Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ዩክሬን ኣባል ሃገር ንምዃን ዘቕረበቶ ሕቶ ንግዚኡ ብኔቶ ውድቂ ምግባሩ ንዜሌንስኪን ኣቖጢዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ጦር ቃል ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ዩክሬን ኣባል ሃገር ንምዃን ዘቕረበቶ ሕቶ ንግዚኡ ተቐባልነት ከምዘይተረኸበ ተገሊፁ። ኣመራርሓታት ኔቶ ዩክሬን ኣብቲ ወታደራዊ ጥምረት ንምፅምባር ዘቕረበቶ ሕቶ ኣብ ቀፃሊ ከምዝረአ ኣገንዚቡ፡፡ እቲ…

200 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ጀልባ ኣብ ደሴታት ካናሪ ከምዝጠሓለት ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)200 ሰባት ኣሳፊራ ናብ ስፔን እናተጓዓዘት ዝነበረት ጀልባ ኣብ ደሴታት ካናሪ ከምዝጠሓለት ሰራሕተኛታት መድሕን ህይወት ስፔን ኣፍሊጦም። ካብ ደቡባዊ ሴኔጋል ተላዒለ ናብ ደሴት ካናሪ እናምረሐት ከምዝነበረት ዝተሓረላ መግፈፊት ዓሳ ጃልባ÷ ህፃናት…

ፕሬዚዳንት ጆባይደን ንዩክሬን ክላስተር ቦምብ ንክወሃብ ዘሕለፍዎ ዉሳነ ተግባረታዊ ከምዝገብርዎ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆባይደን ንዩክሬን ክላስተር ቦምብ ንክወሃብ ዘሕለፍዎ ዉሳነ ተግባረታዊ ከምዝገብርዎ ኣረጋጊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣዝዩ ከቢድ ዝበልዎ ውሳነ ንምዉሳን ንዉሕ ዝበለ እዋን ከምዝወሰዶምን፤ ብመንፅር ዩክሬን ዝገጠማ ሕፅረት ተተኳሲ ግና…

ፈላማይ ክታበት ዓሶ ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ክከፋፈል ኢዩ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ፈላማይ ክታበት ሕማም ዓሶ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ከምዘከፋፍል ኣፍሊጡ። ውድብ ጥዕና ዓለም ከምዝሓበሮ÷ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ መዓልቲታት 18 ሚሊየን ክታበት ሕማም ዓሶ ናብ 12 ሃገራት ኣፍሪካ ክከፋፈሉ ኢዮም።…

ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሱዳን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ክልቲኦም ትካላት ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርግጋዕን ንክረጋገፅ ዘለዎም ቁርፀኝነት…

ውድብ ጥዕና ዓለም ዝኸፍአ ለውጢ ክሌማ ከጋጥም ይኽእል ኢዩ ክብል ኣጠንቂቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ብብርኪ ዓለም ዝኸፍአ ለውጢ ክሌማ ከጋጥም ይኽእል ኢዩ ክብል ኣጠንቂቑ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ቴድሮስ ኣድሓኖም(ዶ/ር)፥ ኣብ ዝሓዝናዮ ሰሙን 2023 ዓ.ም.ፈ ልዑል መጠን ሙቐት ከምዝተመዝገበ ተዛሪቦም። እቲ ለውጢ ክሌማ…

ኣሜሪካ ንታይዋን ጦር መሳርሒታት ክትሸይጥ ኣይግባእን ክትብል ቻይና ተቓዊማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንታይዋን ጦር መሳርሒታት ክትሸይጥ ኣይግባእን ክትብል ቻይና ብፅኑዕ ተቓዊማ። ኣሜሪካ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ናይ 619 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ጦር መሳርሒታት ንታይዋን ንምሻጥ ምፅዳቕ ይዝከር፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚስቴር ምክልኻል ቻይና ታን…

ኣብ ዓለምና ኣዚዩ ዝሞቐ መዓልቲ ትማሊ ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለምና ኣዚዩ ዝሞቐ መዓልቲ ትማሊ ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ። ሓበሬታ ማእኸላት ሓበሬታ ትምበያ ከባቢ ኣሜሪካ ከምዘመላኸቶ÷ ማእኸላይ ሙቐት ከም ናይ ትማሊ ዕለት ሓፍ ኢሉ ኣይፈልጥን፡፡ ናይ ትማሊ ማእኸላይ ሙቐት ዓለም 17 ነጥቢ 01 ዲግሪ…

ቱርኪን ግብፂን ላሕሊሑ ዝፀንሐ ርክበን ከሕድሳ ኢየን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪን ግብፂን ላሕሊሑ ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊ ርክበን ንምሕዳስ ከምዝተስማዕመዓ ተገሊፁ። እተን ሃገራ ልዑል ደረጃ ዘለዎ ዲፕሎማሲያዊ ዘተ ምሰካየዳ እተን ሃገራት ነናይ ባዕለን ኣምባሳደር ከምዝሾማ እውን ኣልጀዚራ ፀብፂቡ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

እስራኤል ኣብ ከተማ ጀኒን ባንኪ ዌስት መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ከተማ ጀኒን ባንኪ ዌስት ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ፍሊስጤማዊያን መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጥዕና ፍልስጤም ንቢቢሲ ከመዝበልዎ፥ እስራኤል ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ድሮን ሰለስተ ሰባት እንትሞቱ ልዕሊ 20 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉ…