Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምንካይ 18 ቢሊየን ዩሮ ተመዲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ንብረት ኣየር ዘብፀሖ ፅዕንቶ ንምንካይን ዘላቒ ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምርግጋፅን 18 ቢሊየን ዩሮ ተመዲቡ። ኮሚሽን ኣውሮፓ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓን ዝመደቡዎ ገንዘብ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እቲ በጀት ንመሓዙት ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንፁህ…

ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንሱዳን ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸቕርብ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምቅላል ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸቕርብ ሓቲቱ። ካብዚ ብተወሳኺ ጎንፂ ብምህዳም ካብ ሱዳን ንዝወፅኡ ሰባት ጎረባብቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ሰብኣዊ ሓገዝ…

ፕሬዚዳንት ሺ ጂን ፒንግ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂን ፒንግ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ብስልኪ ተዛቲዮም። ዘተ መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት÷ ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ካብ ዝጅምር ንደሓር ዝተገበረ ፈላማይ ዘተ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ፕሬዚዳንት ሺ÷ ኣብ ሞንጎ…

ኣሜሪካ ሓዊሱ ዝተለያ ሃገራት ዲፕሎማሰኛታተን ካብ ሱዳን የውፃኣ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሓዊሱ ዝተለያ ሃገራት ዲፕሎማሰኛታተን ካብ ሱዳን ካርቱም ከውፅኣ ጀሚረን። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካጆ ባይደን÷ ኣብ ሱዳን ካርቱም ዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታትን ስድረኦምን ሎሚ ነታ ሃገር ለቒቖም ከምዝወፅኡ ገሊፆም፡፡ እቶም ዲፕሎማሰኛታት ጦር…

ሓይሊታት ሱዳን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብምጥሓስ ውግእ ከምዝቐፀሉ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተዋጋእቲ ሓይሊታት ሱዳን ን24 ሰዓት ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ገይሮም ይንበሩ እምበር ውግእ እናቐፀሉ ከምዝርከቡ ተገሊፁ። ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኢድ ብምእታው ምስ ኣሸማገሎምን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምስፈፀሙን፤ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ኲናት…

4ይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ጎንፂ ሱዳን 200 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሕይሊ ሱዳንን ዝተፈጠረ ጎንፂ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ፡፡ እቲ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ወታደራዊ መራሒ ጦር ሱዳን ጄኔራል ኣብዱል ፈታህ ኣልቡርሃን ዝመርሑዎ ጦርን ምክትሎም ዝነበሩ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን መሓመድ ሃምዳን…

ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሓይሊታትን ዝተፈጠረ ጎንፂ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ መዓልቱ ዘቑፀረ ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሓይሊ ሱዳንን ዝተፈጠረ ጎንፂ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። እቲ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ወታደራዊ መራሒ ጦር ሱዳን ጄኔራል ኣብዱል ፈታህ ኣልቡርሃን ዝመርሑዎ ጦርን ምክትሎም ዝነበሩ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን…

ኣብ ኣውሮፓ እቲ ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኒውክሌር ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኒውክሌር ፊንላንድ ስራሕ ጀሚሩ፡፡ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፊንላንድ ዝተሃነፀ እቲ መብላዕልዒ፥ ኣብ ኣውሮፓ ዝዓበየ ከምዝኾነን ብሰዓት 1 ነጥቢ 6 ጊጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ከምዘለዎን ተሓቢሩ፡፡ ብግዝፈቱ ድማ…

ፕሬዚዳንት ሉላ ዳ ሲልቫ ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ኢኮኖሚ ዓለም ዘለዎ ዝተጋነነ ግደ ነቒፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ቻይና ኣብ ዝገበሩዎ ዑደት “ዶላር ሸርፊ ንኽኸውን ዝወሰነ መን ኢዩ? ብምባል” ዶላር ኣሜሪካ መተዓዳደጊ ምዃኑ ነቒፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣብ ዝገበሩሉ እዋን ዶላር ኣሜሪካ ኣብ…

ኣሜሪካ ምስጢራዊ ሰነዳት ወተሃደራዊ ድሕነት ብምልሓኽ ንዝተጠርጠረ ወዲ 21 ዓመት መንእሰይ ኣብ ቀይዲ ኣውዒላቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስጢራዊ ሰነዳት ወተሃደራዊ ድሕነት ብምልሓኽ ንዝተጠርጠረ ወዲ 21 ዓመት ኣባል ሃገራዊ ሓለዋ ኣየር እታ ሃገር ኣብ ቀይዲ ኣውዒላቶ። እቲ ጃክ ተሸይራ ዝተብሃለ መንእሰይ፥ ነቶም ሰነዳት ኣብ ናይ ኢንተርነት ጌም መፃወቲ ቻትሩም ከምዝዘርገሖም…