Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣፍጋኒስታን ካልኣይ ግዘ ብከቢድ ርዕደ መሬት ተጠቒዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍጋኒስታን ኣብ መዓልቲታት ኣፈላላይ ንካልኣይ ግዘ ብከቢድ ርዕደ መሬት ተጠቒዓ። ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 3 ዝተመዝገበ ከቢድ ርዕደ መሬት÷ ኣብ ግዝኣት ሄራት ካብ ዘጋጠመን ልዕሊ 2 ሺሕን 400 ሰባት ንሕልፈት ካብ ዘቃለዐ ድሕሪ ሒደት…

ኣብ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ ብምግራዝ ኣብ ዓመት 44 ሺሕ ጎራዙ ህይወተን ይስእና – መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብምኽንያት ምግራዝ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓመት 44 ሺሕ ዝኾና ጎራዙ ህይወተን ከምዝስእና ሓደ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ዕላዊ ዝኾነ ውፅኢት መፅናዕቲ ትኹረት ዝገበረ÷ ኢትዮጵያ ፣ ቤኒን ፣ ቡርኪና ፋሶ ፣ ካሜሩን ፣ ቻድ ፣ ኮት ዲቯር ፣…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ጋዛን ዌስት ባንክን ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምኽፋት ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ጋዛን ዌስት ባንክን ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምኽፋት ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ እንትኽፈት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ኣብ ዝካየደሎም ከባታት ወሽመጥ ጋዛን ዌስት…

ኣብ ኲናት እስራኤል – ጋዛ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 ህይወት ሰባት ከምዝተቐጠፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊ ሓይሊ እስራኤል ምስ ዕጡቓት ሃማስ ኣብ ዝኣተዎ ኲናት ልዕሊ 1 ሺሕን 600 ህይወት ሰባት ከምዝተቐጠፈ ተገሊፁ፡፡ በቲ ኲናት ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሰኣኑ ሰባት እቶም 704 ፍልስጤማውያን እንትኾኑ÷ ካብ 900 ዝበልፁ ድማ እስራኤላውያን…

ኣሜሪካ ጦር ሓይላ ናብ እስራኤል ከምዘፀገዐት ተሰሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ኣብ ደቡባዊ እስራኤል መጥቃዕቲ ምፍፃሙ ስዒቡ ኣሜሪካ ጦር ሓይላ ናብ እስራኤል ከምዘፀገዐት ተሰሚዑ። ብሄራዊ ድሕንነት ኣሜሪካ ከምዝሓሮ÷ መጥቃዕቲ ሃማስ ስዒቡ ዋሺንግተን ኣውሮፕላን ዝሽከማ መርከባትን ተዋጋእቲ ጄታትን ናብ ምብራቕ ባሕሪ…

ኣብ ኲናት እስራኤል-ሃማስ ብውሕዱ 1 ሺሕን 113 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፍልስጤማውያን ዕጡቓት ሃማስን እስራንልን እናተኻየደ ዝርከብ ውግእ ክሳብ ሕዚ ብውሕዱ 1 ሺን 113 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ፡፡ ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሓለፉ ሰባት እቶም 413 ፍልስጤማውያን እንትኾኑ÷ 700 ድማ እስራኤላውያን ኢዮም…

ጦር ሶማሊያን ሚሊሻታት ከባን ብውሑዱ 100 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከምዝደምሰሱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሶማሊያን ሚሊሻታት ከባን ብውሑዱ 100 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከምዝደምሰሱ ሚኒስቴር ሓበሬታ እታ ሃገር ገሊፁ። ሚኒስትር ሓበሬታ ዳውድ ኣዌይስ ንጋዜጠኛታት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ኲናት ኣብ ዝተኻየደለን ወረዳታት ዊሲልን ሻቤሎን ኣብ ልዕሊ…

ኖርዌያዊ ደራሲ ጆን ፎሴ ብዘፈር ስነ ፅሑፍ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌያዊ ደራሲ ጆን ፎሴ ብዘፈር ስነ ፅሑፍ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል 2023 ኮይኑ። እቲ ደራሲ ምዝራብ ዘይኽእሉ ሰባት ብድምፂ ክግንዘቡዎም ዝኽእሉ ተዋስኦታት ፈጠራ ብምፅሓፉ ኢዩ ኣብቲ ዓውዲ ሽልማት ኖቤል ክስዕር ክኢሉ፡፡ ኣወዳደርቲ ዳያኑ…

ንዕቤት ናኖ ቴክኖሎጂ ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ 3 ሳይንቲስታት ኣብ ዘፈር ኬሚስትሪ ሽልማት ኖቤል ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናኖ ቴክኖሎጂ” ሕዚ ዝርከበሉ ብርኪ ንኽበፅሕ ዕዙዝ ግደ ዘበርከቱ ሰለስተ ሳይንቲስታት ኣብ ዘፈር ኬሚስትሪ ሽልማት ኖቤል 2023 ተዓዊቶም። ሞንጊ ባዌንዲ፣ ሉዊስ ብሩስን ኣሌክሲ ኤኪሞቭን ዝተባህሉ ተመራመርቲ ኬሚስትሪ  ናይዚ ዓመት ሽልማት…

ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ንኬቨን ማካርቲ ካብ ኣፈ-ጉባኤነቶም ኣልዒሉዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ንሪፐብሊካን ኬቨን ማካርቲ ካብ ኣፈ-ጉባኤ መዝነቶም ኣልዒሉዎም። እቲ ቤት ምኽሪ÷ ንኬቨን ማካርቲ 216 ን 210 ብዝኾነ ትፅቢት ዘይተገበረሉ ድምፂ ካብ ስልጣኖም ዘልዐሎም ኣብ ውሽጢ ርቶም ብዝፈጠሩዎ…