Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ጉዳይ ታይዋን ኣብ ርክብ ኣሜሪካ-ቻይና ንድርደር ዘይቐርብ ቀይሕ መስመር ኢዩ-ቺን ጋንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳይ ታይዋን ኣብ ርክብ ኣሜሪካ-ቻይና ንድርደር ዘይቐርብ ቀይሕ መስመር ኢዩ ከብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ ኣፍሊጦም። ኣብ ጉዳይ ግዝኣት ታይዋን ዝለዓሉ ሕቶታት ውሽጣዊ ጉዳይ ቻይና ከምዝኾኑ እውን ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ…

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትውልዲ ከተማ ፕሬዚዳንት ዩክሬን መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትውልዲ ከተማ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዜለንስኪ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ከተማ ክሪቪ ሪህ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ክሳብ ሐዚ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ከምዝሓለፈ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ሓቢሮም። በቲ…

ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁን (ዶ/ር) ሓላፍነቶም ንቐፀልቲ ኣርባዕተ ዓመታት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ሓላፍነት ዋና ፀሓፊነት እቲ ትካል ወርቅነህ ገበየሁን (ዶ/ር)ንቐፀልቲ ኣርባዕተ ዓመታት ኣናዊሑ። ብተወሳኺ ጁቡቲ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ነቲ ትካል ብኣቦ መንበርነት ክትመርሕ ዝፀንሐት ሱዳን፥ ሓላፍነታ ንጅቡቲ ከምዘረከበት  ኣብ ኤምባሲ…

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ሰላም ንምርግጋፅ ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ሙሳ ፋኪ ማህማት

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ሰላም ንምርግጋፅ ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ኣቦ መንበር ኮነሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ገሊፆም። መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ጂቡቲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ…

ኔቶ ኣብ ታሪኩ እቲ ዝዓበየ ዝበሃል ልምምድ ነፈርቲ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔቶ ኣብ ታሪኩ እቲ ዝዓበየ ዝበሃል ልምምድ ነፈርቲ ኣብ ጀርመን ከምዝገብር ኣፍሊጡ። እቲ ልምምድ ሰራዊ ሩሲያ ንምምካት ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ድሕሪ 74 ዓማውቲ ኣብ ዝግበር ልምምድ ነፈርቲ ልዕሊ 250 ኣውሮፕላናትን ካብ 25 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ…

ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ምድሪን ሓይሊ ባሕሪን ታይዋን ብተጠንቀቕ ንክፀንሕ ተኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ምድሪን ሓይሊ ባሕሪን ታይዋን ብተጠንቀቕ ንክፀንሕ እራ ሃገር ኣዚዛ። 10 ነፈርቲ ቻይና ኣብ ምንጎ ቻይናን ታይዋንን ኣብ ዘሎ ወሽመጥ ባሕሪ ተራእየን ኢየን ብዝብል ኢዩ እቲ ትእዛዝ ተዋሂቡ። ብመሰረት እዚ…

ትራምፕ ሚስጥራዊ ሰነዳት ኣሜሪካ ብግቡእ ብዘይመሓዝ ዝብል ክሲ ቀሪቡሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኒዩክለራውን ወተሃደራውን ሚስጥራት ኣሜሪካ ሓዊሱ ኣማኢት ሚስጥራዊ ሰነዳት ብዘይግቡእ ብምሓዝ ተኸሲሶም። በዚ ድማ 37 ገበናዊ ክስታት ዝሓዘ መዝገብ ገበናዊ ክሲ ቀሪቡዎም ኣሎ። እቶም ሚስጥራዊ ሰነዳት፥…

ኣሜሪካ 2 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ተወሳኺ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ንዩክሬን ተዳሉ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 2 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ተወሳኺ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ንዩክሬን ተዳሉ ከምዘላ ገሊፃ። ዩክሬን ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ሓይሊ ሩሲያ ስጉምቲ መሊስካ ምጥቃዕ ምውሳድ ምጅማራ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ደገፍ…

ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ። ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ፥ እቲ ሓዱሽ ኃይፐር ሶኒክ ሚሳኤል ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ድሕንነት ንምርግጋፅ ይሕግዘና ኢዩ ምባሎም ኣር ቲ ፀብፂቡ። ብቋንቋ ፋርስ “ፋታህ” ብዝብል ዝሰየምዎ…

ፖል ካጋሜ ኣብ ሰብ መዚ ምክልኻል ሃገርን ድሕንነትን ሃንደበታዊ ለውጢ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብ ሚኒስትራትን ኣዘዝቲን ምክልኻል ሃገርን ድሕንነትን እታ ሃገር ሃንደበታዊ ለውጢ ምግባሮም ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ጆቪኔል ማሪዛሙንዳን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር፣ ሌተናል ጄነራል ሙባራክ ሙጋንጋን  ድማ ላዕለዋይ…