Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሩሲያ “ንፈተውቲ” ሃገራት ነዳዲ ትልእኸሉ ኣንፈት ከምትቕይር ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ “ንፈተውቲ” ሃገራት ነዳዲ ትልእኸሉ ኣንፈት ከምትቕይር ምክትል ቀዳማ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣሌክሳንደር ኖቫክ ተዛሪቦም።
ሩሲያ ኣብዚ ዓመት ዘለዋ ፍርያት ዘይቲን ነዳዲን “ፈተውቲ” ንዝበለተን ሃገራት ንምልኣኽን ሓፈሻዊ ቀረብ ድማ ካብ 75…
ኣሜሪካ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ ኖርድ ስትሪም ኣፈንጂራቶ ክትከውን ከምትኽእል ተሓሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ካብ ሞስኮ ናብ በርሊን ዝተዘርገሐ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ “ኖርድ ስትሪም” ኣፈንጂራቶ ክትከውን ከምትኽእል ተሓሩ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ከምዝበሉዎ÷ ኣሜሪካ ምትሕብባር ጀርመንን ሩሲያን ከም ስግኣት ትሪኦ ኣላ፡፡…
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ቻይና ሓዱሽ ማዕቐብ ኣንቢራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ቻይና ሓዱሽ ማዕቐብ ከምዘንበረት ተገሊፁ።
እቲ ማዕቐብ ዝተነበረ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣሜሪካ(ፔንታጎን)”ስለላ” ኢዩ ኢሉ ዝጠርጠሮ ተንሳፋፊ ጓንቲ ቻይና ብሚሳኤል ወቒዑ ድሕሪ ምውዳቑ ኢዩ ተባሂሉ።
ብመሰረት እዚ ምስ…
ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 77 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 33 ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ቤተሰብን ዴሞክራትን ሪፐብሊካንን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 77 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ።
እቲ ማዕቐብ፥ ዋሺንግተን ቅድሚ ሰለስተ ሰሙናት “ንሩሲያ ሓገዝ ኣፅዋር ይገብሩ ኢዮም” ብምባል ኣብ ልዕሊ 22 ውልቀ…
ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣብ ኬንያ ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኬንያ ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ጀሚሮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ናይሮቢ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሞ ኬንያታ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ኣልፍሬድ ሙታ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።
ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝገብሩዎ…
ቱርኪ ሎሚ እውን ብኻሊእ ራዕዲ መሬት ተወቒዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ሎሚ እውን 5 ነጥቢ 7 ሬክተር ስኬል ብዝተመዝገበ ኻሊእ ምንቅጥቃጥ መሬት ተወቒዓ።
እቲ ናይ ሎሚ ወጋሕታ ሓደጋ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል እታ ሃገር ዘጋጠመ ኢዩ፡፡
ኣብዚ ሰሙን ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ዘጋጠሙ ሓደጋታት ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 5 ሺሕ ሰባት…
ኣብ ቱርኪ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ብዙሓት ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ቁፅሪ ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት እናወሰኸ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እናተገበረ ብዝርከብ ፃዕሪ ህይወት ኣድሕን÷ ግዝኣታት ቱርኪ ፈላማይ ግምታዊ ቁፅሪ ተጎዳእቲ ዕላዊ ገይረን፡፡
ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ማእኸላይ…
እስራኤልን ሱዳንን ስምምዕነት ሰላም ክፈራረማ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ጎንፂ ዓረብ- እስራኤል ርክበን ሓርፊፉ ዝፀንሓ እስራኤልን ሱዳንን ስምምዕነት ሰላም ክፈራረማ ኢየን ተባሂሉ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ኤሊ ኮኸንን ላዕለዎት ወተሃደራዊ መራሕቲን ምስ ኣቦ መንበር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን…
ብሪታኒያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዝፈፀመቶ ፈትሕ ኣብ ዓመት ልዕሊ 124 ቢሊየን ዶላር የስእና ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዝፈፀመቶ ፈትሕ ኣብ ዓመት ልዕሊ 124 ቢሊየን ዶላር የስእና ከምዘሎ ሰብ ሞያ ኢኮኖሚ ገሊፆም።
እታ ሃገር ካብ ሕብረት ኣውሮፓ መውፃኣ ስዒቡ ክሳራታት የጋጥማ ከምዘሎ ፀብፃብ ብሉምበርግ ኢኮኖሚክስ የረድእ።
እቲ…
ኣብ መስጊድ ፓኪስታን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት 59 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ግዝኣት ፓኪስታን ከተማ ፔሻዋር ኣብ ውሽጢ መስጊድ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ቦምብ ብውሑዱ ሕይወት 59 ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ፡፡
መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ መስጊድ÷ ኣብ ጥቓ ልዑል ሓለዋ ዝግበረሉ ዋና ቤት ዕዮ ፖሊስ እታ ሃገር ከምዝርከብ ተሓሩ።…