Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ኣብ ቱርክ ኢስታንቡል ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ ፎረም፥ ኣብ መንጎ ነጋዶ ቱርኪን ኣፍሪካን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ንምባልን ማእኸለዎትን ኣናእሽቱን ፍሪያታት ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ምፍላጥ…

ሩሲያን ቻይናን “ፅቡቕ ጉርብትና ዘለወን ዝተኣማመና መሓዙትን ኢየን” – ሺ ጂንፒንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ቻይናን “ፅቡቕ ጉርብትና ዘለወንን ዝተኣማመና መሓዙትን ኢየን” ክብሉ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ገሊፆም። ሺ ጂንፒንግ እዚ ዝበሉ፥ ናብ ሩሲያ ዑደት ኣብ ዝጀመሩሉ እዋን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝኾነ ኣልጀዚራ…

ኣብ ኣማላዊ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ህይወት 447 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ኣማላዊ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ህይወት 447 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ትማሊ ዕለት ብኣቆፃፅራ ሰዓት ማላዊ ከባቢ ሰዓት 7 ዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ (ሳይክሎን) ኣብ ልዕሊ ዜጋታት እታ ሃገር ልዑል ጉድኣት ኣብፂሑ፡፡ ኣብ…

ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኣህጉራዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ግጭትን ኲናትን ደው ንክብል…

ኣብ ማላዊ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ 100 ዝኾኑ ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማላዊ ብዘጋጠመ ፍሬዲ ዝበሃል ከቢድ ኣውሎ ንፋስ 100 ዝኾኑ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተሰሚዑ። ልዑል ምንቅስቓስ ንግዲ ኣብ ዘለዋ ከተማ ብላንታየር ጥራሕ ኣስከሬን 85 ሰባት ከምዝተረኸበ ቢቢሲ ፀብፂቡ። ብልዑል ዝናብ ዝተዓጀበ…

ሰሜን ኮሪያ ወታደራታ ንቕሉዕ ኲናት ክዳለዉ ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ምስ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ንዝግበር ንቕሉዕ ኲናት ወታደሮም ኣድላዪ ምድላው ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኪም ጆንግ ኡን ፃውዒት ዘቕረቡ÷ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ልሳነ ምድሪ ዝገብረኦ ወታደራዊ ልምምድ…

ሺ ጂንፒንግ ፕሬዚዳንት ቻይና ብምዃን ዳግም ተመሪፆም ተመረጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሺ ጂንፒንግ ፕሬዚዳንት ህዝባዊ ሪፐብሊክ ቻይና ብምዃን ዳግም ተመሪፆም። ፕሬዚዳንት ሺ፥ እታ ሃገር ካብ ምምራሕ ብተወሳኺ ኣቦ መንበር ማእኸላይ ወታደራዊ ኮሚሽን ብምዃን ከምዝሰርሑ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ኤምባ ቻይና ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡…

ሕማም ኮሌራ ብብርኪ ዓለም ብልዑል ኩነታት ይጋደድ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕማም ኮሌራ ድሕሪ 20 ዓመታት ብብርኪ ዓለም ብልዑል ኩነታት ይጋደድ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ። ቅልውላው ኢኮኖሚ፣ ለውጢ ክሌማን ፅዕንቶ ቫይረስ ኮሮናን እቲ ሕማም ብቕልጡፍ ንክላባዕ ዝገብሮ ዘለዉ ምኽኒያታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…

ጀርመን ንቻይና ኣጠንቂቓታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሹልዝ ቻይና ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ኢዳ እንተእቲያ ማዕብ ከምዝፅበያ ኣጠንቂቖም። ሹልዝ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝገብሩዎ ዑደት ተተሓሒዙ፥ ቻይና ኣብ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኢዳ እንተእቲያ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ዓባይ…

ቻይናን ህንዲ ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ህንዲ ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ከምዝተስማዕማዓ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ኣፍሊጦም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ቂን ጋንግን ናይ ህንዲ መዘነኦም ሱራህማንያም ጃይሻንካርን ኣብ ህንዲ ኒው ደልሂ ዝተኻየደ ኣብ ዝርከብ…