሚ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ የመን ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዩ እቲ ሕቶ ኣቕሪቦም።
ኣብቲ…
ሰሜን ኮሪያ ተወሳኺ ናይ ስለላ ሳተላይት ንምሕምባብ ከምዝሃቀነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ሰሜን ኮሪያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 27 ግንቦት 4 ሰነ ኣብ ዘሎ ግዘ ተወሳኺ ናይ ስለላ ሳተላይት ንምሕምባብ ከምዝሃቀነት ንጃፓን ኣፍሊጣ።
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ፈላማይ ሳተላይት ስለላ ከምዘሕምበበትን ብሰፊሑ ከምዝኾነነትን ይዝክር፡፡…
ኣፍሪካ ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ዓለም ዘለዋ ግደ ክተበርኽ ይግባእ-ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ ኣፍሪካ ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ዓለም ዘለዋ ግደ ንክተበርኽ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኣብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውሕመ መደረ ዘስምዑ እቶም ዋና ፀሓፊ፥ ተሳትፎን ኣመራርሓን ኣፍሪካ…
ቻይና ኣብ ከባቢ ታይዋን ወተሃደራዊ ልምምድ ምግባር ጀሚራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ከባቢ ታይዋን ወተሃደራዊ ልምምድ ነፈርቲን ባሕሪን ምግባር ጀሚራ።
እቲ ልምምድ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቻይና ኣብ እዋን ሹመቶም ሉእላውነት ታይዋን ክሕሉ ኢየ ብምባል ቃል ምእታዎም ስዒቡ ዝተወሰደ ልምምድ…