Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ብውሕዱ 48 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ናይ መኪና ሓደጋ ብውሕዱ 48 ሰባት ከምዝሞቱ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ ሓደጋ ኣብ ምዕራብ ኬንያ ኣብ እትርከብ ከተማ ከሪቾ ሓንቲ ኮንተይነር ፅዒና ዝነበረት ዓባይ መኪና ኣብ ሓደ ሰብ ብፃዕቒ ዝንቀሳቐሰሉ ቦታ ካብ ቁፅፅር…
‘ኣብ ታሪኽ ዝዓበየ ጉዕዞ ሓጅ’ ኣብ ስዑድ ዓረብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ተጓዓዝቲ ሓጅ እዚ ዓመት ካብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝለዓለ ከምዝኸውንን ‘ኣብ ታሪኽ ዝዓበየ ኮይኑ ከምዝምዝገብን ተሓቢሩ፡፡
ትማሊ ኣብ ሰዑድ ዓረብ መካ ዝተጀመረ ጉዕዞ ሓጅ÷ ተጓዓዝቲ ዓመታዊ ስነ-ስርዓት ልዑል ቁፅሪ ሑጃጃት ብምትእንጋድ ኣብ…
ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ተበኣኢሱ ቀፂሉ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ግዘ ህድእ ካሊእ ግዘ እናተጋደደ ዝፀንሐ ጎንፂ ተዋጋእቲ ሓይሊታት ሱዳን ሎሚ እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ካርቱም ተጋዲዱ ቀፂሉ ኣሎ፡፡
ጎንፂ ተዋጋእቲ ሓይሊታት ብቀንዱ ኣብ ምብራቕ ካርቱም፣ ካብ ሰሜናዊ ባሕሪን ምዕራባዊ ኣንፈት…
ኣፍሪካ ንሩሲያን ዩክሬንን ዘቕረበቶ ትልሚ ሰላም ከምትድግፎ ቻይና ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ንሩሲያን ዩክሬንን ንምሽምጋል ትገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ቻይና ኣፍሊጣ።
ኣቐባሊት ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ማኦ ኒንግ÷ መራሕቲ ኣፍሪካ ልኡኽቶ ሰላም ተሓንጊጦም ንሩሲያን ዩክሬንን ንምስምጋል እናገበሩዎ ንዝርከቡ ፃዕሪ ኣመስጊነን፡፡…
ዩክሬን ናብ ክሬሚያ ኣብ ዝወስድ ድልድል መጥቃዕቲ ምፍፃማ ሩሲያ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ክሬሚያ ኣብ ዝወስድ ድልድል መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ሩሲያ ገሊፃ።
“መእተዊ ክሬሚያ” ተባሂሉ ዝፍለጥ እቲ ድልድል ንክሬሚያ ምስ ሩሲያን ደቡባዊ ግዝኣት ኬርሰንን ዘራኽብ እንትኸውን÷ ኣብቲ ድልድል ብምኽንያት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ…
ኣብ ኣፍሪካ ልዕሊ 8 ሚሊየን ፍልሰተኛታት ፅግዕተኝነትን ዓለም ለኸ ሓለዋን ይደሊዩ-ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ልዕሊ 8 ሚሊየን ፍልሰተኛታት ፅግዕተኝነትን ዓለም ለኸ ሓለዋን ይደሊዩ ክብል ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ዋና ቤት ዕይኡ ሎሚ መዓልቲ ኣኽቢሩ።
እቲ ዕለት፥ ክፍሊ ጥዕና፣…
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ 30 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድሊዮም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ 30 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድሊዮም ተገሊፁ።
ንፀብፃብ ትካል ምደባ ዝተዋደደ ውሕስነት ምግቢ (አይ ፒ ሲ) ብምውካስ ዳውን ቱ ኣርዝ ዝተብሃለ ጋዜጣ ከምዝፀብፀቦ፥ ኣብ 7 ኣባል ሃገራት ኢጋድ 55 ሚሊየን ዜጋታት…
ጉዳይ ታይዋን ኣብ ርክብ ኣሜሪካ-ቻይና ንድርደር ዘይቐርብ ቀይሕ መስመር ኢዩ-ቺን ጋንግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳይ ታይዋን ኣብ ርክብ ኣሜሪካ-ቻይና ንድርደር ዘይቐርብ ቀይሕ መስመር ኢዩ ከብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ ኣፍሊጦም።
ኣብ ጉዳይ ግዝኣት ታይዋን ዝለዓሉ ሕቶታት ውሽጣዊ ጉዳይ ቻይና ከምዝኾኑ እውን ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ…
ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትውልዲ ከተማ ፕሬዚዳንት ዩክሬን መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትውልዲ ከተማ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዜለንስኪ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ተገሊፁ።
እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ከተማ ክሪቪ ሪህ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ክሳብ ሐዚ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ከምዝሓለፈ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ሓቢሮም።
በቲ…
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁን (ዶ/ር) ሓላፍነቶም ንቐፀልቲ ኣርባዕተ ዓመታት ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ሓላፍነት ዋና ፀሓፊነት እቲ ትካል ወርቅነህ ገበየሁን (ዶ/ር)ንቐፀልቲ ኣርባዕተ ዓመታት ኣናዊሑ።
ብተወሳኺ ጁቡቲ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ነቲ ትካል ብኣቦ መንበርነት ክትመርሕ ዝፀንሐት ሱዳን፥ ሓላፍነታ ንጅቡቲ ከምዘረከበት ኣብ ኤምባሲ…