Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፓውንድ ወታደራዊ ድጋፍ ንምግባር ቃል ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ዩክሬን ኣቲያቶ ንእትርከብ ኲናት ሓገዝ ዝኸውን 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፓውንድ ወታደራዊ ሓገዝ ንምግባር ቃል ከምዝኣተወ ገሊፁ፡፡
ላዕለዋይ ተወካሊ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፕ ቦሬል÷ ሕዚ እውን 27ቲአን ሃገራት እቲ ሕብረት…
ብሪታንያ ወታደራታ ንዩክሬን ንምልኣኽ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ወታደራታ ንዩክሬን ንምልኣኽ ድሌት ከምዘለዋ ሚኒስቴር እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ምክልኻል ብሪታንያ ግራንት ሻፕስ ኣብ ዩክሬን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገበሩ ኣርቲ ፀብፂቡ፡፡
እቶም ሚኒስትር ኣብ ዩክሬን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት÷…
ቁፅሪ ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝሞቱ ስደተኛታት ብ3 ዕፅፊ ወሲኹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኣውሮፓ ንምስጋር ብዝብል ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝሞቱ ኣፍሪካውያን ስደተኛታት ቁፅሮም ብሰለስተ ዕፅፊ ከምዝወሰኸ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ።
ንኣብነት ድማ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ክሳብ ነሓሰ ኣብ ዘሎ እዋን 990 ኣፍሪካውያን…
ኣብ ፓኪስታን ብኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት ልዕሊ 50 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓኪስታን ብኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ቦምቢ ልዕሊ 50 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፓኪስታን ከተማ ባሎቺስታን ማስቱንግ ኣብ ዝርከብ ጥቓ ሓደ መስጅድ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡…
ኣብ ኢራቅ ኣብ ስነ ስርዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 100 ሰባት ምሕላፉ ተሰሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢራቅ ኣብ ስነ ስርዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 100 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
በቲ ሓደጋ ንሕልፈት ካብ ዝተቓልዑ ሰባት ብተወሳኺ፥ 150 ሰባት ከምዝቖሰሉ ቢቢሲ ፀብፂቡ።
መበገሲ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብቲ መርዓ…
ኬንያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ክትሃንፅ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2027 ጀሚራ ህንፀት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ንምጅማር ከምዝሃቀነት ተገሊፁ፡፡
እቲ ትልሚ÷ ምስ ምውሳኽ በዝሒ ህዝቢ እታ ሃገር ተተሓሒዙ ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ስለዘድለየ ከምዝኾነ…
ፈረንሳይ ዲፕሎማሰኛታታን ወታደራታን ካብ ኒጀር ከምተውፅእ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኒጀር ዝተፀመ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ፈረንሳይ ዲፕሎማሰኛታታን ወታደራታን ካብ ኒጀር ከምተውፅእ ኣፍሊጣ።
ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን÷ ሃገሮም ኣብ ኒጀር ዘለዉዋ ኣምባሳደራትን ብዙሓት ዲፕሎማሰኛታታትን ኣብ ዕድመ ሰዓታት ንምውፃእ…
ፒሮላ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፒሮላ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ኣብ ኒውዝላንድ ኣብ ረሳሕ ማይ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።
እቲ ቫይረስ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ብብርኪ ዓለም ዝርገሐኡ ጀሚሩ ክኸውን ከምዝኽእል ተሓቢሩ፡፡
ተመራመርቲ እቲ…
ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ውሕመ ናይ ሩሲያ ድምፂ ብድምፂ ምስዓር ስልጣን ንኸልዕል ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ናይ ሩሲያ ድምፂ ብድምፂ ምስዓር ስልጣን ንኸልዕል ሓቲቶም፡፡
ኣብ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ እናተሳተፉ ዝርከቡ እቶም ፕሬዚዳንት÷ ሩሲያ ኣብ ሃገሮም ዝፈፀመቶ ተግባር…
ፕሬዚዳንት ሶርያ ባሻር ኣል-ኣሳድ ንስራሕ ዑደት ናብ ቻይና ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን12 ዓመታት ኣብ ዝዘለቐ ኲናት ናይ ትርከብ ፕሬዚዳንት ሶርያ ባሻር ኣል-ኣሳድ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣብ ቻይና ይርከቡ።
ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ናብ ኲናት ካብ ትኣቱ ጀሚሩ ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡
ሶሪያ ኲናት ክብ…