Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ብሪክስ ባዕሉ ዝኸኣለ ስርዓት ፋይናንስ ከምዝጅምር ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ባዕሉ ዝኸኣለ ስርዓት ፋይናንስ ከምዝጅምር ሩሲያ ኣፍሊጣ። ኣብ ቻይና ቤጂንግ በተካሄደው ኣብ ዝተሳለጠ መበል 12 ዓለም ለኸ ፎረም ሰላም፥ ሩሲያ ምስ ሃገራት ብሪክስ ኣብ ብሄራዊ ሸርፊ እትገብሮ መጠን ልውውጥ ንግዲ በቢእዋኑ ይምዕብል ከምዘሎ…

ኣብ ሓፈሻዊ መረፃ ብሪታኒያ ሌበር ፓርቲ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሪታኒያ ኣብ ዝተኻደ ሓፈሻዊ መረፃ ሌበር ፓርቲ ከምዝተዓወተ ተገሊፁ፡፡ ሌበር ፓርቲ ክሳብ ሕዚ ካብ 650 ወምበራት ብሪታኒያ 411 ወናብር ዝኾኑ ብምርካብ ኢዩ ኣብቲ ሓፈሻዊ መረፃ ክዕወት ክኢሉ ዘሎ፡፡ ብመሰረት እቲ ውፅት÷ መራሒ ሌበር…

ሩሲያን ኢራንን ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ቃል ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ኢራንን ኣብ ዝተፈላለዩ ሓበራዊ ጉዳያት ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ቃል ኣቲየን። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ካዛኪስታን ኣብ ዝተኻደ ትካል ምትሕብባር ሻንጋይ (ኤስሲኦ) ምስ መራሕቲ ኢራንን ኳታርን ክልተኣዊ ዘተ ኣካይዶም። እቲ…

ኣብ ይማኖታዊ ስነ ስርዓት ህንዲ ብዝተፈጠረ ፅቕቅጥ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሪ 121 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ህንዲ ኣብ ሃይማኖታዊ ፌስቲቫል ሂንዱ ብዝተፈጠረ ፅቕቅጥ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 121 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብ ህንዲ ግዝኣት ኡታር ፓራዴሽ ሃታራስ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ተኸተልቲ እምነት ሂንዱ ሃይማታዊ ስነ ስርዓት እናካየዱ ኣብ…

ሩሲያ ሓሙሽተ SU-27 ዝዓይነተን ተዋጋእቲ ጄታት ዩክሬን ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ብዝፈፈወቶ መጥቃዕቲ ሓሙሽተ SU-27 ተዋጊ ጄታት ከምዘዕነወት ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እተን ተዋጋእቲ ጄታት መጥቃዕቲ ዝፈፀመት ብኢስካንደር-ኤም ሚሳኤላት ከምዝኾነ ዝሓበረት ሩሲያ÷ ኣብ ክልል ማእኸላይ…

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ወታደራዊ መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ዝኸፍአ ኲናት ክፅበያ ኢዩ – ኢራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ወታደራዊ መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ከቢድ ግብረ መልሲ ክፅበያ ኢዩ ክትብል ኢራን ኣጠንቂቓ። ኢራን እዚ ዝበለት እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ኣብ ትሕዝቶ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ሰፊሕ ወታደራዊ ወፍሪ ንምክያድ ከምዝተዳለወት ምግላፃ ስዒቡ…

ኣብ ኢራን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢራን ኣብ ቀረባ እዋን ብሓደጋ ምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር ህይወቶም ንዝሰኣኑ ፕሬዚዳንት ኢብራሂም ራይሲ ዝትክእ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ንምሕራይ ህፁፅ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ምክያድ ጀሚሩ። በዚ ድማ ሎሚ መዓልቲ ጣቢያታት መውሃቢ ድምፂ ካብ ወጋሕተ ጀሚረን…

ኣብ ኬኒያ ዘጋጠመ ናዕቢ ንኽሃድእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ኬኒያ ዘፅደቖ ናይ ታክስ ሕጊ ስዒቡ ኣብታ ሃገር ዝተወለዐ ናዕቢን ዕግርግርን ንኽሃድእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ፀዊዖም፡፡ እቶም ኣቦ መንበር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ÷ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኬኒያ ሕጊ…

ፕሬዚዳንታት ቱርኪን ሩሲያን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝዛተዩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃንን ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝዛተዩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሃካን ፊዳን÷ ፕሬዚዳንታት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ…

ቤኒያሚን ኔታንያሁ ኣብ ጋዛ ዘሎ ውግእ ፍፃምኡ ከምዝተቓረበ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ኔታንያሁ ሃገሮም ምስ ሃማስ ኣብ ጋዛ እናካየደቶ ትርከብ ልዑል ውግእ ፍፃምኡ ከምዝተቓረበ ገሊፆም። ኔታንያሁ ቻናል 14 ንዝተብሃለ ቴሌቪዥን እታ ሃገር÷ ኣብ ራፋህ ዘሎ ከቢድ ምዕራፍ ኲናት ከብቅዕ ከምዝኾነን ጦር…