Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሩሲያ ምክያድ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ምስ ሰለስተ ተነሓናሕቲ ዝተፋጠጡሉ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሩሲያ 2024 ዓ.ም.ፈ ምክያድ ተጀሚሩ።
ንቐፃሊ ሽዱሽተ ናይ ስራሕ ዓማውቲ ሩሲያ ምምሕዳር ኣብ ዝግበር ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣርባዕተ ሕፁያት ይነሓንሑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።…
ኣብ ኣፍሪካ ዘፈር ውልቀ ኣብ ሓምለዋይ ኢንቨስትመንታት ትኹረት ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ዘፈር ውልቀ ኣብ ሓምለዋይ ኢንቨስትመንታት ትኹረት ንኽገብር ፃውዒት ኣቕሪቡ።
6ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ እናተኻደ እንትኸውን፥ ዘፈር ውልቀ ኣብ ሓምለዋይ ኢንቨስትመንታት ምጥቃም ኣብ ዝኽእለሉ…
15 ሰባት ኣሳፊራ ዝነበረት ወተሃደራዊት ኣውሮፕላን ሩሲያ ተሓምሺሻ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)15 ሰባት ኣሳፊራ ዝነበረት ወተሃደራዊት ኣውሮፕላን ሩሲያ ተሓምሺሻ።
እታ ነፋሪት ካብ ሸነኽ ሰሜን ምብራቕ ሞስኮ ብኣየር ክልል ኢቫኖቫ ኣቢላ ኣም ምሕብራት እንተላ ባርዕ ሓዊ ብምግጣሙ ምኽኒያት ምሕምሻሻ ተገሊፁ።
ኣይኤል-76 ዝተብሃለት እታ…
ንጋዛ 200 ቶን ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓነት መርከብ ኣብ ቆጵሮስ ክትፀንሕ ከምዝተገደደት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ እንተይተገበረ ፆም ረመዳን ብምጅማሩ ንጋዛ 200 ቶን ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓነት መርከብ ኣብ ቆጵሮስ ክትፀንሕ ከምዝተገደደት ተገሊፁ።
ኣቐባሊ ቃል መንግስቲ ቆጵሮስ ኮንስታንቲኖስ ሌቲምቢዮቲስ÷ ንድሕንነት እንትበሃል እታ መርከብ…
ኣሜሪካ ምስ 3 ሃገራት ፓስፊክ ኣብ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ፅዕንቶ ቻይና ንምፅዋር ዓሊማ ምስ 3 ሃገራት ፓስፊክ ኣብ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ።
ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ መራሕቲ ፓስፊክ ፓላው፣ ማርሻል ደሴታትን ማይክሮኔዥያን ኣብቲ…
ኣብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ክሌማዊ ለውጢ ዝገደደ ሓደጋ ከምዘጋጥም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ክሌማዊ ለውጢ ዝገደደ ሓደጋ ከምዘጋጥም ተገሊፁ።
ኤጀንሲ ሓለዋ ከባቢ ኣውሮፓ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፥ ብፍላይ ኣብ ደቡባዊ ኣውሮፓ ዝርከቡ ከባቢታት ንሓደጋ ዝተቓልዑ ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ።
ባርዕ ሓዊ፣ ሕፅረት ማይን ኣብ ፍሪያት…
ኬንያ ለውጢ ክሌማ ኣብ ስራሕቲ ምግቢ ውሕስናይ ስግኣት ፈጢሩለይ ክትብል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ለውጢ ክሌማ ኣብ ስራሕቲ ምግቢ ውሕስናይ ስግኣት ፈጢሩለይ ክትብል ገሊፃ።
ኣብ ኬኒያ ኤልዶሬት ኣብ ዝተሰናድአ ምርኢት ግብርና ብምርካብ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶ ከምዝበልዎ፥ ተደጋጋሚ ከቢድ ዝናብን ደረቕ ክሌማዊ ኩነታትን ሓረስቶት…
ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ሃማስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽቕበል ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንራብዓይ መዓልቲ ኣብ ዝቐፀለ ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ሃማስን ዝግበር ድርድር ሃማስ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽቕበል ፀዊዖም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓብዪ ወርሒ ፆም ረመዳን ሃማስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ጋዛ…
ሕብረት ኣውሮፓ ዩክሬን ብናፃ ጦር መሳርሒ ንኽቐርበላ ክትፅበ የብላን ኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ብናፃ ጦር መሳርሒ ንኽቐርበላ ክትፅበ ከምዘይግባእ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ኮሚሽነር ዕዳጋ ቲዬሪ ብሬተን ገሊፆም፡፡
እቶም ኮሚሽነር ከምዝሓበሩዎ÷ ዩክሬን ሓደ ሚሊየን ከበድቲ ጦር መሳርሒታት ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ብናፃ ክብርከተላ ክትሓትት…
ነዳዲ ዝልእኻ ሃገራት ምቹእ ዕድል ዕዳጋ ንምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ነዳዲ ዝልእኻ ሃገራት ምቹእ ዕድል ዕዳጋ ንምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።
“ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ንኣተኣማማኒን ቀፃልነት ዘለዎን ዕድል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣልጀሪያ መበል ሻውዓይ ጉባኤ እተን ሃገራት ተሳሊጡ።
14 ነዳዲ…