Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዓለም ለኸ ፈተናታት ኣብ ምብዳህ ንኹለ መዳይ ትካላት ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዓለም ለኸ ፈተናታት ኣብ ምብዳህ ንኹለ መዳይ ትካላት ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እተን ትካላት ዓለም ዘለትሉ ኩነታት አንተዘይገሊፀን እቶም ፀገማት ብብቕዓት ምፍታሕ ኣይከኣልን ኢሎም።…
ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ኣብ ቻይና ዑደት ከካይዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲን ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ኣብ ቻይና ዑደት ከካይዱ ኢዮም።
ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ፀፅታ ሩሲያ ኒኮላይ ፓትሩሼቭ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣብ ቤጂንግ ከምዝዛተዩ ሓቢሮም።…
ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ልዕሊ ሊቢያ ዝበፅሐ ሓደጋ ውሕጅ ዝኸፍአ ንክኸውን ገይሩ-መፅናዕቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ልዕሊ ሊቢያ ዝበፅሐ ሓደጋ ውሕጅ ዝኸፍአ ንክኸውን ከምዝገበሮ መፅናዕቲ ኣረጋጊፁ።
ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምእካብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ብምፅናዕ መፍትሒ ዘርእዩ ኣባላት ጉጅለ ሳይንቲስታት ሎሚ መዓልቲ ርካቦም ዕላዊ ገይሮም።…
ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 70 ሚኢታዊ መሰረተ ልምዓት ምብራቓዊ ክፍሊ እታ ሃገር ከምዘዕነወ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ምብራቓዊ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 70 ሚኢታዊ መሰረተ ልምዓትን ትካላትን እቲ ከባቢ ከምዘዕነወ ሚኒስቴር ትራንስፖርት እታ ሃገር ገሊፁ።
ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓያል ሓደጋ ውሕጅ ንደርና ምስ ሱሳ፣ ኣልቁባና ምስ ካልኦት…
ኣሜሪካን ኢራንን እሱራት ተለዋዊጠን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ኢራንን ልውውጥ እሱራት ከምዝገበራ ተገሊፁ።
ክልቲአን ሃገራት ሓሙሽተ እሱራት ዝተለዋወጣ እንትኾና÷ ኣሜሪካ ዝተኸልከለ 6 ቢሊየን ዶላር ኢራን ምልቃቓ እውን ተሓቢሩ።
እቲ ልውውጥ እሱራት ኣብ ሞንጎ ዋሺንግተንን ቴህራን ንኣዋርሕ…
ኩባኒያ መፍረዪ ወረቀት ብሪቲሽ ኣብ ሩሲያ ዝርከብ ፋብሪክኡ ከምዝሸይጥ ማዃኑ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ መፍረዪ ወረቀትን መዕሸጊን ‘ሞንዲ’ ብሪቲሽ ካብ ሩሲያ ሙሉእ ብሙሉእ ለቒቑ ንምውፃእ ኣብታ ሃገር ዝተረፎ ናይ መወዳእታ ፋብሪካ ንምሻጥ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐ ኣፍሊጡ።
እቲ ኩባንያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ እቲ መፍረዪ ወረቐት ኣብ ሞስኮ…
ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ “ግደ ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘላቒ ሰላም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ አንትኸወን፥ ትካል ሰላም ደቂ ኣኒስቲዮ ዓለም ዘሰናድኦ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ቀዳማዊ…
ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ኣብ ዓውዲ ምርምር ጠፈር ኤሎን መስክ ምስ ቱርኪ ንኽሰርሕ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ሃገሮም ኣብ ዓውዲ ምርምር ጠፈር ዝሓዘቶ መርሃ ግብሪ ኤሎን መስክ ንኽሕግዝ ሓቲቶም።
ኤርዶሃን ምስ ኤሎን መስክ ተራኺቦም ዝተዛተዩ÷ ኣብ ኣሜሪካ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ መራሕቲ…
ኣሜሪካ ዝጠፍኣኣ ኤፍ -35 ጀታት ኲናት ትደሊ ከምዘላ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝጠፍኣኣ ኤፍ -35 ጀታት ኲናት ትደሊ ከምዘላ ተገሊፁ።
ኣብ ደቡብ ካሮላይና ዝነቆጡ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኣሜሪካ፥ ህዝቢ ነተን ጀታት ወይ ስብርባር ኣብ ምድላይ ንክተሓባበር ሓቲቶም።
ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ነቲ ጀት ዘብርሩ ዝነበሩ…
መበል 78 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዘካይዶ መበል 78 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ከምኡ እውን ኣብ ቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ተባሂሉ።
መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ መራሕቲ ውሕመ ኣብ ኣሜሪካ ከተማ…