Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ሰላም ንምርግጋፅ ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ሙሳ ፋኪ ማህማት
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ሰላም ንምርግጋፅ ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ኣቦ መንበር ኮነሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ገሊፆም።
መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ጂቡቲ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ…
ኔቶ ኣብ ታሪኩ እቲ ዝዓበየ ዝበሃል ልምምድ ነፈርቲ ክገብር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔቶ ኣብ ታሪኩ እቲ ዝዓበየ ዝበሃል ልምምድ ነፈርቲ ኣብ ጀርመን ከምዝገብር ኣፍሊጡ።
እቲ ልምምድ ሰራዊ ሩሲያ ንምምካት ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።
ድሕሪ 74 ዓማውቲ ኣብ ዝግበር ልምምድ ነፈርቲ ልዕሊ 250 ኣውሮፕላናትን ካብ 25 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ…
ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ምድሪን ሓይሊ ባሕሪን ታይዋን ብተጠንቀቕ ንክፀንሕ ተኣዚዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ምድሪን ሓይሊ ባሕሪን ታይዋን ብተጠንቀቕ ንክፀንሕ እራ ሃገር ኣዚዛ።
10 ነፈርቲ ቻይና ኣብ ምንጎ ቻይናን ታይዋንን ኣብ ዘሎ ወሽመጥ ባሕሪ ተራእየን ኢየን ብዝብል ኢዩ እቲ ትእዛዝ ተዋሂቡ።
ብመሰረት እዚ…
ትራምፕ ሚስጥራዊ ሰነዳት ኣሜሪካ ብግቡእ ብዘይመሓዝ ዝብል ክሲ ቀሪቡሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኒዩክለራውን ወተሃደራውን ሚስጥራት ኣሜሪካ ሓዊሱ ኣማኢት ሚስጥራዊ ሰነዳት ብዘይግቡእ ብምሓዝ ተኸሲሶም።
በዚ ድማ 37 ገበናዊ ክስታት ዝሓዘ መዝገብ ገበናዊ ክሲ ቀሪቡዎም ኣሎ።
እቶም ሚስጥራዊ ሰነዳት፥…
ኣሜሪካ 2 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ተወሳኺ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ንዩክሬን ተዳሉ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 2 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ተወሳኺ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ንዩክሬን ተዳሉ ከምዘላ ገሊፃ።
ዩክሬን ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ሓይሊ ሩሲያ ስጉምቲ መሊስካ ምጥቃዕ ምውሳድ ምጅማራ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቲ ደገፍ…
ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ።
ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ፥ እቲ ሓዱሽ ኃይፐር ሶኒክ ሚሳኤል ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ድሕንነት ንምርግጋፅ ይሕግዘና ኢዩ ምባሎም ኣር ቲ ፀብፂቡ።
ብቋንቋ ፋርስ “ፋታህ” ብዝብል ዝሰየምዎ…
ፖል ካጋሜ ኣብ ሰብ መዚ ምክልኻል ሃገርን ድሕንነትን ሃንደበታዊ ለውጢ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብ ሚኒስትራትን ኣዘዝቲን ምክልኻል ሃገርን ድሕንነትን እታ ሃገር ሃንደበታዊ ለውጢ ምግባሮም ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ጆቪኔል ማሪዛሙንዳን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር፣ ሌተናል ጄነራል ሙባራክ ሙጋንጋን ድማ ላዕለዋይ…
ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ።
ሕብረት ኣውሮፓ፥ ጉግል፣ ሜታ፣ ማይክሮሶፍት፣ ቲክ ቶክን ካልኦት ሰብ ዋና ኩባንያታት ቴክኖሎጂን ብፅሑፍ፣ ስእሊን ሰብ ስራሕ ተግባራትን ኣቢሎም ብልሓት ብዝተመልኦ…
ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዝተወለዐ ኲናት ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 3 ቢልየን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ክልተ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብሰንኪ ዝተወለዐ ኲናት ክሳብ ሐዚ ብውሕዱ 3 ነጥቢ 4 ቢልየን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ፋይናንስ እታ ሃገር ነበር ከምዝገለፆ፥ እቲ ጎንፂ ንመስመራት ቀረብ ካብ ረብሓ…
ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ሱዳን ደው ምባል ተዂሲ ብህፁፅ ንክትግበር ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ሱዳን ደው ምባል ተዂሲ ብህፁፅ ንክትግበርን ሰብኣዊ ሓገዝ ንክሳለጡን ሓቲቱ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዘሎ ዋና ቤት ዕዮ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ዘተ፥ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብህፁፅ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ…