Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ውሕመ ኣብ ጉዳይ እስራኤልን ፍልስጤምን ህፁፅ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን ኣመልኪቱ መበል 10 ህፁፅ ፍሉይ ኣኼባ ከምዘካይድ ፕሬዚዳንት እቲ ጉባኤ ዴኒስ ፍራንሲስ ኣፍሊጦም። ኣቦ መንበር ጉጅለ ዓረብን ኣቦ መንበር ትካል እስላማዊ ምትሕብባርን ዝኾኑ…

ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ፈላማይ ሓበራዊ ወታደራዊ ልምምድ ኣካደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ፈላማይ ዝኾነ ሓበራዊ ወታደራዊ ልምምድ ኣካደን። እቲ ሰለስተኣዊ ወታደራዊ ልምምድ ካብ ሰሜን ኮሪያ ክፍኖ ዝኽእል መጥቃዕቲ ኒውክሌርን ሚሳኤልን ንምምካት ዘኽእል ዓቕሚ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብ…

ጦር ኣሜሪካ ኣብ ጥቓ እስራኤል ሚሳኤላትን ድሮናትን ወቒቑ ምውዳቑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ኣሜሪካ ሰለስተ ሚሳኤላትን ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናትን ኣብ ጥቓ እስራኤል ሚሳኤላትን ድሮናትን ወቒቑ ከምዘውደቐ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ፔንታገን ብርጋዴር ጀኔራል ፓት ራይደር፥ ሚሳኤላትን ድሮናትን ኣብ ትሕቱ ቁፅፅር ዓመፅቲ ሁቲ ካብ ዝርከቡ…

እስራኤል ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ንኽመሓላለፍ ክትፈቅድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ እስራኤል ብግብፂ ኣቢሎም ናብ ጋዛ ዝግበሩ ሰብኣዊ ሓገዛት ንሃማስ ዘይበፅሑ እንተኾይኖም ንኽመሓላለፉ ከምዝፈቅድ ኣፍሊጡ። እቲ ውሳኔ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ እስራኤል ቴል ኣቪቭ ዑደት ድሕሪ ምግባሮም ዝተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡…

ኢጋድ ደቂ ኣንስትዮ ሱዳን ኣብ ሃገረን ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዝገብረኦ ኣስተዋፅኦ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ደቂ ኣንስትዮ ሱዳን ኣብ ሃገረን ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዝገብረኦ ኣስተዋፅኦ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ ንደቂ…

ቻይና ምትሕብባር ቤልት ኤንድ ሮድ ብፅት ንምትግባር የኽእለኒ ዝበለቶ ትልሚ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ምትሕብባር ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ብልዑል ፅሬት ንምትግባር የኽእል ዝበሉዎም ሸሞንተ ደረጃታት ትልሚ እታ ሃር ዕላዊ ጉሮመረ፡፡ ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ እቲ ትልሚ ዕላዊ ዝገበሩ÷ ኣብ ቤጂን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሳልሳይ…

ኣብ ጋዛ ኣብ ሆስፒታል ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ህይወት 500 ንፁሃን ምሕላፉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ጋዛ ሆስፒታል ኣል-ኣህሊ ባብቲስት ብዘብፀሐቶ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 500 ህይት ንፁሃን ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ጋዛ ኣፍሊጡ፡፡ ከም ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር በቲ መጥቃዕቲ ግዳይ ካብ ሞንጎ ዝኾኑ መብዛሕተኦም ደቂ ኣንስትዮኝ ህፃናትን…

ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ እስራኤል ዑደት ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ እስራኤል ወሳኒ ዑደት ከምዝገብሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም፡፡ ብሊንከን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ቴል ኣቪቭ ሰዓታት ዝወሰደ ልዝብ ኣብ ዝገበሩሉ እዋን ኢዩ ዑደት…

ኢኒሺየቲቭ ቤልት ኤንድ ሮድ ኣብ ምንካይ ድኽነት ኣስተዋፅኦ ከምዝገበረ ቻይና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኢኒሺየቲቭ ቤልት ኤንድ ሮድ ቻይና ኣብ ዓለም ድኽንት ንምንካይ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ብምሕጋዝ ኣስተዋፅኦ ከምዝገበረ ሚኒስተቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ማኦ ኒንግ÷ “ቤልት ኤንድ ሮድ ኢኒሼቲቭ” ዝተባህለ ምትሕብባር…

እስራኤል ኣብ ደቡብ ጋዛ ዝኸፈተቶ ኲናት ንዘይተወሰኑ ሰዓታት ጠጠው ንምባል ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ዘካተተ ልዝበ ግብፂን ኣሜሪካን ኣብ ደቡብ ዘሎ ኲናት እስራኤል ሃማስ ጋዛ ንግዚኡ ጠጠው ንኽብል ኣብ ስምምዕነት ብምብፃሕ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ፡፡ እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ ጋዛ ግብፂን ዘሎ ዶብ ራፋህ ንምኽፋት ምቹው ኩነታት ከምዝፈጥር ዘ…