Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ 26 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ 26 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ።
ካብ ዝሓለፈ ዓርቢ ጀሚሩ ዝተወለዐ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ኣብ ግዝኣት ሚሲሲፒ 25 ሰባት ህይቶም እንትሓልፍ÷ ኣብ ግዝኣት ኣልባማ ድማ ህይወት ሓደ ሰብ ሓሊፉ፡፡
እቲ…
ሰሜን ኮሪያ ፈተነ ኒውክሌር ዝሽከም ናይ ውሽጢ ማይ ድሮን ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ኒውክሌር ናይ ምሽካም ዓቕሚ ዘለዎ ሰብ ኣልቦ ናይ ውሽጢ ማይ ኣውሮፕላን (ድሮን) ፈተነ ምክያዳ ማዕኸን ዜና እታ ሃገር ገሊፁ፡፡
እታ ድሮን ካብ 80 ክሳብ 150 ሜትሮ ትልቀት ኣብ ውሽጢ ዘለዎ ማይ ልዕሊ 59…
ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ኮሚሽን ሽግግር ሓይሊ ብሪታኒያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ኢኮኖሚ ዓለም ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ምዃን ዘኽእል ኣማራፂታት ምግላፁ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።…
መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ኣብ ቱርክ ኢስታንቡል ይሳለጥ ኣሎ።
ዕላማ እቲ ፎረም፥ ኣብ መንጎ ነጋዶ ቱርኪን ኣፍሪካን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ንምባልን ማእኸለዎትን ኣናእሽቱን ፍሪያታት ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ምፍላጥ…
ሩሲያን ቻይናን “ፅቡቕ ጉርብትና ዘለወን ዝተኣማመና መሓዙትን ኢየን” – ሺ ጂንፒንግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ቻይናን “ፅቡቕ ጉርብትና ዘለወንን ዝተኣማመና መሓዙትን ኢየን” ክብሉ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ገሊፆም።
ሺ ጂንፒንግ እዚ ዝበሉ፥ ናብ ሩሲያ ዑደት ኣብ ዝጀመሩሉ እዋን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝኾነ ኣልጀዚራ…
ኣብ ኣማላዊ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ህይወት 447 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ኣማላዊ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ህይወት 447 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ትማሊ ዕለት ብኣቆፃፅራ ሰዓት ማላዊ ከባቢ ሰዓት 7 ዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ (ሳይክሎን) ኣብ ልዕሊ ዜጋታት እታ ሃገር ልዑል ጉድኣት ኣብፂሑ፡፡
ኣብ…
ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ኣህጉራዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ግጭትን ኲናትን ደው ንክብል…
ኣብ ማላዊ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ 100 ዝኾኑ ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማላዊ ብዘጋጠመ ፍሬዲ ዝበሃል ከቢድ ኣውሎ ንፋስ 100 ዝኾኑ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተሰሚዑ።
ልዑል ምንቅስቓስ ንግዲ ኣብ ዘለዋ ከተማ ብላንታየር ጥራሕ ኣስከሬን 85 ሰባት ከምዝተረኸበ ቢቢሲ ፀብፂቡ።
ብልዑል ዝናብ ዝተዓጀበ…
ሰሜን ኮሪያ ወታደራታ ንቕሉዕ ኲናት ክዳለዉ ፃውዒት ኣቕሪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ምስ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ንዝግበር ንቕሉዕ ኲናት ወታደሮም ኣድላዪ ምድላው ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኪም ጆንግ ኡን ፃውዒት ዘቕረቡ÷ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ልሳነ ምድሪ ዝገብረኦ ወታደራዊ ልምምድ…
ሺ ጂንፒንግ ፕሬዚዳንት ቻይና ብምዃን ዳግም ተመሪፆም ተመረጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሺ ጂንፒንግ ፕሬዚዳንት ህዝባዊ ሪፐብሊክ ቻይና ብምዃን ዳግም ተመሪፆም።
ፕሬዚዳንት ሺ፥ እታ ሃገር ካብ ምምራሕ ብተወሳኺ ኣቦ መንበር ማእኸላይ ወታደራዊ ኮሚሽን ብምዃን ከምዝሰርሑ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ኤምባ ቻይና ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡…