Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኩባንያ ሩሲያ ታንኪታት ኔቶ ንዘዕነወ ወታደር 70 ሺሕ ዶላር ሽልማት ክህብ ኢየ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍራዪ ኬሚካል ዝኾነ ፎረስ ዝተብሃለ ኩባንያ ሩሲያ ታንኪታት ኔቶ ንዘዕነወ ወታደር 70 ሺሕ ዶላር ሽልማት ከምዘቕረበ ገሊፁ። እቲ ኩባንያ÷ ኣብ ዩክሬን ታንኪታት ኤም 1 ኣብራምስን ሊዮፓርድ- 2 ንዘዕንዉ ወታደራት ሽላመት ከምዝህብ ኣፍሊጡ ኣሎ።…

ቻይና ዝሰርታ “ሲ 919” ኣውሮፕላን ፈላማይ ስሩዕ በረራኣ ብዓወት ኣሳሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ዝሰርታ “ሲ 919” ዝዓይነታ ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ድሕሪ ፈተነ ትማሊ ፈላማይ ስሩዕ በረራኣ ብዓወት ኣሳሊጣ። እታ ኣውሮፕላን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 26 ታሕሳስ 2022 ፈተነ በረራ 100 ሰዓታት ምግባር ብምዝኽኻር ሲጂቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡…

ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም። እቶም መዳርግቲ ልምዓት ዝተሳተፍሉን ኣብ ሴኔጋል ዳካር ዝተሳለጠን መበል ካልኣይ ጉባኤ ምግቢ ኣፍሪካ ትማሊ ተዛዚሙ።…

ሩሲያ “ኤም ዋን ኣብራምስ” ን “ሊዮፓርድ 2” ታንክታት ዘዕኑ ሮቦት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ "ኤም ዋን ኣብራምስ" ን "ሊዮፓርድ 2" ታንክታት ዘዕኑ ሮቦት ዕላዊ ገይራ። ጀርመንንኣሜሪካን ቅድሚ ክልተ መዓልታት "ኤም ዋን ኣብራምስ" ን "ሊዮፓርድ 2" ታንክታት ንዩክሬን ንምልኣኽ ድልዋት ከምዝኾና ምግላፀን ይዝከር። ነዚ ስዒቡ…

ፈረንሳይ ወተሃደራታ ካብ ቡርኪና ፋሶ ንምውፃእ ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ወተሃደራታ ካብ ቡርኪና ፋሶ ንምውፃእ ምስምዕማዓ ገሊፃ። ቡርኪና ፋሶ ወተሃደራት ፈረንሳይ ካብ ሃገረይ ይውፅኡ ዝብል ሕቶ ምቕራባ ስዒቡ መንግስቲ ፈረንሳይ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝኾነ ድማ ተገሊፁ። መንግስት ቡርኪና ፋሶ ኣብ 2018 ዝተገበረ…

ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብምኽንያት ሓደጋ ምስባር መርከብ ብውሑዱ 145 ሰባት ጠፊኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሩባ ሉሎንጋ ብምኽንያት ሓደጋ ምስባር መርከብ ብውሑዱ 145 ሰባት ናብ ዝኣተዉዎ ጀከምዘይተፈለጠ ተገሊፁ። ሰብ መዚ እታ ሃገር ከምዝሓበሩዎ÷ ኣብ ሩባ ሉሎንጋ ተሳፈርቲ እናጓዓዓዘት ዝነበረት ናይ ሞተር መርከብ ልዕሊ…

ኣብ ኔፓል ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ ህይወት 40 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸላይ ኔፓል ብሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ብውሑዱ 40 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ እታ ኣውሮፕላን፥ 72 መንገደኛታት ኣሳፊራ ካብ ከተማ ካትማንዱ ናብ ፖክሃራ እናበረረት ዝነበረት ኣውሮፕላን መገዲ አየር የቲ ከምዝኾነት ተገሊሊፁ፡፡…

ሩሲያ ዝዓበየት መሓዛ ንግዲ ቻይና 2022 ከምዝኾነት ዕላዊ ኮይኑ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ዓበይቲ መሓዙት ንግዲ ቻይና ካብ ሞንጎ ዝኾና ሩሲያ ፈላመይቲ ከምዝኾነት ምምሕዳር ጉምሩኽ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ኣውሮፓውያን ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ቻይናን ዝተፈፀመ ልውውጥ ንግዲ ብመንፅር ዝሓለፉ ዓማውቲ ዕዙዝ…

ፕሬዚዳንት ባይደን ኣብ ካሊፎርኒያ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ካሊፎርኒያ ልዕሊ ሓደ ሰሙን ዘቑፀረ ከቢድ ሁቦብላ ንፋስን ሓደጋ ውሕጅን ስዒቡ ኣብታ ግዝኣት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጆም። እቲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣዊጁ ዘሎ÷ እቲ ሁቦብላ ንፋስ ንምቁፅፃርን ዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ…

በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ብዘለዉ ሰዓብቲ እምነት ክርስትናቀ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ቢቢሲ ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዝኽበር ዘሎ በዓል ከምዝበሎ፥ ብፍላይ ኣብ ላሊበላ ቅድስት ማሪያም ቤተክርስቲያን ብካህናት ዝተመርሐ ሃይማኖታዊ ስርዓይ…