Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል ምስ ፖሊስ ብምግጫዎም ብዙሓት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ እስራኤል ዘዳለዎ ምድላው ብምቅዋም ዝወፅኡ ብዙሓት ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ምስ ፖሊስ ብምግጫዎም ብዙሓት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ።
ብሰንኪ እቲ ጎንፂ ሊስፖ መኮንናት አስራኤል ሓዊሱ 140 ሰብ ከምዝቖሰለን ብንኡሱ ሰለስተ ሰባት ካብ…
ሕበረት ኣፍሪካ ንጋቦን ካብ ተሳትፎ ኣባልነት ኣጊዱዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕበረት ኣፍሪካ ኣብ ጋቦን ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ነታ ሃገር ካብ ተሳትፎ ኣባልነት ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ።
ወታደራዊ ኣመራርሓ ጋቦን ኣብዚ ሰሙን ስልጣን መንግስቲ ከምዝተቖፃፀሩ ዕላዊ ምግባሮም ይፍለጥ፡፡
ቤት ፅሕፈት ሰላም ፀፅታን ሕብረት…
ኣብ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 60 ሰባት ሞይቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 60 ሰባት ከመዝሞቱ ተገሊፁ።
ካልኦት ልዕሊ 40 ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ተባሂሉ።
ሰብ መዚ እታ ሃገር ብምውካስ ቢቢሲ ከምዝፀብፀቦ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ በዓል ኣብ በዓል 5…
ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ማሊ ዝተነበረ ማዕቐብ ንክናዋሕ ብፈረንሳይ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ማሊ ዝተነበረ ማዕቐብ ንክናዋሕ ናብ ውድብ ሕብራት መንግስታት ብመንግስቲ ፈረንሳይ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ።
ወታደራዊ ጁንታ ማሊ ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ባቦከር ኬታ ዕልዋ መንግስቲ ብምግባሩ ማዕቐብ ተነቢሩላ ምፅንሑ…
ወታደራዊ ኣመራርሓ ጋቦን ስልጣን መንግስቲ ከምዝተቖፃፀረ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊ ኣመራርሓ ጋቦን ስልጣን መንግስቲ ብዕሊ ከምዝተቖፃፀረ ኣፍሊጡ።
እቲ ዕልዋ መንግስቲ ቅድሚ ምክያዱ ብደቑቓታት ኣቐዲሙ ኮሚሽን መረፃ እታ ሃገር፥ ፕሬዚዳንት ኣሊ ቦንጎ ኣብቲ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ 64 ነጥቢ 27 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ…
ድሮናት ዩክሬን ኣብ ሩሲያ ሰፊሕ መጠን ዘለዎ መጥቃዕቲ ፈፂመን ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ኣልቦ ድሮናት ዩክሬን ሎሚ ኣብ ሽዱሽተ ክልላት ሩሲያ ሰፊሕ መጠን ዘለዎ መጥቃዕቲ ፈፂመን ተባሂሉ።
ዩክሬን ኣብ ምዕራባዊ ከተማ ፕስኮቭ ዝርከብ መዕርፎ ነፈርቲ ሩሲያ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣብ ወታደራዊ መመላልቲ ኣውሮፕላናት ጉድኣት ከምዘብፀሀት…
ኣቡዳቢ ንሓበራዊ ባንኪ “ብሪክሱ” ዝኸውን ካፒታል ከምእትሰድድ ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሃገራት “ብሪክስ” ብሓባር ንዘጣይሽኡ “ባንኪ ኒው ዴቬሎፕመንት” (ኤን.ዲ.ቢ) ዝኸውን ተወሳኺ ካፒታል ከምእትሰድድ ዕላዊ ገይራ።
ሚኒስትር ገንዘብ እታ ዓዲ ኣብደላ ቢን ቱቅ ኣል ማርሪ፥ ኣቡዳቢ ኣባልነታ ተጠቒማ ኣብቲ ጉጅለ…
ኣፍሪካ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ናይ መከሓሓሲ በጀት የድልያ – ኢጋድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋርን ንምክልኻልን ናይ መከሓሓሲ በጀት ከምዘድልያ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣፍሊጡ።
ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ኣፍሪካ ትመርሖ በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባር ከምዘድሊ እውን ኣገንዚቡ፡፡
ብዋና…
ሕብረት ኣውሮፓ ቁፅሪ ኣባላቱ ንምውሳኽ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ቁፅሪ ኣባል ሃገራት ንምውሳኽ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼል÷ ሓደሽቲ ኣባል ሃገራት ንምቕባል ሓሳብ ከምዘቀቕርቡ ንፋይናንሺያል ታይምስ ፀሪሑ ኣር ቲ ፀብፂቡ፡፡
“ብሪቲሽ ዴይሊ”…
ኣሜሪካ ኣብ ሶማሊያ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲታት ምቕታላ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሶማሊያ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ምስ ኣልቃዕዳ ርክብ ኣለዎም ዝበለቶም ግብረ ራዕዲታት ምቕታላ ገሊፃ።
ወተሃደራዊ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ (ኣፍሪኮም) ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ በቲ መጥቃዕቲ 13 ግብረ ራዕዲታት ተቐቲሎም።
ኣሜሪካ እቲ…