Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብራሪ፥ ህይወት 18 ሰባት ካብ መንጎ ዘስኣነ ሓደጋ ምሕምሻሽ ነፋሪት ብህይወት ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና ከተማ ኔፓል፣ ካትማንዱ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ነፋሪት 18 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
ካብ መንጎ እቶም ህይወቶም ዝሰኣኑ እቲ ኣብራሪ ብህይወት ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።
እቲ ኣብራሪ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሕክምናዊ ክትትል ይገብር ከምዘሎ ቢቢሲ…
ካማላ ሃሪስ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ንጎስጓስ መረፃ ዝኸውን 81 ሚሊየን ዶላር ኣተኣኻኺበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንምክትሎም ብምትካእ ንባዕሎም ካብ ውድድር ምስኣልዐሉ ካማላ ሃሪስ ኣብ ዝገበረኦ ወፍሪ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት 81 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣተኣኻኺበን፡፡
ኣብቲ ምትእኽኻብ ሓገዝ ልዕሊ 8 ሚሊየን 88 ሺሕ ስሩዓት ለገስቲ…
ሩሲያ 75 ድሮናት ዩክሬን ከምዘዕነወት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልሓት ምክልኻል ነፈርቲ ሩሲያ 75 ድሮናት ዩክሬን ከምዘዕነወ ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣስታት ፍርቂ እተን ዝዓነዋ ድሮናት ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሩሲያ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ሮስቶቭ ከምዝተወቕዓ ተገሊፁ።
ካብ ዩክሬን መጥቃዕቲ…
ኣህጉራዊ ውህደት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ንኽቀላጠፍ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ኣህጉራዊ ውህደት ኢኮኖሚ ንኽቀላጠፍን ጠለብ ዜጋታት እታ ኣህጉር ክዕወትን ተሓቲቱ፡፡
ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ጉጅለ 20ን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን (ውሕመ) ቅድሚ ምርኻቡ፤ ኣብ ውህደት ኣፍሪካ ንምዝታይን ሓደ ውፁእ ቅዋም ንመሓዝን ኣብ…
ብብርኪ ዓለም ብሰንኪ ዘጋጠመ ፀገም ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ዝተፈላለያ ትካላት ስረሐን ከምዝተዓናቐፈ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብሰንኪ ዘጋጠመ ፀገም ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ዝተፈላለያ ትካላት ስረሐን ከምዝተዓናቐፈ ተገሊፁ።
በቲ ዘጋጠመ ፀገም፥ መገዲ ኣየራት፣ ባንክታትን መራኸብቲ ሓፋሽን ስረሐን ከምዝተዓናቐፈ ቢቢሲ ፀብፂቡ።
ጆ ባይደን ብኮቪድ -19 ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብኮቪድ -19 ተታሒዞም።
ባይደን ንናይ ለስቬጋስ ደገፍቶም ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ወፍሪ ኮቪድ-19 ደው ንክብል እንትኣዘዙ እውን እቶም ፕሬዚዳንት ብኮቪድ -19 ምትሓዞም ዋይትሃውስ ትማሊ ምሸት ዕላዊ ገይሩ።…
ብዕድል ወይ ብፍቓድ ፈጣሪ ተሪፈ ኣለኹ – ዶናልድ ትራምፕ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተነ ቅትለት ዝተገበረሎም ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪከ ዶናልድ ትራምፕ ብዕድል ወይ ብፍቓድ ፈጣሪ ተሪፈ ኣለኹ ክብሉ ገሊፆም።
ኣብ መፃኢ ዓመት ወርሒ ሕዳር ንዝካየድ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ኣብ ፔንስልቬንያ ጎስጓስ ምርጫ ቅድሚ ሓደ መዓልቲ ዘካይዱ…
ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ኣባላት ካቢኔኦም በቲኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ካብ ከልተ ኣባላት ካቢኔ ወፃእ እቶም ዝተረፉ ኣባላት ካቢኔ ብሙሉኦም ከምዝበተንዎም ኣፍሊጦም።
እቶም ፕሬዚዳንት፥ ነበር ፀሓፊ ላዕለዋይ ካቢኔ ሙሳሊያ ሙዳቫዲን ምክትል ፕሬዚዳንት ሪጋቲ ጋቻጓን ኣብ ሓላፍነቶም ክፀንሑ ከምዝወሰኑ…
ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 18 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 18 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
ካልኦት ብዙሓት ሰባት ድማ ቀሊልን ከቢድን ጉድኣት ከምዝበፅሖም ተገሊፁ።
እቲ ሓደጋ ኣብ ግዝኣት ኡታር ፕራዴሽ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ናይ ህዝቢ ኣውቶብስ ምስ ፃባ ዝፀዓነት…
ብሪክስ ባዕሉ ዝኸኣለ ስርዓት ፋይናንስ ከምዝጅምር ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ባዕሉ ዝኸኣለ ስርዓት ፋይናንስ ከምዝጅምር ሩሲያ ኣፍሊጣ።
ኣብ ቻይና ቤጂንግ በተካሄደው ኣብ ዝተሳለጠ መበል 12 ዓለም ለኸ ፎረም ሰላም፥ ሩሲያ ምስ ሃገራት ብሪክስ ኣብ ብሄራዊ ሸርፊ እትገብሮ መጠን ልውውጥ ንግዲ በቢእዋኑ ይምዕብል ከምዘሎ…