Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሩሲያ ካብ ዩክሬን ዝተወንጨፈላ መጥቃዕቲ ሚሳኤልን ድሮንን ምፍሻላ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ዩክሬን ለይቲ ዝተወንጨፈላ መጥቃዕቲታት 16 ሚሳኤል ሓዊሱ 31 ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት ወቒዓ ከምዝሓምሸሸቶም ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
12 ሚሳኤላት ኣብ ከባቢ ዶብ ቤልጎሮድ፣ 4 ሚሳኤላትን 7 ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናትን ኣብ…
ኣብ ሴኔጋል ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተሰሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴኔጋል 78 ሰባት ኣሳፊራ ዝነበረት ኣብ መበገሲኣ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ።
ቦይንግ 737-300 ቢ ኤ ኤን ዝተባህለት ኣውሮፕላን÷ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ዳካር ብሌዝ ዲኘ ናብ ማሊ ንምበራር እናተሃንደደት ኣብ…
ኣብ ኣፍሪካ ፍርያት መደንፍዒ ሓመድ ንምዕባይ 15 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፍርያት መደንፍዒ (መዳበሪያ) ሓመድ ንምዕባይ 15 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፁ።
ካብ ትማሊ ጀሚሩ እናተኻደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መድንፍዒ ሓመድን ጥዕና ሓመድን ኣፍሪካ÷ ኣብ ፖሊሲ ምድንፋዕ ሓመድ፣ መፅናዕቲን ልምዓትን…
ብሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኬንያውያን ህፁፅ ሓገዝ ክቐርብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ናይሮቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ሕድሕድ ስድራ ናይ ህፁፅ እዋን ሓገዝ ገንዘብ ከምዘቕርቡ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ገሊፆም፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ሓደጋ ውሕጅ ዝበፅሖም ከባቢታት ዑደት ኣብ ዝገበሩሉ እዋን…
ፑቲን ስልታዊ ልምምድ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ንኽግበር ትእዛዝ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ስልታዊ (ታክቲካዊ) ልምምድ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ንኽግበር ንጦር እታ ሃገር ትእዛዝ ከምዝሃቡ ተገሊፁ።
እቲ ልምምድ ሓደ ሓደ ምዕራባውያን ሰብ መዚ ዝፍንዉዎ ንጎንፂ ዝጋብዝ መግለፂን መፈራርሒን ስዒቡ ዝካየድ…
እስራኤል ኣብ ምብራቕ ራፋህ ዝተዓቖቡ ዜጋታት ንኽወፅኡ ኣተሓሳሲባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ራፋህ ዝተዓቖቡ ዜጋታት ጋዛ ንኽወፅኡ ጦር እስራኤል ኣተሓሳሲቡ፡፡
ኣብቲ ከባቢ ወጥሪ ነጊሱ ዘሎ ኣብ ጋዛ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምዕሳልን ዝተዓገቱ ንምፍታሕን ዝዓለሙ ዝርርባት ክቋረፁ ምዃኖም ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ፡፡
ብኻእ መዳይ…
በዓል ዓርቢ ስቕለት ኣብ ዙሪያ ዓለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለተ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብሃይማኖታዊ ኣስተምህሮታትን ፍፃታትትን ይኽበር፡፡
እቲ ዕለት ካብ ሞንጎ ዝኽበረለን ብዙሓት ሃገራት ድማ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሩሲያ፣ ግብፂ፣ ግሪኽ፣ እስራኤል፣ ቡልጋሪያን ካልኦትን…
ኣብ ቻይና ኣውራ ጎደና ብምግህማሱ ህይወት 19 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ንመዓልቲታት ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ስዒቡ ኣብ ኣውራ ጎደና ግዝኣት ጉዋንግዶንግ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግህማስ ህይወት 19 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡
በቲ ሓደጋ ጉድኣት ዝበፅሖም ካልኦት 30 ሰባት ናብ ሆስፒታል ከምዝተወሰዱ ዝተገለፀ…
ኣብ ኮሎምቢያ ብሰንኪ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ሸነኽ ኮሎምቢያ ብሰንኪ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
ሰራዊት እታ ሃገር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እታ ዝተሓምሸሸት ሆሊኮፕተር ኣብ ሰሜናዊ ሸነኽ ኮሎምቢያ ንደባይ ተዋጋእቲን ኣዘዋወርቲ መዐወንቲ እፃትን ኣብ ዝተኸልከለ…
ኣብ ኬኒያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ምፍራስ ሓፅቢ ኪጃቤ ዘስዓቦ ውዑጅ ልዕሊ 45 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬኒያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ምፍራስ ሓፅቢ ኪጃቤ ዘስዓቦ ውዑጅ ልዕሊ 45 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
ሰብ መዚ እታ ሃገር፥ እቲ ሓደጋ ኣብቲ ከባቢ ዝወቕዐ ሓያል ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ ኢዩ ኢሎም።
ብመሰረት እዚ ኣብ መንበሪ ኣባይቲን መሰረተ…