Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ቻይና ዋንግ ዪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ንክኾኑ ሸይማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣስታት ሸውዓተ ወርሒ ዘገልገሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ነበር ኲን ጋንግ ካብ መዝነቶም ከምዝተኣልዩ ተገሊፁ።
ጋንግ ብዘይተገልፀ ምኽንያት ንነዊሕ እዋን ካብ ዓይኒ ህዝቢ ተሰዊሮም ከምዝፀንሑ ተሓቢሩ።
እቶም ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ነቲ መዝነት…
ቻይናን ኬንያን ኣብ ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ዘለወን ምትሕብባ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ኬንያን ኣብ ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ዘለወን ምትሕብባ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን።
ዳይሬክተር ኮሚሽን ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ ናይሮቢ ብምርኻብ÷ ክልቲአን ሃገራ ኣብ ቤልት ኤንድ ሮድ ዘለወን…
ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ዓለምና ናህሪ ዋጋ መግቢ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ(ኣይ ኤም ኤፍ)ኣብ ዓለምና ናህሪ ዋጋ መግቢ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ።
ካብ ዩክሬን ብፀሊም ባሕሪ ኣቢልካ ስርናይ ንምዉፃእ ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክሬንን ዝተኸተመ ስምምዕነት ምቁራፁ ስዒቡ ሕፅረት ዉሕስና መግቢ ዓለምና…
ኣሜሪካ ንዩክሬን ክላስተር ቦምብ ንክወሃብ ዘሕለፈቶ ዉሳነ ተግባራዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክረይን ኣንፃር ሰራዊት ሩስያ ኣብ እተካይዶ ዘላ ውግእ ክላስተር ቦምባታት ኣመሪካ ትጥቀም ከምዘላ ቤት ፅሕፈት ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ኣረጋጊፁ።
ወሃቢ ቃል ሃገራዊ ድሕነት ጆን ኪርቢ ከምዝገለፅዎ፥ እቶም ኣፅዋራት ኣብ ልዕሊ መስመራት ምክልኻል ሰራዊት…
ሩሲያ ካብ ስምምዕ ቀረብ ስርናይ ምውፅኣ ስዒቡ ዋጋ ስርናይ ወሲኹ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ስምምዕ ቀረብ ስርናይ ምውፅኣ ስዒቡ ዋጋ ስርናይ ወሲኹ።
እታ ሃገር ብፀሊም ባሕሪ ኣቢሉ ፍሪያታት ጥረምረ ዩክሬን ናብ ዕዳጋ ዓለም ንክቐርብ ዝተገበረ ስምምዕነት “ኣፈፃፅምኡ ጉድለት ኣለዎ” ብዝብል ነቲ ስምምዕነት ምቁራፃ ይዝከር።…
ቻይና ብናይ ባዕላ መገዲ ብኽለት ከባቢ ንምንካይ ክትሰርሕ ኢያ – ሺ ጂንፒንግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብናይ ባዕላ መገዲ ብኽለት ከባቢ ንምንካይ ከምትሰርሕ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሺ ጂንፒንግ ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ እዚ ዝበሉ÷ ለውጢ ከባቢ ኣየር ንምፅዋር ቅልጡፍ ስጉምቲ ክውሰድ ኣብቲ ጉዳይ ልኡኽ ኣሜሪካ ዝኾኑ ጆን ኬሪ መተሓሳሰቢ…
ምትሕብባር ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካን ቻይናን ክሕደስ ዝኽእለሉ ዕድል ኣሎ ተባሂሉ
አዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካን ቻይናን ክሕደስ ዝኽእለሉ ዕድል ከምዘሎ ልኡኽ ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ኣፍሊጦም።
ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምንካይ ኣሜሪካ ምስ ቻይና ዘለዋ ምትሕብባር ብምኽላስ እቲ ርክብ ዝሕደሰሉ ዕድል ከምዝህሉ ዝሓበሩ ጆን…
ንብኽለት ኣየር ዓለም ልዑል ብፅሒት ዝሕዛ ኣሜሪካን ቻይናን ብዛዕባ ክሌማዊ ለውጢ ክዝትያ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ፅዕንቶ ብምዕራፍ ልዑል ብፅሒት ዝሕዛ ኣሜሪካን ቻይናን ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ጠሚተን ከምዝዝትያ ተገሊፁ፡፡
ልኡኽ ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ምስ ቻይና መዘነኦም ዢ ዤንዋ ንምዝታይ ሎሚ ናብ ቻይና ከመዘምርሑ ኤ ኤፍ ፒ…
ኢራን ኣብ ዓውዲ ንግዲ ኣብ ሰለስተ ዓመታት 10 ቢሊየን ዶላር ኣብ ኣፍሪካ ንምፍሳስ ድሌት ኣርኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ኣፍሪካ ናይ ባሕሪ ንግዲ ብምጥንኻር ክሳብ 10 ቢሊየን ዶላር መዋእለ-ንዋይ ክተፍስስ ከምትደሊ ተገሊፁ፡፡
ኢራን ብግልጋሎት ምጉዕዓዝ መርከብ ምስ ኣፍሪካ ተካይዶ ርክብ ንግዲ ባሕሪ ዕላዊ ዝገበሩ÷ ዋና ዳይሬክተር…
ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ኣውሮፓ ሙቐት ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ኣውሮፓ ሰሜና ምዕራብ ኣፍሪካን ሙቐት ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት መጠን ሙቐት ደቡብ ኣውሮፓ ካብ 40 ናብ 48 ዲግሪ ሴሊሺየስ ክብ ክብል ኢዩ ተባሂሉ።
ብፍላይ ኣብ ስፔን፣ ፈረንሳይ፣ ግሪክ፣…