Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

እስራኤል ኣብ ምብራቓዊ ክፋል ሊባኖስ ደብዳብ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላና ብሂዝቦላህ ተወቒቓ ምውዳቓ ስዒቡ ኣብ ምብራቕ ሊባኖስ ደብዳብ ፈፂማ። እስራኤል ናይ ሄዝቦላህ መሰረተ ልምዓታት ኢዮም ዝበለቶም ቦታታት ብኣር ዝደብደበት እንትትከውን÷ ብክልቲኦም ወገናት ልውውጥ ተኹሲ ከምዝቐፀለ ኣብቲ…

ኣብ ታይዋን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወት 4 ሰባት እንትሓልፍ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታይዋን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወት 4 ሰባት እንትሓልፍ 711 ሰባት ናይ ምቑሳል ሓደጋ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣብ ምብራቓዊ ጠረፍ ባሕሪ ታይዋን÷ ብኣቆፃፅራ ሰዓት እቲ ከባቢ ንጉሆ ክልተ ሰዓት ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 5 ዝኾነ…

ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ ጋዛ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቀ ጳጳስ ቤተክርስቲያን ካቶሊክ ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ በዓል ትንሳኤ ኣብ ጋዛ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ፖፕ ፍራንሲስ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ሰላም ትኹረት ዝገበረ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ መልእኽቶም…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ናይ 45 ሰባት ህይወት ካብ ዝበልዐ ሓደጋ ሓንቲ ጓል 8 ዓመት ሰገን ብህይወት ተሪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ናይ 45 ሰባት ህይወት ካብ ዝበልዐ ሓደጋ ትራፊክ ሓንቲ ጓል 8 ዓመት ሰገን ብህይወት ተሪፉ። ካብ ቦትስዋና ከተማ ጋቦሮኔ ናብ ከተማ ሞሪያ  እትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ብሰንኪ ምግልባጣ ኢዩ እቲ ሓደጋ ምግጣሙ ቢቢሲ ፀብፂቡ።…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ናይ ሰብኣዊነትን ምሕረትን ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞስኮ ድሕሪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ናይ ሰብኣዊነትን ምሕረትን ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ኣዳራሽ ከተማ ክሮከስ ዝተፈፀመ መይቃዕቲ ስዒቡ እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ “ኣተሓሳስባታት…

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘፅደቖ ውሳነ ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ዓለም ለኸ ደገፍ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘፅደቖ ውሳነ ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ብዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ደገፍ ረኺቡ። ኣብ ጋዛ ኲናት ካብ ዝጅምር ጀሚሩ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውሕመ ህፁፅ ውሳነ ሓሳብ ደው ምባል ተዂሲ እንተፅድቕ ፈላማይ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ዋና…

ሩሲያ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ፈፂሞም ኣብ ልዕሊ ዝበለቶም ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ክሲ መስሪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ሩሲያ ቅድሚ መዓልቲታት ኣብ ጥቓ ሞስኮ ከተማ ክሮከስ ናይ ኮንሰርት ኣዳራሽ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ፈፂሞም ኣብ ልዕሊ ዝበሎም ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ክሲ መስሪቱ። ተጠርጠርቲ ዳሌርዦን ሚርዞዬቭ፣ ሳይዳክራሚ ሙሮዳሊ፣ ሻምሲዲን…

ዩክሬን ኣብ ልዕሊ ክልተ መራኽብ ሩሲያ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃማ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ኣብ ግዝኣት ክረሚያ ኣብ ዝርከብ ፀሊም ባሕሪ ብዝወሰደቶ መጥቃዕቲ ኣየር ኣዞቭን ያማልን ዝተብሃላ ክልተ መራኽብ ሩሲያ ከምዝወቕዐት ጦር እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ካብ እተን መራኽብ ብተወሳኺ ሓይሊ ኣየር ሩሲያ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ዝጥቀመሉ ማእኸል…

ውድብ ሕቡራት ሃገራት እስራኤልን ሃማስን ዘካይድዎ ኲናት ብቕፅበት ደው ንክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ጋዛ ዝካየድ ዘሎ ተዅሲ ብቅፅበት ደው ንክብል ሓዲሽ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣንቶንዮ ጉተረስ ኣብ ግብፂ ኣብ ዝርከብ ራፋሕ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ዑደት ብምዃን ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ “ሕሒ ኩሉ…

ኣብ ሩስያ ዕጡቓት ብዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ዝተጠርጠሩ 11 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩስያ ኣብ ጥቓ ከተማ ሞስኮ ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ኮንሰርት ሙዚቃ ዕጡቓት ብዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 143 በፂሑ። ካልኦት ልዕሊ 100 ሰባት ከምዝቖሰሉ እውን ኣገልግሎት ድሕነት ሩስያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ በቲ መጥቃዕቲ…