Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ስዑዲ ዓረብ ብዓመፅቲ ሃውቲ ዝተቐበሩ 733 ፈንጂታት ምምካና ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ ብዓመፅቲ ሃውቲ ዝተቐበሩ 733 ፈንጂታት ኣብዚ ሰሙን ምምካና ኣፍሊጣ።
እቶም ዝመኸኑ ፈንጂታት፥ 618 ዘይፈንጀሩ፣ 110 ፈንጂታት ፀረ ታንኪ፣ 4 ፀረ ሰብን ሓደ ተባራዒ ፈንጂን ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣብ የመን ዘለዉ ህፃናት፣ ደቂ…
ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ኣብ ዋሺንግተን ክዛተዩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዜለንስኪ ኣብ ዋሺንግተን ክዛተዩ ኢዮም ተባሂሉ።
ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ፅባሕ ኣብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝገብርዎ ዑደት ስራሕ፥ ኣብ ዩክሬን ዝግበር ሓገዝ ዝጠመተ ዘተ ምስ ፕሬዚዳንት ጆ…
ውድብ ጥዕና ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ብህፁፅ ንክኣቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ብህፁፅ ንክኣቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝወሰኖ ኣዝዩ ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ንክኣቲን ኣብቲ ከባቢ ንኣዋርሕ ዝፀንሐ ኲናት ደው ክብልን ከምዝድግፍ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።…
እስራኤል ኣብ ጋዛ ንድሕንነት ንፁሃን ከለላ ኣይሃበትን ክትብል ኣሜሪካ ኮኒና
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ጋዛ ንድሕንነት ንፁሃን ከለላ ኣይሃበትን ክትብል ኣሜሪካ ኮኒና።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታኒያ ዴቪድ ካሜሩን ኣብ ዋሸንግተን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዮም ነዚ ገሊፆም።
ከም…
ፕሬዚዳንት ፑቲን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣቡ ዳቢ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሞሃመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብታ ሃገር ንዝኣተዉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ፃንሒቶም፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብን ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ…
ምስፋሕ ወተሃደራዊ ልኡኽ እስራኤል ንጋዘ ብዝበለፀ ገሃነም ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስፋሕ ወተሃደራዊ ልኡኽ እስራኤል ንጋዘ ብዝበለፀ ገሃነም ዝገብር ኢዩ ክብል ገሊፁ።
እቲ ትካል፥ ሓገዝ ንምሃብ ከኽበድ ከምዝኽእል እውን ሓቢራ።
ሰራዊት እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ጋዛ ኣብ ዘሎ ካን ዮኒስ ኣብ ዝተብሃለ…
ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘጋጥሙ ሕማማት ንምክልኻል ዝዓለመ ልዕሊ 777 ሚሊየን ዶላር ቃል ተኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገበርቲ ሰናይ ሃገራት ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘጋጥሙ ሕማማት ንምክልኻል ዝዓለመ 777 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ቃል ኣቲየን።
እቲ ቃል ዝተኣተወ ገንዘብ ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ ብውድብ ጥዕና ዓለም ነቲ ሕማማት ንምክልኻል ዝተትሓዘ ትልሚ…
ሰራዊት እስራኤል ናብ ደቡባዊ ጋዛ እናደፍአ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እግረኛ ሰራዊት እስራኤል ናብ ደቡባዊ ጋዛ እናደፍአ ምዃኑ ተገሊፁ።
እቲ ወታደራዊ ሓይሊ ማእኸላይ እዚ፣ መኽዘን ጦር መሳርሒን ሓይሊ ባሕሪን ሃማስ ዒላማ ብምግባር እናደፍአ ከምዝኾነ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡
ምስ ሃማስ ዝተበፅሐ ግዚያዊ ስምምዕ ምቁራፅ…
ውሕመ ቅድሚ 30 ዓመት ኣብ ሶማሊያ ኣንቢሩዎ ዝነበረ ማዕቐብ ኣፅዋር ኲናት ኣልዒሉዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ቅድሚ 30 ዓመት ኣብ ሶማሊያ ኣንቢሩዎ ዝነበረ ማዕቐብ ኣፅዋር ኲናት ኣልዒሉዎ።
እቲ ማዕቐብ ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ውሳነ ኢዩ ምልዓሉ ኣር ቲ ፀብፂቡ።
ኣብ ዘበነ ስልጣን ዝያድ ባሬ 1992 ዓ.ም.ፈ ኣብ ሶማሊያ…
ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ።
ምውንጫፍ እታ ሳተላይት፥ ሰሜን ኮሪያ ኣብ ቀረባ እዋን ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ምውንጫፋ ስዒቡ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብናይ ባዕላ ዓቕሚ…