Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሩሲያ ሰብ መዚ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 54 ዜጋታት ብሪታንያ ማዕቐብ ኣንቢራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 54 ብሪታንያውያን ሰብ መዚ፣ ጋዜጠኛታትን ተወከልቲ መኽበርቲ ሕጊን ማዕቐብ ከምዘንበረት ኣፍሊጣ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ብሪታኒያ ኣብ ፀረ- ሩሲያ ኣካይዳኣ ኣብ ልዕሊ ሩሲያውያን ዘይተገበአ ማዕቐብ…
መራሕቲ ሃገራት ብሪክስ ሕቶ ምፅንባር ካልኦት 40 ሃገራት ንምውሳን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክእከቡ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣባል ጉጅለ ብሪክስ ንዝመፅእ 22 ነሓሰ 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ደቡብ ኣፍሪካ ተራኺቦም ከምዝዝትዩ ተገሊፁ።
ኣባል ሃገራት ብሪክስ፥ ብራዚል፣ ሩስያ፣ ህንዲ፣ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ምዃነን ይፍለጥ።
ቀንዲ…
ኣብ ገማግም ባሕሪ ኬፕ ቨርደ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጀልባ ልዕሊ 60 ሰባት ደሃዮም ኣይተረኸበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ኣፍሪካ ገማግም ባሕሪ ኬፕ ቨርደ ዝተረኸበት ጀልባ ካብ ዝነበሩ ስደተኛታት ልዕሊ 60 ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሰኔጋል፥ እታ ጀልባ ብ10 ሓምለ ካብ ገጠር ፋስ ቦየ 101 ሰባት ፅዒና ከምዝተበገሰት…
ፎረም ደቂ ኣኒስቲዮ ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ብዕሊ ናብ ስራሕ ዘእቲ ዘተ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ደቂ ኣኒስቲዮ ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ብዕሊ ናብ ስራሕ ዘእቲ ዘተ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሰብ መዚ ኢጋድ፣ ተወከልቲ ኣባል ሃገራት እቲ ትካል፣ ሲቪክ ትካላትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ።
ዕላማ…
ጥምረት ምክልኻል ኣሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ምክራር እቲ ዞባ ዘጋድድ ኢዩ ክትብል ቻይና ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ምክልኻል ኣሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ምክራር እቲ ዞባ ዘጋድድ ኢዩ ክትብል ቻይና ገሊፃ።
መራሕቲ ሰለስቲአን ሃገራት ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ኣብ በካምፕ ዴቪድ ከምዝራኸቡ ተገሊፁ።
እተን ሃገራት ብፍላይ ብቴክኖሎጂን ዓውዲ ምክልኻልን ሓዱሽ…
ምክትል ፕሬዚዳንት ታይዋን ናብ ኣሜሪካ ምኻዶም ንቻይና ኣቖጢዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ታይዋን ዊሊያም ሌይ ናብ ኣሜሪካ ኒውዮርክ ምእታዎም ንቻይና ከምዘቖጠዐ ተገሊፁ።
የታይዋን ምክትል ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሌይ አሜሪካ ኒውዮርክ መግባት ቻይናን ክፉኛ ማስቆጣቱ ተሰምቷል፡፡
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ነቲ ጉዳይ…
ሃገራት ከባቢ ኣማዞን ጨፍጫፍ ደኒ ጠጠው ንምባል ኣብ ዝፀውዐኦ ኣኼባ ክስማዕማዓ ኣይከኣላን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸሞንተ ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ኣብ ብራዚል ብዘካየደኦ ኣኼባ ንኻደጋ ተቓላዒ ዝኾነ ደኒ ኣማዞን ካብ ጨፍጫፍ ንምክልኻል ኣብ ሓበራዊ ሸቶ ክሰማምዓ ከምዘይከኣላ ተገሊፁ።
ኣባል ሃገራት ትካል ቃል ኪዳን ምትሕብባር ኣማዞን (ኤ ሲ ቲ ኦ) ድሕሪ ዓሰርተ…
ብሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወት 41 ፍልሰተኛታት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣልያን ደሴት ላምፔዱሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወት 41 ፍልሰተኛታት ምሕላፉ ካብቲ ሓደጋ ዝተረፉ ሰባት ገሊፆም።
ካብቲ ሓደጋ ዝተረፉ ኣርባዕተ ሰባት ንሰራሕተኛታት መድሕን ህይወት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሓደጋ ፍልሰተኛታት ኣሳፊራ ካብ…
ሩሲያን ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኡጋንዳ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ክሃንፃ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኡጋንዳ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ምህናፅ ከምዝጅምራ ፕሬዝዳንት እታ ሃገር ዩዌሪ ሙሴቬኒ ኢየን ኣፍሊጦም።
ካብ 25 ቡን ዘፍርያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ መራሕቲን ልኻትን ኣብ ዝተረኸቡሉ 2ይ ኣኼባ መራሕቲ ጉጅለ 25 ቡና…
ፖርቹጋል ንሳልሳይ ግዜ ዘጋጠማ ልዑል ባርዕ ሓዊ ንምምካት ትፅዕር ኣለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖርቹጋል ንሳልሳይ ግዜ ዘጋጠማ ልዑል ሆቦብላ ንፋስ ባርዕ ሓዊ ንምምካት ፃዕሪ ትገብር ከምዘላ ተገሊፁ።
ትማሊ ሰኑይ 800 ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ምቁፅፃር ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ጥቓ ደቡባዊት ከተማ ኦዲሚራ ዝተወለዐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ዝተሳተፉ…