Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

በጀት መንግስቲ ፌዴራል ኣሜሪካ 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ዶላር ንክኸውን ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ በጀት እታ ሃገር 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ዶላር ንክኸውን ረቂቕ ኣቕሪቦም። እቲ ናብ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ዝቐረበ ሕቶ በጀት ምስ ዝሓለፈ ዓመት አንትነፃፀር ኣዝዩ ብዙሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ካብቲ ዝተሓተተ…

ውሕመ ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ንምሕጋዝ 20 ቢሊየን ዶላር ረቂቕ ሓገዝ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንሓለዋ ብዝሃ ህይወት ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ዝግበር ሓገዝ ብንኡሱ ናብ 20 ቢሊየን ዶላር ክብ ንኽብል ዝሓትት ረቂቕ ሓገዝ ኣቕሪቡ። ውሕመ ዘቕረቦ ረቂቕ ብኢኮኖሚ ዝማዕበላ ሃገራት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025…

ኣሜሪካ ናብ ዩክሬን ፀረ ሚሳኤል እንተልኢኻ ሩሲያ ግብረ መልሲ ከምትወስድ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜሪካ ፓትሪዮት ዝተብሃለ ዘበናዊ ፀረ-ሚሳኤል ናብ ዩክሬን ትልእኽ እንተኾይና ኣድላዪ ዓፀፋዊ ግብረ መልሲ ክወስድ ኢ ክትብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ። ኣሜሪካ ፓትሪዮት ዝተብሃለ ኣዚዩ ዘበናዊ ፀረ ሚሳኤል ናብ ዩክሬን ንምልኣኽ ኣድላዪ ቅድመ ምድላው…

ኣሜሪካ እገዳ ንዘንበረትሎም ፍሪያታት እቶት ቻይና ፍቓድ ክትህብ ኢያ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ እገዳ ንዘንበረትሎም ፍሪያታት እቶት ቻይና ፍቓድ ክትህብ ኢያ ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት ኣ ሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣብ ቀረባ እዋን ድሕሪ ዝገበርዎ ዘተን ብሓባር ንምስራሕ ዘርኣይዎ ድልየትን ስዒቡ እቲ እግድ ዝለዓል…

ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ መፃረዪ መሸጢ ወጋ ነዳዲ ጋዝ ክስማዕማዓ ኣይከኣላን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረብ ሓይሊ ንምዝታይ ዳግም ዝተኣከበ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሕብረት ኣውሮፓ ሕዚ እውን ኣብ መፃረዪ መሸጢ ወጋ ነዳዲ ጋዝ ክስማዕምዑ ከምዘይከኣሉ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መሸጢ ዋጋ ቀረብ ጋዝ ሕብረት ኣውሮፓ ብሜጋዋት ካብ 275 ዩሮ ናብ…

ቱርኪ 12 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ሓዱሽ ክዙን ነዳዲ ረኺበ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ 12 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ሓዱሽ ክዙን ነዳዲ ከምዝረኸበት ኣፍሊጣ። ቱርኪ ኣብ ደቡብ ምብራቕ ክፋል እታ ሃገር ኣብ ትርከብ ግዝኣት ሲርናክ እምባ ጋባር ዝረኸበቶ ክዙን ነዳዲ ምስተፃረየ 150 ሚሊየን በርሚል ከምዝኸውን ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት…

ኤርትራን ኬንያን ክልተኣዊ ሰነድ ስምምዕ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤርትራን ኬንያን ክልተኣዊ ሰነድ ስምምዕ ከቲመን። ፕሬዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብመሰረት ዝገበርሎም እንግዶት ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ፕሬዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ከልቲኣዊ ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።…

መበል ራብዓይ ጉባኤ ቢዝነስ ጀርመን ኣፍሪካ ኣብ ጁሃንስበርግ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ጉባኤ ቢዝነስ 2022 ጀርመን ኣፍሪካ ኣብ ጁሃንስበርግ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ መደረ ዘስምዑ ምክትል ቻንስለርን ሚኒስትር ጉዳያት ኢኮኖሚን ጀርመን ሮበርት ሃቤክ፥ መንግሰቲ ጀርመን ንምንቅስቓስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ደገፍ…

ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ  ብመሰረት ዝገበርሎም እንግዶት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም። ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶን ኣባላት ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ እንትበፅሑ…

ቻይናን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘፈር ምክልኻል ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘፈር ምክልኻልን ኢነርጂን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ÷ ምስ ንጉስ እታ ሃገር ሰልማን ቢን ኣብዱል ኣዚዝ ኣል ስዑድ ኣብ…